Category: ዜና ኤርትራ

1 174 175 176 177 178 633 1760 / 6328
ኤርትራዊ ኣትለት ጎይትኦም ክፍለ፣ ኣብ ሆላንድ ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም ማራቶን ሳልሳይ ወጺኡ

ኤርትራዊ ኣትለት ጎይትኦም ክፍለ፣ ኣብ ሆላንድ ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም ማራቶን ሳልሳይ ወጺኡ

Radio Erena: 20 April 2021 ኤርትራዊ ኣትሌት ጎይትኦም ክፍለ ብሰንበት 18 ሚያዝያ፡ ኣብ ኤንሸደ ኔዘርላንድ ኣብ ዝተኻየደ፡ ውድድር NN Mission Marathon ሳልሳይ ብምእታው ተዓዊቱ። ኣብ'ዚ ኣብ ከባ [...]
ኦነግ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ፡ መጠነ ሰፊሕ መጥቃዕታት ኣካይዱ፣ እሱራት ኣፍቲሑ

ኦነግ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ፡ መጠነ ሰፊሕ መጥቃዕታት ኣካይዱ፣ እሱራት ኣፍቲሑ

Radio Erena: 19 April 2021 ሓይልታት ኦነግ ሸኔ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ሰሜን ሸዋ፣ ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ከቢድ መጥቃዕታት ከምዘካየዱ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ገሊጹ። ኣብቲ ኣብ ሸዋ ሮቢት፣ ኣንጾክያን ካራቖራ [...]
ሱዳንን ቀጠርን፣ ዛሕቲሉ ዝጸንሐ ዝምድንአ ንምሕዳስ ስምሞ ከቲመን

ሱዳንን ቀጠርን፣ ዛሕቲሉ ዝጸንሐ ዝምድንአ ንምሕዳስ ስምሞ ከቲመን

Radio Erena: 19 April 2021 ድሕሪ ምውዳቕ ስርዓት በሺር፣ ዛሕቲሉ ዝጸንሐ ዝምድና ሱዳንን ቀጠርን፣ ዳግም ንምሕዳሱ ስምምዕ ከቲመን። እዘን ክልተ ሃገራት፣ ዝምድንአን ንምሕዳስ ልዕሊ 36 ናይ ፕሮቶኮል ስምምዓ [...]
ባይቶ ጸጥታ፣ ኩነታት ትግራይ ንምክትታል ዕጹው ኣኼባ ኣካዪዱ

ባይቶ ጸጥታ፣ ኩነታት ትግራይ ንምክትታል ዕጹው ኣኼባ ኣካዪዱ

Radio Erena: 18 April 2021 መንግስቲ ኤርትራ ሰራዊቱ ካብ ትግራይ ናይ ምውጻእ ምልክት ኣየርኣየን ክብል፣ ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ወኪል ሰብኣዊ ረዲኤት ገሊጹ። ባይቶ ጸጥታ ብሓሙስ 15 ሚያዝያ ንኩነታት ኣብ ትግራይ [...]
ኣስመራ፣ ኣብ ጸጸራት መካነ- መቓብር ካቶሊካዊትን ወንጌላዊትን ኣብያተ ክርስትያን ዝርከብ ሬሳታት ክልዓል መንግስቲ ኣዚዙ

ኣስመራ፣ ኣብ ጸጸራት መካነ- መቓብር ካቶሊካዊትን ወንጌላዊትን ኣብያተ ክርስትያን ዝርከብ ሬሳታት ክልዓል መንግስቲ ኣዚዙ

Radio Erena: 16 April 2021 ኣብ ኣስመራ፣ ከባቢ ጸጸራት ኣብ ዝርከብ መቓብር ካቶሊካዊትን ወንጌላዊትን ኣብያተ ክርስትያን፣  ዓሪፉ ዘሎ ሬሳታት፣ ተፋሒሩ ክልዓል መንግስቲ ትእዛዝ ምምሕልላፉ ምንጭታት ራድዮ ኤረና [...]
ናይ ሎሚ ረቡዕ 14 ሚያዝያ 2021 ፈነወና፦

ናይ ሎሚ ረቡዕ 14 ሚያዝያ 2021 ፈነወና፦

Radio Erena: 14 April 2021 Radio Erena · ረቡዕ 14 ሚያዝያ 2021     [...]
Intertwined Themes of Paranoia

Intertwined Themes of Paranoia

Radio Erena: 14 April 202 The National Holidays Committee (NHC) in charge of the National Day celebrations preparations issued this year’s cele [...]
Egypt Cancels A Proposed Eritrean President State Visit

Egypt Cancels A Proposed Eritrean President State Visit

Radio Erena: 14 April 2021 Egypt had canceled a state visit requested by the Eritrean president in last November. Diplomatic sources confirm [...]
ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብ ትግራይ ከተማ ዓድዋ፣ ብዝኸፈቶ ሃንደበታዊ ቶዅሲ፣ ሓያሎ ሰላማውያን ሰባት ግዳያት ሞትን መቑሰልትን ኮይኖም

ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብ ትግራይ ከተማ ዓድዋ፣ ብዝኸፈቶ ሃንደበታዊ ቶዅሲ፣ ሓያሎ ሰላማውያን ሰባት ግዳያት ሞትን መቑሰልትን ኮይኖም

Radio Erena: 14 April 2021 ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብ ትግራይ፣ ከተማ ዓድዋ፣ ብሰኑይ 12 ሚያዝያ፣ ብዝኸፈቶ ሃንደበታዊ ቶዅሲ፣ ሓያሎ ሰለማውያን ሰባት ግዳያት ሞትን መቑሰልትን ከምዝኾኑ ዝተፈላለዩ ወገናት ካብታ ከተ [...]
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ዝሓለፈ ወርሒ ናብ ግብጺ ክበጽሕ ዘቕረቦ ጠለብ፣ ግብጺ ናብ ካልእ እዋን ኣሰጋጊራቶ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ዝሓለፈ ወርሒ ናብ ግብጺ ክበጽሕ ዘቕረቦ ጠለብ፣ ግብጺ ናብ ካልእ እዋን ኣሰጋጊራቶ

Radio Erena: 13 April 2021 ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ናብ ግብጺ ንምብጻሕ ዘቕረቦ ጠለብ፣ ብወገን ግብጺ ተቐባልነት ከምዘይረኸበ ዲፕሎማስያውያን ምንጭታት ሓቢሮም። እቲ ፕረዚደንት፣ ብ [...]
1 174 175 176 177 178 633 1760 / 6328