Category: ዜና ኤርትራ

1 173 174 175 176 177 645 1750 / 6442
መ.ኢትዮጵያ፣ ተወላዶ ትግራይ ብኣልማማ ናይ ምእሳር ስጉምቲ ደው ከብል ዝጽውዕ ጥርዓን ቀሪቡ

መ.ኢትዮጵያ፣ ተወላዶ ትግራይ ብኣልማማ ናይ ምእሳር ስጉምቲ ደው ከብል ዝጽውዕ ጥርዓን ቀሪቡ

Radio Erena: 18 July 2021 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ከባቢኣን ንዝነብሩ ተወላዶ ትግራይ ብኣልማማ ናይ ምእሳር ስጉምቲ ደው ከብል ዝጽውዕ ጥርዓናት፣ ካብ ዝተፈላለያ ትካላት ተጣበቕቲ መሰላት ይቐርብ ኣሎ። [...]
ሓይልታት ትግራይ፣ ኣብ ማይ ዓይኒን ዓዲ ሓሩሽን ንዝሓዝዎም ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ኣጽዋር ኣብ ምምልላስ ኣዋፊሮሞም

ሓይልታት ትግራይ፣ ኣብ ማይ ዓይኒን ዓዲ ሓሩሽን ንዝሓዝዎም ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ኣጽዋር ኣብ ምምልላስ ኣዋፊሮሞም

Radio Erena: 16 July 2021 ሓይልታት ትግራይ፣ ኣብ ማይ ዓይኒን ዓዲ ሓሩሽን ንዝሓዝዎም ኣማኢት ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ምስ ሓይልታት ኣምሓራ ኣብ ዝተኻየደ ኵናት ንዝማረኽዎ ኣጽዋርን ንብረታትን ኣብ ምምልላስ፣ ኣ [...]
ኣማኢት ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ከባቢ ሽረ ከምዝተኣስሩ ኮሚሽነር ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ኣረጋጊጹ

ኣማኢት ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ከባቢ ሽረ ከምዝተኣስሩ ኮሚሽነር ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ኣረጋጊጹ

Radio Erena: 14 July 2021 ኣብ ዝሓለፈ ሰሙናት፣ ኣማኢት ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ኣብ ከባቢ ሽረ ከምዝተኣስሩ፣ ኮሚሽነር ኮሚሽን ላዕለዋይ ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት፣ ፍሊፖ ግራንዲ ኣረጋጊጹ። ኮሚሽነር ግራን [...]
ኣብ ዓበይቲ መድረኻት ዓለምና፣ ዎርልድ ቱር ቲም ናይ ዝቐዳደሙ ብዝሒ ኤርትራውያን፡ ሓሙሽተ በጺሑ

ኣብ ዓበይቲ መድረኻት ዓለምና፣ ዎርልድ ቱር ቲም ናይ ዝቐዳደሙ ብዝሒ ኤርትራውያን፡ ሓሙሽተ በጺሑ

Radio Erena: 14 July 2021 ቁጽሪ ናይቶም ኣብ ዎርልድ ቱር ቲም ተጠርኒፎም ዝወዳደሩ ኤርትራውያን ፕሮፌሽናል ተቐዳደምቲ፡ ሓሙሽተ በጺሑ። ኣብዚ ዓመት'ዚ ብ3 ኤርትራውያን ዝጀመረ ብዝሒ ናይቶም ኣብ ምስ ናይ ዓ [...]
ኣብ ኣፍሪቃ፣ ኣብ መደብ ክታበት ኮረና ቫይረስ ወይ  ኮቫክስ ዘይተጸንበራ ሃገራት ኤርትራን ብሩንድን ጥራይ ተሪፈን

ኣብ ኣፍሪቃ፣ ኣብ መደብ ክታበት ኮረና ቫይረስ ወይ ኮቫክስ ዘይተጸንበራ ሃገራት ኤርትራን ብሩንድን ጥራይ ተሪፈን

Radio Erena: 12 July 2021 ኣብ ኣፍሪቃ፣ ኣብ መደብ ክታበት ኮረና ቫይረስ ወይ ኮቫክስ ዘይተጸንበራ ሃገራት ኤርትራን ብሩንድን ጥራይ ተሪፈን። ኣቐዲመን፣ ኣብቲ ብውድብ ጥዕና ዓለም ዝተማእከለ፣ ክታበት ጸረ ኮ [...]
ኢትዮጵያ፣ ሰልፊ ብልጽግና ብዓብላሊ ድምጺ ከምዝተዓወተ ተገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ሰልፊ ብልጽግና ብዓብላሊ ድምጺ ከምዝተዓወተ ተገሊጹ

Radio Erena: 09 July 2021 ብቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ዝምራሕ ሰልፊ ብልጽግና፣ ኣብ ምርጫ ከምዝተዓወተ ብወግዒ ተገሊጹ። ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ቀዳም 10 ሓምለ ኣብ ዝሃቦ ወግዓዊ ውጽኢት ምርጫ፣ ሰልፊ ብልጽግና [...]
‘መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ንህዝቢ ትግራይ ብጥሜት ጅሆ ንምሓዙ ይሰርሕ ኣሎ።’ ኮሚሽነር ሕብረት ኤውሮጳ

‘መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ንህዝቢ ትግራይ ብጥሜት ጅሆ ንምሓዙ ይሰርሕ ኣሎ።’ ኮሚሽነር ሕብረት ኤውሮጳ

Radio Erena: 09 July 2021 መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝኣወጆ በይናዊ ምቁራጽ ቶኽሲ፣ ንትግራይ ኣብ ከበባ ብምእታው ንህዝቢ ግዳይ ጥሜት ንምግባሩ ዘንቐደ'ዩ ክብል፣ ኮሚሽነር ምሕደራ ቅልውላው ሕብረት ኤውሮጳ: ጃኔዝ ሌናር [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣስታት 80 ኤርትራውያን ሰጕጓ

ስዑዲ ዓረብ፣ ኣስታት 80 ኤርትራውያን ሰጕጓ

Radio Erena: 08 July 2021 ስዑዲ ዓረብ፣ ዝሰጎጎቶም ኣስታት 80 ኤርትራውያን ዝሓለፈ ቅንያት ናብ ኤርትራ ከምዝኣተዉ ምንጭታት ኤረና ሓቢሮም። እቶም ብመርከብ ዝኣተዉ ኤርትራውያን፣ መብዛሕትኦም መንበሪ ፍቓድ ወይ ኢ [...]
ኢትዮጵያ፣ ውሽጣዊ ይኹን ግዳማዊ ዶባታ (ክልላታ) ካብ ቅዋም ወጻኢ ብሓይሊ ከይትቕይር ኣመሪካ ጸዊዓ

ኢትዮጵያ፣ ውሽጣዊ ይኹን ግዳማዊ ዶባታ (ክልላታ) ካብ ቅዋም ወጻኢ ብሓይሊ ከይትቕይር ኣመሪካ ጸዊዓ

Radio Erena: 06 July 2021 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኩሎም ወገናት ተጻብኦታት ከወግዱን፣ ቀዋሚ ምቁራጽ ተዅሲ ንምትግባር ኣብ ስምምዕ ክበጽሑን ኣመሪካ ጸዊዓ። እታ ሃገር ነዚ ጻውዒት ዘቕረበት፣ ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመ [...]
ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ተዋፊራ ዝቐነየት መርከብ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ልዕሊ 570 ስደተኛታት ኣድሒና

ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ተዋፊራ ዝቐነየት መርከብ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ልዕሊ 570 ስደተኛታት ኣድሒና

Radio Erena:06 July 2021 ኣብ ማእከላይ ባሕሪ፣ ተዋፊራ ዝቐነየት ብ 'ውቅያኖስ ቫይኪንግ' እትፍለጥ መርከብ፣ ናብ ኤውሮጳ ንምስጋር ዝሓለኑ 572 ስደተኛታት ካብ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ከምዘድሓነት፣ ወናኒ እታ መርከብ [...]
1 173 174 175 176 177 645 1750 / 6442