Category: ዜና ኤርትራ

1 142 143 144 145 146 644 1440 / 6435
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንዝተኸስተ ሰብኣዊ ቅልውላው ዝውዕል 85 ሚልዮን ዶላር ለጊሳ

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንዝተኸስተ ሰብኣዊ ቅልውላው ዝውዕል 85 ሚልዮን ዶላር ለጊሳ

Radio Erena: 10 March 2022 ሕቡራት ኢማራር ዓረብ፣ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተኸሲቱ ንዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላው ዝውዕል 85 ሚልዮን ዶላር ብሓገዝ ከምዝለገሰት፣ ተሓጋጋዚ ዋና ጸሓፊ ኣብ ሰብኣዊ ጉዳያት፣ ማርቲን ግሪፍ [...]
ሑቲ፣ ንግዳዊ መራኽብ ናብ ዝመላለሳሉ ክሊ ማይ ቀይሕ ባሕሪ ሚሳይል ተኵሱ ክትብል ሰበ ስልጣን ኣመሪካ ወቒሶም

ሑቲ፣ ንግዳዊ መራኽብ ናብ ዝመላለሳሉ ክሊ ማይ ቀይሕ ባሕሪ ሚሳይል ተኵሱ ክትብል ሰበ ስልጣን ኣመሪካ ወቒሶም

Radio Erena: 10 March 2022 ስትራቴጃዊ ገማግም ተቆጻጺሮም ዝርከቡ ሓይልታት ሑቱ፣ ንግዳዊ መራኽብ ናብ ዝመላለሳሉ ኣህጉራዊ ክሊ ማይ ቀይሕ ባሕሪ፣ ሚሳይል ከምዝተኮሱ፣ ሰበ ስልጣን ኣመሪካ ወቒሶም። ኣሶሸትድ [...]
ኤርትራውያን ኣክቲቪስት ኤርትራ ናይ Starlink ኢንተርነት ተጠቃሚት ክትከውን ይጉስጉሱ

ኤርትራውያን ኣክቲቪስት ኤርትራ ናይ Starlink ኢንተርነት ተጠቃሚት ክትከውን ይጉስጉሱ

Radio: 09 March 2022 ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬን ወራር ድሕሪ ምክያዳ ወናኒ ኮፕሬሽን ዳህሳስ ህዋ (SpaceX) ኢሎን ማስክ ንዩክሬን ብመገዲ Starlink ሳተላይታት ናጻ ናይ ኢንተርኔት ኣገልግሎት ክህባ ተመባጺዑ:: ከም [...]
ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂንስትዮ ተዘኪራ

ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂንስትዮ ተዘኪራ

Radio: 09 March 2022 ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂንስትዮ ትማሊ ሰሉስ 8 መጋቢት ብደረጃ ዓለም ተዘኪሩ ውዒሉ። እዚ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ብዝተፈላለየ ኣገባባት ዝተዘከረ፣ ኣህጉራዊ መዓልቲ፣ ደቂንስትዮ ኣብ ቅድሚ ሕጊ ማዕረ [...]
መንግስቲ ኤርትራ፣ ናይ ኤውሮጳ ሕሳብ ዘቕምጠሉ ጋስፕሮም ባንክ ናይ ሩስያ ካብ እገዳ ድሒኑ

መንግስቲ ኤርትራ፣ ናይ ኤውሮጳ ሕሳብ ዘቕምጠሉ ጋስፕሮም ባንክ ናይ ሩስያ ካብ እገዳ ድሒኑ

Radio: 09 March 2022 ሕብረት ኤውሮጳ፣ ምስ ሸውዓተ ባንክታት ሩስያ ክካየድ ዝጸንሐ መስርሕ ምልኣኽን ምቕባልን ገንዘብ ደው ከምዘበለ ኣፍሊጡ። እቲ ሕብረት፣ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብዝወሰዶ ስጉምቲ መሰረት፣ ብውሕዱ ምስ ሸ [...]
መንገዲ ኣየር ስዑዲ ዓረብ፣ ንሓደ ኤርትራዊ 11 ሽሕ ሪያል ክኽሕስ ብቤት ፍርዲ ተበይኑ

መንገዲ ኣየር ስዑዲ ዓረብ፣ ንሓደ ኤርትራዊ 11 ሽሕ ሪያል ክኽሕስ ብቤት ፍርዲ ተበይኑ

Radio: 08 March 2022 መንገዲ ኣየር ስዑዲ ዓረብ፣ ናብ ሜክሲኮ ንምጓዓዝ፣ ብስፔን ንኽትሓልፍ ናይ መስገሪ ቪዛ የብልካን ብምባል፣ ካብ ጉዕዞኡ ንዝመለሶ ኤርትራዊ፣ 11 ሽሕ ሪያል ክኽሕስ ቤት ፍርዲ እታ ሃገር ከምዝወ [...]
‘ናይ ጉዕዞ ሰነድ ሰኒዕኪ’ ብምባል ንሓንቲ ኤርትራት ስደተኛ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ዝዓገቱ ሰለስተ ሰራሕተኛታት ኢምግሬሽን ኡጋንዳ፣ ብብልሽውና ተኸሲሶም

‘ናይ ጉዕዞ ሰነድ ሰኒዕኪ’ ብምባል ንሓንቲ ኤርትራት ስደተኛ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ዝዓገቱ ሰለስተ ሰራሕተኛታት ኢምግሬሽን ኡጋንዳ፣ ብብልሽውና ተኸሲሶም

Radio: 08 March 2022 ኣብ ኡጋንዳ፣ 'ናይ ጉዕዞ ሰነድ ሰኒዕኪ' ብምባል፣ ንሓንቲ ኤርትራዊት ስደተኛ፣ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኢንተበ፣ ካብ መገሻ ዝዓገቱ ሰለስተ ሰራሕተኛታት ክፍሊ ኢምግሬሽን እታ ሃገር፣ ብብልሽውና ተ [...]
ኤርትራውያን ኣትለታት፣ ኣብ ኤውሮጳ ዓበይቲ ዓወታት ተጓናጺፎም

ኤርትራውያን ኣትለታት፣ ኣብ ኤውሮጳ ዓበይቲ ዓወታት ተጓናጺፎም

Radio Erena: 07 March 2022 ኤርትራውያን ኣትሌታት ኣሮን ክፍለን የማነ ሃይለስላሴን፡ ብሰንበት 6 መጋቢት ኣብ ሴራዲላ ስጳኛ፡ ኣብ ዝተገብረ ውድድር ጉያ መሮር፡ ዓቢ ዓወት ተጓናጺፎም። እቲ 10 ኪሎ ሜትር ር [...]
ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታትን፣ ካብ ቤት ንብረቶም ንዝተመዛበሉ ኢትዮጵያውያንን ዝውዕል ናይ 205 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ተሓቲቱ

ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታትን፣ ካብ ቤት ንብረቶም ንዝተመዛበሉ ኢትዮጵያውያንን ዝውዕል ናይ 205 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ተሓቲቱ

Radio Erena: 07 March 2022 ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታትን፣ ካብ ቤት ንብረቶም ንዝተመዛበሉ ኢትዮጵያውያንን ዝውዕል ናይ 205 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ከምዘድልይ፣ ተጸዋዒ ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት [...]
‘መ. ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ዜጋታቱ ዝፍጽሞ ዘሎ ግፍዕን ኢሰብኣዊ ኣተሓሕዛን፣ ብዘይወላሓንቲ ለውጢ ከምዘለዎ ይቕጽል ኣሎ’ ቆንስል ሰብኣዊ መሰላት ው.ሕ.ሃ.

‘መ. ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ዜጋታቱ ዝፍጽሞ ዘሎ ግፍዕን ኢሰብኣዊ ኣተሓሕዛን፣ ብዘይወላሓንቲ ለውጢ ከምዘለዎ ይቕጽል ኣሎ’ ቆንስል ሰብኣዊ መሰላት ው.ሕ.ሃ.

Radio Erena: 06 March 2022 መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ዜጋታቱ ዝፍጽሞ ዘሎ ግፍዕን ኢሰብኣዊ ኣተሓሕዛን፣ ብዘይወላሓንቲ ለውጢ ከምዘለዎ ይቕጽል ኣሎ ክብል ቆንስል ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ።እቲ ቆንስል [...]
1 142 143 144 145 146 644 1440 / 6435