Category: ዜና ኤርትራ

1 134 135 136 137 138 644 1360 / 6432
ኤርትራ፣ ኣብ ጉዳይ ሱዳን እትገብሮ ዘላ ምትእትታው፣ ረብሓ ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ ንምሕላው’ዩ ንዝብል ክሲ ነጺጋ

ኤርትራ፣ ኣብ ጉዳይ ሱዳን እትገብሮ ዘላ ምትእትታው፣ ረብሓ ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ ንምሕላው’ዩ ንዝብል ክሲ ነጺጋ

Radio Erena: 05 May 2022 ኤርትራ ኣብ ጉዳይ ሱዳን እትገብሮ ዘላ ምትእትታው፣ ረብሓ ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ ንምሕላው ምዃኑ ኣብ ዝተገልጸሉ ኣብ ሰሙኑ፣ መንግስቲ ኤርትራ ናይ ኣሉታ ምላሽ ሂቡሉ። ኣብ ጉዳያት ኣ [...]
ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኤርትራ፣ መንግስቲ ኤርትራ ኣሲሩዎም ዘሎ ጋዜጠኛታትን ካልኦት ናይ ሕልና እሱራትን ናጻ ክሰዶም ጸዊዑ

ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኤርትራ፣ መንግስቲ ኤርትራ ኣሲሩዎም ዘሎ ጋዜጠኛታትን ካልኦት ናይ ሕልና እሱራትን ናጻ ክሰዶም ጸዊዑ

Radio Erena: 04 May 2022 ኤምባሲ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ ኤርትራ፣ ብምኽኒያት 3 ግንቦት ኣህጉራዊ መዓልቲ ፕረስ ኣመልኪቱ ብማሕበራዊ መራኸቢታት ኣብ ዝዘርገሖ መልእኽቲ፣ መንግስቲ ኤርትራ ኣሲሩዎም ዘሎ ጋዜ [...]
3 ግንቦት ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጽነት ፕረስ፣ ኣብ መላእ ዓለም ተዘኪራ

3 ግንቦት ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጽነት ፕረስ፣ ኣብ መላእ ዓለም ተዘኪራ

Radio Erena: 04 May 2022 3 ግንቦት ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጽነት ፕረስ፣ ኣብ መላእ ዓለም ተዘኪራ ኣብ ዝወዓለቱ፣ ኣብ ኤርትራ ተቐዪዶም ዘለዉ ጋዜጠኛታት ናጻ ክወጹ ጻውዒት ቀሪቡ። ኣህጉራውያን ተጣበቕቲ መሰል ጋ [...]
ሕብረት ኤውሮጳ ስደተኛታት ብሕጋዊ መንገዲ ናብ ኤውሮጳ ክኣትዉሉ ዝኽእሉ እማመ ይዝትይ

ሕብረት ኤውሮጳ ስደተኛታት ብሕጋዊ መንገዲ ናብ ኤውሮጳ ክኣትዉሉ ዝኽእሉ እማመ ይዝትይ

Radio Erena: 01 May 2022 ሕብረት ኤውሮጳ ስደተኛታት ብሕጋዊ መንገዲ ናብ ኤውሮጳ ክኣትዉሉ ዝኽእሉ እማመ ይዝትየሉ ከምዘሎ፤ ካብ ብራስለስ ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ። እቲ ምስ ዋሕዚ ስደተኛታት ካብ ዩክረይን ተተሓሒ [...]
Hasty to Condemn and Averse to React: Eritrea Raises Hell on UK-Rwandan ‘Refugee Off-shoring Plan.”

Hasty to Condemn and Averse to React: Eritrea Raises Hell on UK-Rwandan ‘Refugee Off-shoring Plan.”

Radio Erena: 29 April 2022 Desperately fighting to curb the immigrants flow through the English Channel, the British Home Secretary Priti Patel [...]
‘ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ብሰንኪ ደርቂ 3 ሚልዮን ጥሪት ሞይተን’

‘ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ብሰንኪ ደርቂ 3 ሚልዮን ጥሪት ሞይተን’

Radio Erena: 29 April 2022 ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣብ 40 ዓመታት እቲ ዝኸፍአ ምዃኑ ዝተነግረሉ ደርቂ ንምምካት፣ መወልቲ 1.4 ቢልዮን ዶላር ከምዝተመባጽዑ ቤት ጽሕፈት ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ምውህሃድ ሰብኣዊ ጉዳ [...]
ሓይሊ ባሕሪ ህንዲ፣ ንኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ ስልጠና ሂቡ

ሓይሊ ባሕሪ ህንዲ፣ ንኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ ስልጠና ሂቡ

Radio Erena: 28 April 2022 ሓይሊ ባሕሪ ህንዲ፣ ንኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ ስልጠና ምሃቡ፣ ቆንስላዊ ተልእኾ ህንዲ ኣብ ኤርትራ፣ ብትዊተር ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ ገሊጹ። እቲ ሓይሊ ባሕሪ፣ INS Tir, Sujata [...]
‘ሓይልታት ትግራይ፣ ሒዞሞ ካብ ዝጸንሑ ከባቢታት ክልል ዓፈር ጠቕሊሎም ወጺኦም።’

‘ሓይልታት ትግራይ፣ ሒዞሞ ካብ ዝጸንሑ ከባቢታት ክልል ዓፈር ጠቕሊሎም ወጺኦም።’

Radio Erena: 27 April 2022 ሓይልታት ትግራይ፣ ተቖጻጺሮሞ ካብ ዝጸንሑ ከባቢታት ክልል ዓፈር ጠቕሊሎም ከምዝወጹ፣ ኣፈኛ ኣቶ ጌታቸው ረዳ፣ ብ25 ሚያዝያ፣ ንሮይተርስ ኣብ ዝሃቦ ቃል ኣረጋጊጹ። እቶም ሓይልታት [...]
ኣዲስ ኣበባ፣ ቪዛ ንምሕታት፣ ኣብ  RRS ንዝተረኽቡ ልዕሊ 300 ኤርትራውያን፣ ጉዳይኩም ኣጽሪና ክንሕብረኩም ኢና ብምባል መሊሶሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ ቪዛ ንምሕታት፣ ኣብ RRS ንዝተረኽቡ ልዕሊ 300 ኤርትራውያን፣ ጉዳይኩም ኣጽሪና ክንሕብረኩም ኢና ብምባል መሊሶሞም

Radio Erena: 26 April 2022 ኣገልግሎት ስደተኛታትን ተመለስትን ኢትዮጵያ (RRS)፣ መውጽኢ ቪዛን ናይ ጉዕዞ ሰነዳትን ክወሃቦም ንዝሓተቱ ኤርትራውያን፣ ንሎሚ 26 ሚያዝያ ናብ ቤት ጽሕፈቱ ክርከቡ ብዝገበሮ ጻውዒት [...]
ማእከላይ ባሕሪ ኣብ ዝሃድኣሉ ወቕቲ፣ ዋሕዚ ሓተቲ ዑቕባ ናብ ኤውሮጳ ክዛይድ ምጅማሩተሓቢሩ

ማእከላይ ባሕሪ ኣብ ዝሃድኣሉ ወቕቲ፣ ዋሕዚ ሓተቲ ዑቕባ ናብ ኤውሮጳ ክዛይድ ምጅማሩተሓቢሩ

Radio Erena: 25 April 2022 ኣብ ማእከላይ ባሕሪ፣ ማዕበል ኣብ ዝሃድኣሉ ወቕቲ፣ ዋሕዚ ሓተቲ ዑቕባ ናብ ኤውሮጳ ክዛይድ ምጅማሩ ተገሊጹ። ኣብዘን ዝሓለፋ ክልተ መዓልታት፣ ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ካብ ዝተበገሳ ጀላ [...]
1 134 135 136 137 138 644 1360 / 6432