Category: ዜና ኤርትራ
ኣብ 10 መድረኽ ጂሮ ዲ ኢጣልያ፣ ቀዳማይ ዝወጸ ቢንያም ግርማይ፣ ዓወቱ ኣብ ዝጽንብለሉ ኣብ ዝነበረ እዋን ብዝወረዶ ናይ ዓይኒ ማህሰይቲ ካብቲ ውድድር ተኣልዩ
Radio Erena: 18 May 2022
ኣብ 10ይ መድረኽ ጂሮ ዲ ኢጣልያ፣ ቀዳማይ ብምውጻእ ኣብ ግራንድ ቱር ዝተዓወተ ናይ መጀመርያ ኣፍሪቃዊ ብምዃን ታሪኽ ዝሰነደ ቢንያም ግርማይ፣ ኣብ ፖድዮም ዓወቱ ኣብ ዝጽንብለሉ ዝነበረ [...]
ቢንያም፣ ኣብ 10ይ መድረኽ ጂሮ ዲ ኢጣልያ ቀዳማይ ብምውጻእ ኣብ ግራንድ ቱር ዝተዓወተ ናይ መጀመርያ ኣፍሪቃዊ ብምዃን ታሪኽ ሰኒዱ
Radio Erena: 17 May 2022
ተቐዳዳማይ በልጅዩማዊት ዎርልድ ቱር ቲም፡ Intermarché - Wanty - Gobert Matériaux ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ፡ ሎሚ ቀጺሉ ኣብ ዝወዓለ ዓስራይ መድረኽ ጂሮ'ዲ ኢጣልያ [...]
መንግስቲ ኤርትራ፣ ካብ ሓይልታት ትግራይ ንዝፍነወሉ መጥቃዕቲ ንምክልኻል መሰል ከምዘለዎ ገሊጹ
Radio Erena: 17 May 2022
መንግስቲ ኤርትራ፣ ካብ ሓይልታት ትግራይ ንዝፍነወሉ መጥቃዕቲ ንምክልኻል መሰል ከምዘለዎ፣ ብሰሉስ 17 ግንቦት ኣብ ዘውጽኦ ሓተታ ገሊጹ።
እቲ መንግስቲ ኣብ ሓተትኡ፣ 'ጃንዳ ወያነ' [...]
ሰሜን ኮርያ፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ምስፍሕፍሑ ብሰንኪ ዘይሓላፍነታውያን ሰበ ስልጣን ‘ዮም ክብል መራሒኣ ገሊጹ
Radio Erena: 17 May 2022
ምስ ኤርትራ ክታበት ጸረ ኮረና ቫይረስ እትሕሰም ዘላን፣ ነቲ ለበዳ ብምስጢር ሒዛቶ ዝጸንሐትን ሰሜን ኮርያ፣ ኣጋጢሙዋ ዘሎ ምስፍሕፋሕ ብሰንኪ ዘይሓላፍነታውያን ሰበ ስልጣን ምዃኑ፣ መራሒኣ [...]
ፕረዚደንት ጆ ባይደን፣ ኣብ እዋን ትራምፕ ካብ ሶማል ዝተሳሕቡ ሰራዊት ኣመሪካ ናብታ ሃገር ክምለሱ ኣዚዙ
Radio Erena: 17 May 2022
ፕረዚደንት ጆ ባይደን፣ ሰራዊት ኣመሪካ ናብ ሶማል ክዋፈር ትእዛዝ ከምዘመሓላለፈ ማዕከናት ዜና ኣመሪካ ሓቢረን።
ጆ ባይደን፣ ሰራዊት ኣመሪካ ናብ ሶማል ክምለስ ከምዝኣዘዘ ዝግለጽ ዘሎ [...]
ቱርኪ፣ ሽዱሽተ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 27 ሓተቲ ዑቕባን 4 ዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ደቂሰብን ብፖሊስ ተታሒዞም
Radio Erena: 16 May 2022
ፖሊስ ቱርኪ፣ ሽዱሽተ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 27 ሓተቲ ዑቕባን ኣርባዕተ ዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲን ኣብ ቀይዲ ከምዝኣተዉ መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን።
እቶም ሓተቲ ዑቕባ፣ ናብ [...]
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ትግራይ ዝርከብ ሰራዊት ወጻኢ ሃገራት ክስሕብ ደጊሙ ጸዊዑ
Radio Erena: 16 May 2022
ኣብ ትግራይ ዝርከብ ሰራዊት ወጻኢ ሃገር ክስሕብ ሕብረት ኤውሮጳ ደጊሙ ከምዝጸውዐ፣ ወኪል ናይቲ ሕብረት ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ሮላንድ ኮብያ ኣፍሊጡ።
ንሱ ብ14 ግንቢት፣ ብትዊተር [...]
ሶማል፣ ሓድሽ ፕረዚደንት ተመሪጹ
Radio Erena: 15 May 2022
328 ኣባላት ፓርላማ ሶማል፣ ሎሚ ሰንበት 15 ግንቦት ኣብ ዘካየድዎ ሰለስተ ዙር ዘካተተ ምርጫ፣ ሓድሽ ፕረዚደንት መሪጾም።
ቅድሚ ሓሙሽተ ዓመታት ፕረዚደንት ዝነበረ፣ ሓሰን ሸኽ ማሕ [...]
ብሪጣንያ ስደተኛታትን ሓተትቲ ዑቕባን ናብ ሩዋንዳ ክትሰድድ ንዝገበረቶ ስምምዕ ዝቃወም ወግዓዊ ክሲ ተመስሪቱ
Radio Erena: 15 May 2022
ብሪጣንያ ስደተኛታትን ሓተትቲ ዑቕባን ናብ ሩዋንዳ ክትሰድድ ንዝገበረቶ ስምምዕ ዝቃወም ወግዓዊ ክሲ ተመስሪቱ።
እቲ ብ10 ግንቦት ዝቐረበ ክሲ፣ ቤት ጽሕፈት ጉዳያት ብሪጣንያ ወይ ሆም ኦፊስ፣ ንኣ [...]
ናይ ቀዳም 14 ግንቦት 2022 ፈነወ ራድዮ ኤረና
Radio Erena: 14 May 2022
Radio Erena · ቀዳም 14 ግንቦት 2022
[...]