Category: ዜና ኤርትራ
ካናዳ፣ ብቕትለት ኤርትራዊ ዝህደን ዘሎ ኤርትራዊ መንእሰይ፣ ኣቐዲሙ ብሽጉጥ ተሰንዩ ብዝፈጸሞ ናይ ስርቂ ገበን ብዋሕስ ተፈቲሑ፣ ቆጸራ ቤት ፍርዲ ይጽበ ምንባሩ ተሓቢሩ
Radio Erena: 02 January 2023
ኣብ ካናዳ፣ ከባቢ ካልጋሪ፣ ፎረስት ላውን ኣብ ዝተባህለ ቦታ ኣብ ዝርከብ ባርን ቤት መግብን፣ ብቕትለት ኤርትራዊ መንእሰይ ዝህደን ዘሎ ዮሴፍ ሓጎስ፣ ኣቐዲሙ ሽጉጥ ዓጢቑ ኣብ ስርቂ [...]
ኤርትራን ኢትዮጵያን ግብጺን፣ ዝበዝሑ ጋዜጠኛታት ዝኣሰራ ሃገራት ኣፍሪቃ ኮይነን
Radio Erena: 02 January 2023
ኣብዛ ዝተዛዘመት ዓመት፣ ኣብ ኣፍሪቃ ብጠቕላላ 56 ጋዜጠኛታት ኣብ ማእሰርቲ ከምዘሕለፍዎ ተገሊጹ።
ጋዜጠኛታት ብዘይዶብ፣ ዝሓለፈ ሰሙን ብዘቕረቦ ጸብጻብ መሰረት፣ ክሳብ ባሕቲ [...]
ናይ ሎሚ ቀዳም 31 ታሕሳስ 2022 ፈነወና፦
Radio Erena: 31 December 2022
Radio Erena · ቀዳም 31 ታሕሳስ 2022
[...]
ናይ ሎሚ ዓርቢ 30 ታሕሳስ 2022 ፈነወና፦
Radio Erena: 30 December 2022
Radio Erena · ዓርቢ 30 ታሕሳስ 2022
[...]
ካናዳ፣ ብቕትለት ኤርትራዊ መንእሰይ ዝተጠርጠረ ኤርትራዊ ይህደን ኣሎ
Radio Erena: 29 December 2022
ኣብ ካናዳ፣ ፖሊስ ካልጋሪ፣ 24 ዓመት ንዝዕድሚኡ፣ ሳሙኤል ወልዳይ ሃይለ ንዝተባህለ ኤርትራዊ ብምቕታል ዝተጠርጠረ፣ ዮሴፍ ሓጎስ ዝተባህለ መንእሰይ ይህደን ከምዘሎ ኣፍሊጡ።
[...]
ንልዕሊ ክልተ ኣዋርሕ ኣብ ማእሰርቲ ዝጸንሑ፣ ኣባ ፍቕረማርያም ሓጎስ ተፈቲሖም
Radio Erena: 29 December 2022
ንልዕሊ ክልተ ኣዋርሕ ኣብ ማእሰርቲ ዝጸንሑ፣ ጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ፣ ዘመንበረ ሰገነይቲ፣ ኣባ ፍቕረማርያም ሓጎስ ከምዝተፈትሑ ዝተፈላለዩ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ኣ [...]
ሓይልታት ትግራይ ዓጢቖሞ ዝጸንሑ ከበድቲ ብረታት ሎሚ ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ምርካብ ክጅምሩ’ዮም
Radio Erena: 29 December 2022
ሓይልታት ትግራት፣ ዓጢቖሞ ዝጸንሑ ከበድቲ ብረታት ካብ ሎሚ ሓሙስ 29 ታሕሳስ ንሰራዊት ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ከረክብ ኣብ ስምምዕ ከምዝተበጽሐ፣ ኣምኻሪ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣ [...]
ኣብ ኤርትራ 5.5 ሬክተር ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ መሬት ከምዘጋጠመ፣ ጀርመናዊ ትካል ምርምር ጀኦሳይንስ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 27 December 2022
ኣብ ኤርትራ 5.5 ሬክተር ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ መሬት ከምዘጋጠመ፣ ጀርመናዊ ትካል ምርምር ጀኦሳይንስ ኣፍሊጡ።
እቲ ብዕለት 26 ታሕሳብ ኣብ ከባቢ ሰዓታት 3 ድሕሪ ቀትሪ ከምዘ [...]
ስምምዕ ኣልጀርስ ተግባራዊ ክኸውን፣ ቅልውላው ኢትዮጵያ ንምፍታሕ ዓቢ ተራ ኣለዎ ክብል ሕብረት ኤውሮጳ ገሊጹ
Radio Erena: 26 December 2022
ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ኣልጀርስ ዝተፈረመ ስምምዕ ሰላም፣ ተግባራዊ ክኸውን፣ ነዚ ናይ ሕጂ ቅልውላው ኢትዮጵያ ንምፍታሕ ዓቢ ተራ ኣለዎ ክብል ሕብረት ኤውሮጳ ገሊጹ።
[...]
ፈ.መ. ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን፣ ኣብ ናይሮቢ ንዝበጽሑዎ ስምምዕ ሕብረት ኤውሮጳ ሞጒሱ
Radio Erena: 25 December 2022
ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን፣ ናይ ተዓዛብነትን ሽምግልናን መሰል ንሕብረት ኣፍሪቃ ክህቡ ምስምሞዖም፣ ብሓጎስ ከምዝተቐበሎ ሕብረት ኤውሮጳ ገሊጹ።
እቲ ሕብረት ብ [...]