Category: ዜና ኤርትራ

1 102 103 104 105 106 643 1040 / 6426
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ክሊ ማያት ቀርኒ ኣፍሪቃ ንፍሉይ ስርሒት ኣዋፊርዎ ዝጸንሐ ሓይሊ ባሕሪ ንክልተ ዓመታት ክቕጽል ወሲኑ

ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ክሊ ማያት ቀርኒ ኣፍሪቃ ንፍሉይ ስርሒት ኣዋፊርዎ ዝጸንሐ ሓይሊ ባሕሪ ንክልተ ዓመታት ክቕጽል ወሲኑ

Radio Erena: 09 January 2023 ሕብረት ኤውሮጳ፣ ምስ ሽፍትነት ባሕሪ ተተሓሒዙ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪን ክሊ ማይ ባብ ኤልመንደብን ኣዋፊርዎ ዝጸንሐ ሓይሊ ባሕሪ ንተወሳኺ ክልተ ዓመታት ክቕጽል ወሲኑ። እቲ ካብ 2 [...]
ጀርመን፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራዊ ብኻራ ከቢድ ጉድኣት ዘብጽሐ ኤርትራዊ ብፖሊስ ይህደን ኣሎ

ጀርመን፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራዊ ብኻራ ከቢድ ጉድኣት ዘብጽሐ ኤርትራዊ ብፖሊስ ይህደን ኣሎ

Radio Erena: 08 January 2023 ኣብ ጀርመን፣ ከተማ ጊሰን ኣብ ዝርከብ መዓርፎ ባቡር፣ ብ03 ጥሪ፣ ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ኣብ ዝተላዕለ ኣምባጋሮ፣ ሓደ ኤርትራዊ ንካልእ ኤርትራዊ ብኻራ ከቢድ ጉድኣት ከምዘብጽሓሉ [...]
ናይ ሎሚ ሰንበት 08 ጥሪ 2023 ፈነወና፦

ናይ ሎሚ ሰንበት 08 ጥሪ 2023 ፈነወና፦

Radio Erena: 08 January 2023 Radio Erena · ሰንበት 08 ጥሪ 2023   [...]
ካብን ናብን መቐለ- ኣዲስ ኣበባ ዝተበገሱ ገያሾ፣ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ከምዝተዓግቱ ማዕከናት ዜና ክልል ትግራይ ገሊጸን

ካብን ናብን መቐለ- ኣዲስ ኣበባ ዝተበገሱ ገያሾ፣ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ከምዝተዓግቱ ማዕከናት ዜና ክልል ትግራይ ገሊጸን

Radio Erena: 08 January 2023 ካብ መቐለ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝተበገሱ ገያሾ፣ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባነጋ ከምዝተዓግቱ፣ ማዕከናት ዜና ክልል ትግራይ ሓቢረን። ገለ ካብቶም ገያሾ፣ ቆልዑ፣ ደቂንስትዮን ኣ [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ፕረዚደንት ኪር ኣብ ስሪኡ እናሸነ ብቀጥታ ብቴሌቪዥን ብምትሕልላፉ፣ ሽዱሽተ ጋዜጠኛታት ተኣሲሮም

ደቡብ ሱዳን፣ ፕረዚደንት ኪር ኣብ ስሪኡ እናሸነ ብቀጥታ ብቴሌቪዥን ብምትሕልላፉ፣ ሽዱሽተ ጋዜጠኛታት ተኣሲሮም

Radio Erena: 07 January 2023 ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ሳልቫኪር ሚያርዲት፣ ብልቃሕ ቻይና ንዝተሃንጸ ሓድሽ ጽርግያ፣ ብ13 ታሕሳስ ኣብ ዝምርቐሉ ዝነበረ እዋን፣ ሃገራዊ መዝሙር እናተዘመረ ኣብ ስሪኡ ምሻኑ ስዒቡ [...]
‘ዕሉል ኣሰጋጋሪ ደቂሰብ ተባሂሉ ክህደን ዝጸንሐ ኤርትራዊ፣ ብምትሕብባር ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ሱዳን ተታሒዙ።’ ኢንተርፖል

‘ዕሉል ኣሰጋጋሪ ደቂሰብ ተባሂሉ ክህደን ዝጸንሐ ኤርትራዊ፣ ብምትሕብባር ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ሱዳን ተታሒዙ።’ ኢንተርፖል

Radio Erena: 06 January 2023 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ምትሓዝ 'ዕሉል ኣሰጋጋሪ ደቂ ሰባት ተባሂሉ' ክህደን ዝጸንሐ ኤርትራዊ ዓቢ ግደ ከምዝነበራ ኢንተርፖል ገሊጹ። ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ምትሓዝ [...]
‘ሶማል፣ ኣብዚ ዓመት’ዚ ካብ ኣልሸባብ ሓራ ክትከውን’ያ።’ ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ

‘ሶማል፣ ኣብዚ ዓመት’ዚ ካብ ኣልሸባብ ሓራ ክትከውን’ያ።’ ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ

Radio Erena: 05 January 2023 ሶማል፣ ንዓመተ 2024 ካብ ኣልሸባብ ሓራ ኮይና ክትቅበላ'ያ ክብል ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ ገሊጹ። መርበብ ዜና ጋረወ፣ ብ03 ጥሪ ብዘቕረቦ ጸብጻብ መሰረት፣ እቲ ፕረዚደ [...]
ካብ ገማግም ባሕሪ ፈረንሳ፣ በይኖም ናብ ብሪጣንያ ዝሰገሩ ሰለስተ ኤርትራውያን ቆልዑ ምስ ኣዲኦም ክራኸቡ  ጻውዒት ቀሪቡ

ካብ ገማግም ባሕሪ ፈረንሳ፣ በይኖም ናብ ብሪጣንያ ዝሰገሩ ሰለስተ ኤርትራውያን ቆልዑ ምስ ኣዲኦም ክራኸቡ ጻውዒት ቀሪቡ

Radio Erena: 04 January 2023 ካብ ገማግም ባሕሪ ፈረንሳ፣ ብናይ ጎማ ጃልባ ናብ ብሪጣንያ ዝሰገሩ ሰለስተ ኤርትራውያን ቆልዑ፣ ምስ ኣዲኦም ክራኸቡ፣ ክፍሊ ዘቤታዊ ጉዳያት እታ ሃገር ክፈቅድን መስርሕ ክጅምርን ጻ [...]
‘ርእሰ ውሳኔ ምብራቅ ሱዳን እንተተነጺጉ፣ ኵናት ከነልዕሊ ኢና።’ መራሒ ላዕለዋይ ባይቶ ቤጃ

‘ርእሰ ውሳኔ ምብራቅ ሱዳን እንተተነጺጉ፣ ኵናት ከነልዕሊ ኢና።’ መራሒ ላዕለዋይ ባይቶ ቤጃ

Radio Erena:03 January 2023 መንግስቲ ሱዳን፣ ንሕቶ ርእሰ ውሳኔ ምብራቕ ሱዳን እንተነጺጉ፣ ኣብቲ ዞባ ኵናት ክእውጁ ምዃኖም መራሒ ላዕለዋይ ባይቶ ቤጃ፣ መሓመድ ኣል ኣሚን ተሪክ ኣጠንቂቑ። እቲ ካብ ቀቢላ [...]
‘ሰራዊት ኤርትራ፣ ካብ ትግራይ ሓሊፉ ኣብ ክልላት ኦሮሚያን ቤኒሻንጉል ጉምዝን ይንቀሳቐስ ኣሎ።’  ኦሮሞ ፈደራሊስት  ኮንግረረስ

‘ሰራዊት ኤርትራ፣ ካብ ትግራይ ሓሊፉ ኣብ ክልላት ኦሮሚያን ቤኒሻንጉል ጉምዝን ይንቀሳቐስ ኣሎ።’ ኦሮሞ ፈደራሊስት ኮንግረረስ

Radio Erena: 02 January 2023 ሰራዊት ኤርትራ፣ ካብ ትግራይ ሓሊፉ ኣብ ክልላት ኦሮሚያን ቤኒሻንጉል ጉምዝን ይንቀሳቐስ ምህላዉ፣ ፖለቲካዊ ሰልፊ ኦሮሞ ፈደራሊስት ኮንግረረስ (ኦፌኮ) ናብ መንግስቲ ጥርዓን ኣቕሪቡ [...]
1 102 103 104 105 106 643 1040 / 6426