Category: ዜና ኤርትራ

1 99 100 101 102 103 634 1010 / 6338
ናይ ሎሚ ዓርቢ 18 ሕዳር 2022 ፈነወ ራድዮ ኤረና

ናይ ሎሚ ዓርቢ 18 ሕዳር 2022 ፈነወ ራድዮ ኤረና

Radio Erena: 18 November 2022 Radio Erena · ዓርቢ 18 ሕዳር 2022   [...]
ዳርፉር፣ ብሰንኪ ስርቂ ሞተርሳይክል ኣብ ዝተላዕለ ቀቢላዊ ግጭት ብውሕዱ 48 ሰባት ተቐቲሎም

ዳርፉር፣ ብሰንኪ ስርቂ ሞተርሳይክል ኣብ ዝተላዕለ ቀቢላዊ ግጭት ብውሕዱ 48 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 18 November 2022 ኣብ ሱዳን፣ ዞባ ዳርፉር፣ ብ9 ሕዳር ኣብ ዝተወልዐ ቀቢላዊ ግጭት ብውሕዱ 48 ሰባት ከምዝተቐትሉ ኮሚሽን ሰብኣዊ ሓገዝ ኣፍሊጡ። እቲ መንግስታዊ ትካል ግብረሰናይ፣ ብ16 ሕዳ [...]
‘ስምምዕ ንዘተ ሰላም ሰሜን ኢትዮጵያ፣ ሰራዊት ኤርትራ፣ ካብ ትግራይ ክወጽእ ይጽውዕ’ዩ።’ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን ኣመሪካ

‘ስምምዕ ንዘተ ሰላም ሰሜን ኢትዮጵያ፣ ሰራዊት ኤርትራ፣ ካብ ትግራይ ክወጽእ ይጽውዕ’ዩ።’ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን ኣመሪካ

Radio Erena: 17 November 2022 ስምምዕ ምቁራጽ ቶኽሲን ዘተ ንሰላምን ሰሜን ኢትዮጵያ፣ ሰራዊት ኤርትራ ከምኡ ድማ ሓይልታት ኣምሓራን ዓፈርን ካብ ትግራይ ክወጹ ከምዝጽውዕ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን ሚኒስትሪ ጉዳያት [...]
ፈረንሳ፣ ዋሕዚ ሓተቲ ዑቕባ ናብ ብሪጣንያ ንምግታእ፣ ኣስታት 900 ተወሰኽቲ ኣባላት ሓለዋ ዶባት ከተዋፍር’ያ

ፈረንሳ፣ ዋሕዚ ሓተቲ ዑቕባ ናብ ብሪጣንያ ንምግታእ፣ ኣስታት 900 ተወሰኽቲ ኣባላት ሓለዋ ዶባት ከተዋፍር’ያ

Radio Erena: 16 November 2022 ብጉዳይ ዋሕዚ ሓተቲ ዑቕባ ክሰሓሓባ ዝጸንሓ ብሪጣንያን ፈረንሳን ሓድሽ ስምምዕ ከቲመን። እተን ሃገራት ብ14 ሕዳር ብዝበጽሐኦ ስምምዕ መሰረት፣ ፈረንሳ ካብ መሬታ ተበጊሶም፣ [...]
ኤርትራ፣ ዘይሕጋዊን ካብ ቁጽጽር ወጻኢን ምግፋፍ ዓሳ ኣብ ዝገትእ ኣህጉራዊ ውዕል ተጸንቢራ

ኤርትራ፣ ዘይሕጋዊን ካብ ቁጽጽር ወጻኢን ምግፋፍ ዓሳ ኣብ ዝገትእ ኣህጉራዊ ውዕል ተጸንቢራ

Radio Erena: 15 November 2022 ኤርትራ እትርከበን ኣርባዕተ ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ዘይሕጋዊን ካብ ቁጽጽር ወጻኢን ዝኾነ ምግፋፍ ዓሳ ኣብ ዝገትእ ኣህጉራዊ ውዕል ተጸንቢረን። እቲ ካብ ሰነ 2016 ኣትሒዙ ግብራዊ [...]
ሶማል፣ ፕረዚደንት ናብ ኤርትራ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ድማ ናብ ጂቡቲ ዑደት ኣካይዶም

ሶማል፣ ፕረዚደንት ናብ ኤርትራ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ድማ ናብ ጂቡቲ ዑደት ኣካይዶም

Radio Erena: 14 November 2022 ፕረዚደንት ሶማል ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ፣ ኣብ ምምላስ እቶም ካብ 2019 ኣትሒዞም ኣብ ኤርትራ ተዓጊቶም ዝርከቡ ኣስታት 5 ሽሕ ወትሃደራት ሃገሩ ንምዝታይ ኣብ ኤርትራ ናይ ሰለስተ መ [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ሆስፒታላት ክእለዩ ዝጸንሑ ውጉኣት ኢትዮጵያውያን ወትሃደራት ናብ ዓዶም ተፋንዮም

ኤርትራ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ሆስፒታላት ክእለዩ ዝጸንሑ ውጉኣት ኢትዮጵያውያን ወትሃደራት ናብ ዓዶም ተፋንዮም

Radio Erena: 14 November 2022 ኣብ ኤርትራ ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ሆስፒታላት ክእለዩ ዝጸንሑ ኢትዮጵያውያን ወትሃደራት ብነፈርቲ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ዓዶም ተፋንዮም። እቶም ኣብ ባረንቱ፣ ተሰነይ፣ ከረን [...]
ፈረንሳ ኣብ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ንዝነበሩ ስደተኛታት ብምድሓና፣ ምስ ኢጣልያ ኣብ ዲፕሎማስያዊ ወጥሪ ኣትያ

ፈረንሳ ኣብ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ንዝነበሩ ስደተኛታት ብምድሓና፣ ምስ ኢጣልያ ኣብ ዲፕሎማስያዊ ወጥሪ ኣትያ

Radio Erena: 13 November 2022 ፈረንሳ፤ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ንልዕሊ 20 መዓልታት ተገቲኦም ዝጸንሑ ስደተኛታት ናብ ወደባ ክትቅበሎም ምውሳና፤ ምስ ኢጣልያ ኣብ ዲፕሎማስያዊ ቁሩቁስ ምእታዋ፤ ማዕከናት ዜና ኤውሮጳ ገሊ [...]
– መራሕቲ ሃይማኖት ፍትሒ ክረኽቡ ዝጽውዕ ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ::

– መራሕቲ ሃይማኖት ፍትሒ ክረኽቡ ዝጽውዕ ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ::

  ጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ዘ-ሰበኻ ሰገነይቲ ክቡር ኣቡነ ፍቕረማርያምጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ዘ-ሰበኻ ሰገነይቲ ክቡር ኣቡነ ፍቕረማርያም ሓጎስ ምስ ብጾቶም ፍትሒ ክረኽቡ ዝጽውዕ ሰላማዊ ሰልፊ ብ11 ሕዳ [...]
ኤርትራ፣ ብእምነቶም ዝተኣሰሩ ወዲ 80 ዓመት ኣቦ ክፍትሑ ኣመሪካ ጸዊዓ

ኤርትራ፣ ብእምነቶም ዝተኣሰሩ ወዲ 80 ዓመት ኣቦ ክፍትሑ ኣመሪካ ጸዊዓ

Radio Erena: 11 November 2022 ኣብ ኤርትር፣ ካብ 2011 ኣትሒዙ፣ ብሰንኪ እምነቶም ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ፣ ኣቶ ተስፋጽዮን ገብረሚካኤል ዝተባህሉ ወዲ 80 ዓመት ኣቦ ክፍትሑ ኣመሪካ ጻውዒት ኣቕሪባ። ብመን [...]
1 99 100 101 102 103 634 1010 / 6338