Category: ኣህጉራዊ ዜና
ካሜሩን ወዲ 90 ዓመት ፕረዚደንት ስልጣኑ ናብ ወዱ ከሰጋግር
Radio Erena: Thursday, 14 December 2023
ኣብ ካሜሩን ን42 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝርከብ፣ ወዲ 90 ዓመት፣ ፕረዚደንት ፓል ቢያ፣ ዝመጽእ ዓመት ኣብ ዝካየድ ምርጫ፣ ፍራንክ ኢማኑዌል ቢያ ዝተባህለ ወዱ ክው [...]
ሑቲ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ መራኽብ ናይ ምጥቃዕ ስርሒታት ቀጺሉ
Radio Erena: Thursday, 14 December 2023
ሑቲ ናይ የመን፣ ምስ እስራኤል ምትእስሳር ኣለወን ዝበለን መራኽብ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ናይ ምጥቃዕ ስርሒታት ይቕጽሎ ኣሎ።
ሑቲ፣ ኣብዘን ዝሓለፋ መዓልታት፣ ብውሕ [...]
መንግስቲ ሱዳን ነታ ሃገር ኣመልኪቱ ብኢጋድ ዝተበጽሐ ስምምዕ ነጺጉ
Radio Erena: Wednesday, 13 December 2023
ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን፣ ድሕርቲ መራሕቲ ሃገራት ምትእኽኻብ ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪቃ - ኢጋድ ዝሓለፈ ቀዳም 9 ታሕሳስ ንኲናት ሱዳን ኣመልኪቶም ኣብ ጅቡቲ [...]
ኤኮዋስ ምስ ወተሃደራዊ ጉጅለ ኒጀር ንምዝርራብ ወሲኑ
Radio Erena: Wednesday, 13 December 2023
መራሕቲ ምትእኽኻብ ሓባራዊ ቁጠባ ሃገራት ምዕራብ ኣፍሪቃ፤ ኤኮዋስ ብዛዕባ እቲ እናበኣሰ ዝኸይድ ዘሎ ፖለቲካዊ ቅልውላው እቲ ዞባ ንምዝርራብ ብሰምበት 10 ታሕሳስ [...]
መበል 75 ዓመት ምእዋጅ ኣድማሳዊ ሰብኣዊ መሰላት ተዘኪሩ
Radio Erena: Tuesday, 12 December 2023
10 ታሕሳስ፣ ኣድማሳዊ ሰብኣዊ መሰላት ዝተኣወጀለኡ መበል 75 ዓመት ተዘኪሩ።
ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ 10 ታሕሳስ 1948፣ ኣብ ፓሪስ ኣብ ዝተጋባኣሉ ዋዕላ ኣብ [...]
ሱዳንን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን፣ ዲፕሎማሰኛታት ሓድሕደን ሰጕጎን
Radio Erena: Tuesday, 12 December 2023
ሱዳን፣ ኣብ ካርቱም ዝመደበሮም 15 ኣባላት ኤምባሲ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ 48 ሰዓታት ካብታ ሃገር ክወጽኡ ኣዚዛ።
ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር፣ ብ10 ታሕ [...]
ኢጋድ- ኲናት ሱዳን ይዝቲ: ተኹሲ ብቕጽበት ደው ክብል ይጽውዕ
Radio Erena: Monday, 11 December 2023
መራሕቲ ሃገራት ምትእኽኻብ ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪቃ - ኢጋድ ዝሓለፈ ቀዳም 9 ታሕሳስ ንኲናት ሱዳን ኣመልኪቶም ኣብ ጅቡቲ ተራኺቦም ድሕሪ ዝገበርዎ ምይይጥ 'ኣብ ሱዳን [...]
ዘቤታዊ ዓመጽ ኣብ ኣፍሪቃን ኣፍሪቃውያንን ዝበኣሰ እዩ: ጠንቁ ድማ ትሑት ቁጠባን ትሑት ደረጃ ንቕሓትን እዩ
Radio Erena: Monday, 11 December 2023
ካብ 1991 ኣትሒዙ ካብ 25 ሕዳር ክሳብ 10 ታሕሳስ ን15 መዓልታት ዝጸንሕ ዓለምለኻዊ ጎስጓስ ኣንጻር ዘቤታዊ ዓመጽ(ጎነጽ) ይካየድ እዩ::
እዚ ጎስጓስ'ዚ ኣ [...]
ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል፣ ጉዳይ ብእስራኤል መጥቃዕቲ ወሪድዎም ዝበሎም ጋዜጠኛታት ክምርመር ጸዊዑ
Radio Erena: Friday, 08 December 2023
እስራኤል ብ13 ጥቅምቲ ኣብ ደቡባዊ ሊባኖስ ጋዜጠኛ ሮይተርስ ኢሳም ዓብደላ ዝቐተለን ካልኦት ሽዱሽተ ጋዜጠኛታት ዘቑሰለን መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ ሰላማውያን ሰባት ክኸውን [...]
ተጣበቕቲ መሰላት ደቂ ኣንስትዮ፣ ብሓማስ ተፈጺሙ ዝተባህለ ጾታዊ ዓመጽ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ክምርመርን ክኹነንን ይሓቱ
Radio Erena: Thursday, 07 December 2023
ሓያሎ ጉጅለታት ተጣበቕቲ መሰላት ደቂ ኣንስትዮ፣ እቲ ኣብ 7 ጥቅምቲ ብሓማስ ተፈጺሙ ዝተባህለ ጾታዊ ዓመጽ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ክምርመርን ክኹነንን ይሓቱ ኣለዉ [...]