Category: ኣህጉራዊ ዜና

ሰለስተ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ኣብ ሰብኣዊ ረዲኤት ዝውዕል ናይ 60 ሚልዮን ዩሮ ሓገዝ ረኺበን
ኮሚሽን ኤውሮጳ ንሰለስተ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ኣብ ሰብኣዊ ረዲኤት ዝውዕል ናይ 60 ሚልዮን ዩሮ ሓገዝ ሰሊዑ። እቲ ኮሚሽን በልጅዩም ካብ ዝርከብ ቤት ጽሕፈቱ ብዕለት 7 ሓምለ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ኢትዮጵያ ሶማልያን ኬንያን [...]
ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ንኣልበሽር ናብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ከተረክቦ ኔሩዋ ዝብል ክሲ ቀሪቡ
Radio Erena: 07 July 2017 ብኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ዝተኸሰ ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ኣልበሽር፣ ደቡብ ኣፍሪቃ ገይሹሉ ኣብ ዝነበረ እዋን፣ እታ ሃገር ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር የእትያ ናብቲ ቤት ፍርዲ ከተረክቦ ኔሩዋ ዝብል [...]
ኣመሪካ ኣብ ሶማልያ ኣብ ልዕሊ ዝንቀሳቐስ ጉጅለ ኣልሸባብ ናይ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ መጥቃዕቲ ኣካዪዳ
Radio Erena: 07 July 2017 ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ ሶማልያ ኣብ ልዕሊ ዝንቀሳቐስ ጉጅለ ኣልሸባብ ናይ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ መጥቃዕቲ ከምዘካየደት ተገሊጹ። ብረቡዕ 5 ሓምለ ካብ ምክልኻል ኣመሪካ ዝወጸ መግለጺ ከምዘመል [...]
ፕረዚደንት ኬንያታ ምስ መወዳድርቱ ክከራኸር ኣብ ተለቪዥን ከምዘይቀርብ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 06 July 2017 ፕረዚደንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ፣ ብቐጥታ ብተሌቪዥን ኣብ ዝመሓላለፍ ክትዕ ምስ መወዳድርቱ ከምዘይሳተፍ ኣፍሊጡ። ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኬንያ ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ክካየድ ተወጢኑሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ሕጹ [...]
ኢትዮጵያ ቀዪዳቶም ዝጸንሐት 120 ሶማላውያን ናጻ ክትሰዶም ምዃና ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማልያ ኣፍሊጡ
ኢትዮጵያ ቀዪዳቶም ዝጸንሐት 120 ሶማላውያን ናጻ ክትሰዶም ምዃና ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማልያ ኣፍሊጡ። ቀዳማይ ሚኒስተር ሓሰን ዓሊ ክያር ኣብ ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪቃ ንምስታፍ ኢትዮጵያ ኣብ ዝቐነየሉ ምስ ሰበስልጣን መንግስቲ ኢትዮጵያ ብምዝር [...]
ኣብ የመን፣ ሶማልያን ደቡብ ሱዳንን ብሚልዮናት ዝቑጸሩ ናይ ሞት ሓደጋ የንጸላልዎም
ኣብ የመን፣ ሶማልያን ደቡብ ሱዳንን ብሚልዮናት ዝቑጸሩ ብዋሕዲ መኣዛዊ መግቢ ዝሳቐዩ ዘለዉ ህጻናት ናይ ሞት ሓደጋ የንጸላልዎም ምህላዉ ዪኒሴፍ ኣጠንቂቑ። ዪኒሴፍ ብዕለት ሓደ ሓምለ ካብ ጀኔቫ ኣብ ዘመሓላለፎ መግለጺ፣ ኣብ ሱዳን ልዕሊ 2 [...]
ፕረዚደንት ኣልበሽር፣ በይናዊ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ኣዋጅ ኣውጺኡ
ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ በይናዊ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ኣዋጅ ከምዘውጸአ፣ መንግስታዊ ምንጭታት ዜና’ታ ሃገር ገሊጸን። ፕረዚደንት ኣልበሽር ብሰምበት ኣብ ዘውጸኦ ግዚያዊ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ኣዋጅ፣ ክሳብ [...]
ሱዳን ወግዓዊ መርገጺኣ ከተፍልጥ ጻውዒት ቀሪቡ
ዲፕሎማስያዊ ወጥሪ ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ እንዳዓረገ ኣብ ዝመጻሉ ዘሎ እዋን፣ ሱዳን ወግዓዊ መርገጺኣ ከተፍልጥ ጻውዒት ቀሪቡ። ኣምባሳደር ስዑዲ ዓረብ ኣብ ሱዳን ዓሊ ቢን ሓሰን ጃፋር ምስ ሱዳናዊት ጋዜጣ ኣብ ዝገበሮ ቃለ [...]
ባይቶ ጸጥታ ዞባ ዳርፉር ዝነበረ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ንዝበዝሐ ክፋሉ ክስሕቦ ምዃኑ ኣፍሊጡ
ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሱዳን ዞባ ዳርፉር ዝነበረ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ንዝበዝሐ ክፋሉ ክስሕቦ ምዃኑ ኣፍሊጡ። ካብቲ ኣብ ዳርፉር ተዋፊሩ ዘሎ 19 ሽሕ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ብልዕሊ ሰለስተ ርብዒ ክጎድል ምዃኑ [...]
ጉጅለ ኣልሸባብ ኣብ ከተማ ሞቓድሾ ብዘካየዶ ናይ ቦምባ መጥቃዕቲ ኣካዪዱ
ጥሩፍ ጉጅለ ኣልሸባብ ኣብ ከተማ ሞቓድሾ ብዘካየዶ ናይ ቦምባ መጥቃዕቲ፣ ብውሑዱ ሸውዓተ ሰባት ከምዝተቐትሉ፣ ኣሶሼትድ ፕረስ ገሊጹ። ኣብቲ ብሓሙስ ኣብ ሓደ መደበር ፖሊስ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ፣ ነታጒ ዝጸዓነት መኪና ናብ ቀጽሪ [...]