Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 371 372 373 374 375 386 3730 / 3855
ቻይና፣ ናይ 160 ሚልዮን ዶላር ለቓሕ ንሱዳን ሂባ

ቻይና፣ ናይ 160 ሚልዮን ዶላር ለቓሕ ንሱዳን ሂባ

Radio Erena: 27 August 2017  ብምኽትል ቀዳማይ ሚኒስተር ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ቻይና ኣብ ካርቱም ኣብ ዘካየዶ ዑደት፣ ምስ ዝተፈላለዩ ላዕለዎት ሰበስልጣን ሱዳን ርክባት ኣካዪዱ። እቲ ናይ ገንዘብ ለቓሕ ኣካል ናይቲ ፕረዚደ [...]
ሶማልያ ካብ ጂቡቲ ናይ ፋይበር ኣገልግሎት ክትረክብ’ያ

ሶማልያ ካብ ጂቡቲ ናይ ፋይበር ኣገልግሎት ክትረክብ’ያ

Radio Erena: 27 August 2017 ሶማልያ ልዑል ቅልጣፈ ዘለዎ ናይ ኢንተርነት ኣገልግሎት ንምርካብ ምስ ጂቡቲ ስምምዕ ፈሪማ። ሚኒስተር ቴሌኮሚንኬሽን ሶማልያ ኣብድ ኣሹር ሓሰን፣ ኣብ ጂቡቲ ናይ ኣርባዕተ መዓልታት ዑደት ኣብ ዝገ [...]
ግብጺ፣ ኣመሪካ ዘቋረጸቶ ልዕሊ ርብዒ ቢልዮን ዶላር ሓገዝ ክትቕጽሎ ትልምን

ግብጺ፣ ኣመሪካ ዘቋረጸቶ ልዕሊ ርብዒ ቢልዮን ዶላር ሓገዝ ክትቕጽሎ ትልምን

Radio Erena: 25 August 2017 ግብጺ፣ ኣመሪካ ዘቋረጸቶ ናይ ልዕሊ ርብዒ ቢልዮን ዶላር ሓገዝ ክቕጽል ትልምን ከምዘላ ተሓቢሩ። ምምሕዳር ትራምፕ፣ ንግብጺ ክወሃብ ተወሲኑ ዝነበረ 95.7 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ደው ኣብ ርእሲ [...]
ግብጺ፣ ምስ ሶማል ዘለዋ ዝምድናታት ብዝያዳ ንምድልዳል ትሰርሕ

ግብጺ፣ ምስ ሶማል ዘለዋ ዝምድናታት ብዝያዳ ንምድልዳል ትሰርሕ

Radio Erena: 22 August 2017 ግብጺ፣ ምስ ሶማል ዝጸንሓ ዝምድናታት ብዝያዳ ንምዕባዩ ተወሳኺ ተበግሶታት ክትወስድ ምዃና ኣፍሊጣ። እታ ሃገር ነዚ ተፍልጥ ዘላ፣ ፕረዚደንት ሶማል መሓመድ ዓብዱላ ፋርማጆ፣ ፕረዚደንት ግብጺ ዓ [...]
ስዑዲ ዓረብ ሓይልታት ኣጋር ሰራዊት ናብ የመን ልኢኻ

ስዑዲ ዓረብ ሓይልታት ኣጋር ሰራዊት ናብ የመን ልኢኻ

Radio Erena: 20 August 2017 ስዑዲ ዓረብ ሓይልታት ኣጋር ሰራዊት ናብ የመን ልኢኻ።እቲ ዝሓለፈ ዓርቢ ዕለት 18 ነሓሰ ናብ ወደባዊት ከተማ ዓደን ዝኣተወ ሰራዊት ስዑዲ ዓረብ ምስቲ ኣብታ ሃገር ኣቐዲሙ ኣትዩ ዝጸንሐ ሰራዊት [...]
ነፈርቲ ደ.ኣፍሪቃ ኣብ ዚምባብወ ካብ ኣገልግሎት ደው ኢለን

ነፈርቲ ደ.ኣፍሪቃ ኣብ ዚምባብወ ካብ ኣገልግሎት ደው ኢለን

Radio Erena: 20 August 2017 ብዓልቲ ቤት ፕረዚደንት ሮበርት ሙጋበ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ብሰንኪ ዝፈጠረቶ ውልቃዊ ባእሲ፣ ክልቲኤን ሃገራት ኣብ ዲፕሎማስያዊ ምስሕሓብ ከይኣትዋ ተሰጊኡ ከምዘሎ ተገሊጹ። ግሬይስ ሙጋቤ ንውልቃዊ [...]
ዝምድና ሱዳንን ኢትዮጵያ፣ ብደረጃ ዞባ ጥራይ ዘይኮነ ብደረጃ ዓለም’ውን ከም ኣብነት ዝጥቀስ ምዃኑ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ገሊጹ

ዝምድና ሱዳንን ኢትዮጵያ፣ ብደረጃ ዞባ ጥራይ ዘይኮነ ብደረጃ ዓለም’ውን ከም ኣብነት ዝጥቀስ ምዃኑ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ገሊጹ

Radio Erena: 18 August 2017 ዝምድና ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ብደረጃ ዞባ ጥራይ ዘይኮነ ብደረጃ ዓለም'ውን ከም ኣብነት ዝጥቀስ'ዩ ክብል ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ኢብራሂም ጋንዶር ገሊጹ። ንሱ ነዚ ዝገለጸ ድሕሪ'ቲ ፕረዚ [...]
ኢትዮጵያ፣ 2 ሚልዮን ከብትን ጤለ-በጊዕን ብደርቂ ይሞታ

ኢትዮጵያ፣ 2 ሚልዮን ከብትን ጤለ-በጊዕን ብደርቂ ይሞታ

Radio Erena: 15 August 2017 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣስታት 2 ሚልዮን ከብቲ፣ ኣግማልን ጤለ-በጊዕን ብሰንኪ ደርቂ ከምዝሞታ ውድብ መግብን ሕርሻን (FAO) ኣፍሊጡ። እቲ ኣህጉራዊ ትካል ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ እዚ ኣብ ኢትዮጵያ [...]
ኣስታት 50 ስደተኛታት ኢትዮጵያን ሶማልን፣ ዘስግሮም ብዝነበረ ሰብ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ከምዝጠሓሉ ይግለጽ ኣሎ

ኣስታት 50 ስደተኛታት ኢትዮጵያን ሶማልን፣ ዘስግሮም ብዝነበረ ሰብ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ከምዝጠሓሉ ይግለጽ ኣሎ

Radio Erena: 11 August 2017 ካብ ኢትዮጵያን ሶማልን ናብ የመን ዝተበገሱ ኣስታት 50 ስደተኛታት፣ በቲ ዘስግሮም ዝነበረ ሰብ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ከምዝጠሓሉ ይግለጽ ኣሎ። ኣህጉራዊ ማሕበር ስደተኛታት ብዝዘርግሖ መግለጺ፣ ዛጊ [...]
ኢትዮጵያ፣ ን10 ኣዋርሕ ዝጸንሐ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ተላዒሉ

ኢትዮጵያ፣ ን10 ኣዋርሕ ዝጸንሐ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ተላዒሉ

Radio Erena: 08 August 2017 ብዓርቢ 4 ነሓሰ ህጹጽ ኣኼባ ዘካየደ ፓርላማ ኢትዮጵያ፣ ን10 ኣዋርሕ ጸኒሑ ዝጸንሐ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ኣልዒልዎ። እቲ ፓርላማ ነቲ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ዘልዓሎ፣ ኢትዮጵያ ኣብዚ እዋን [...]
1 371 372 373 374 375 386 3730 / 3855