Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 367 368 369 370 371 386 3690 / 3855
ዚምባብዌ፣  ብመንግስቲ’ታ ሃገር ካብ ዝተፈቕደ ብዝሒ ባጤራ ንላዕሊ ሒዞም ዝጸንሑ ሰባት ትቕይድ

ዚምባብዌ፣ ብመንግስቲ’ታ ሃገር ካብ ዝተፈቕደ ብዝሒ ባጤራ ንላዕሊ ሒዞም ዝጸንሑ ሰባት ትቕይድ

Radio Erena: 06 October 2017 ብናይ ባጤራ ቅልውላው እትሕመስ ኣብ ዘላ ዚምባብዌ፣ ብመንግስቲ'ታ ሃገር ካብ ዝተፈቕደ ብዝሒ ባጤራ ንላዕሊ ሒዞም ዝጸንሑ ሰለስተ ቻይናውያንን 16 ዜጋታታን ከምዝቐየደት ማዕከናት ዜና እታ ሃ [...]
ርክብ ላዕለዋይ ኮሚተ ሱዳንን ኢትዮጵያን ኣብ ካርቱም ክካየድ’ዩ

ርክብ ላዕለዋይ ኮሚተ ሱዳንን ኢትዮጵያን ኣብ ካርቱም ክካየድ’ዩ

Radio Erena: 05 October 2017 ርክብ ላዕለዋይ ኮሚተ ሱዳንን ኢትዮጵያን ኣብ ኣብ ዝመጽእ ሰሙን ኣብ ካርቱም ክካየድ ምዃኑ መንግስቲ ሱዳን ኣፍሊጡ። ብወገን ሱዳን ምክትል ፕረዚደንት ሓሰቦ መሓመድ ዓብደራሕማን ዝመርሖ ላዕለዋ [...]
ስዑዲ ዓረብ ንሶማል 50 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ተበርክት

ስዑዲ ዓረብ ንሶማል 50 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ተበርክት

Radio Erena: 05 October 2017 ሶማል ካብ ስዑዲ ዓረብ 50 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ከምዝተበርከተላ ሚኒስተር ዜና እታ ሃገር ዓብዲራሕማን ዑመር ዖስማን ኣፍሊጡ። ስዑዲ ነዚ ሓገዝ ተበርክት ዘላ፣ መንግስቲ ሶማል ምስ ቀጠር ዘለዎ [...]
ባንክ ዓለም፣ ንኢትዮጵያ 1.3 ቢልዮን ዶላር ከለቅሓ’ዩ

ባንክ ዓለም፣ ንኢትዮጵያ 1.3 ቢልዮን ዶላር ከለቅሓ’ዩ

Radio Erena: 03 October 2017 ባንክ ዓለምን ኢትዮጵያን ናይ 1.3 ቢልዮን ዶላር ናይ ልቓሕ ውዕል ከምዝኸተሙ ተገሊጹ። እቲ ብምልክዕ ልቓሕን ምወላን ንኢትዮጵያ ክወሃብ ኣብ ስምምዕ ተበጺሑ ዘሎ ናይ 1.3 ቢልዮን ዶላር ገ [...]
ግብጺ፣ ናብ ሊብያ ክሰግሩ ዝሓለኑ ሓደ ኤርትራዊ ዝርከቦም 117 ሰባት ቀይዳ

ግብጺ፣ ናብ ሊብያ ክሰግሩ ዝሓለኑ ሓደ ኤርትራዊ ዝርከቦም 117 ሰባት ቀይዳ

Radio Erena: 03 October 2017 ሓይልታት ጸጥታ ግብጺ፣ ናብ ሊብያ ክሰግሩ ዝሓለኑ ሓደ ኤርትራዊ ዝርከቦም 117 ሰባት ከምዝሓዙ ማዕከን ዜና ኣልኣሕራም ገሊጹ። እቶም ብሰንበት፣ 1 ጥቅምቲ፣ ኣብ ማርሳ ማትሩ ዝተታሕዙ ሰባት [...]
ሕብረት ኤውሮጳን ኢጋድን ኣብ ዋሕዚ ስደትን፣ ዞባዊ ምዕባለን ዘተኮረ ዋዕላ ኣካዪዶም

ሕብረት ኤውሮጳን ኢጋድን ኣብ ዋሕዚ ስደትን፣ ዞባዊ ምዕባለን ዘተኮረ ዋዕላ ኣካዪዶም

Radio Erena: 01 October 2017 ሕብረት ኤውሮጳን ኢጋድን ኣብ ዋሕዚ ስደትን፣ ዞባዊ ምዕባለን ዘተኮረ ዋዕላ ኣካዪዶም። ኣብቲ ብዓርቢ ዕለት 29 ዝተኻየደ ዋዕላ ብወገን ሕብረት ኤውሮጳ ላዕለዎት ሓለፍቲ ዝምድናታት ወጻኢ ክርከ [...]
ሰበስልጣናት ዝርከብዎም 21 ኢትዮጵያውያን ናብ ፍርዲ ቀሪቦም

ሰበስልጣናት ዝርከብዎም 21 ኢትዮጵያውያን ናብ ፍርዲ ቀሪቦም

Radio Erena: 01 October 2017 ኣብ ኢትዮጵያ ብብልሽውና ናይ ዝተጠርጠሩ ሰበስልጣናትን ደላሎን ሃድን ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፣ ምኽትል ሚኒስተር ፋይናንስን ቁጠባዊ ምትሕግጋዝን ዝርከቦም 21 ክሱሳት ናብ ፍርዲ ቀሪቦም። ሺን [...]
ው.ሕ.ሃ. መርማሪት ጉጅለ ናብ የመን ክልእኽ’ዩ

ው.ሕ.ሃ. መርማሪት ጉጅለ ናብ የመን ክልእኽ’ዩ

Radio Erena: 01 October 2017 ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ነቲ ኣብ የመን ተፈጺሙ ዝበሃል ዘሎ ናይ ኲናት ገበናት ዝምርምር ጉጅለ ክልእኽ ምዃኑ ኣፍሊጡ። ውድብ ሕቡራት ሃገራት ጀኔቫ ካብ ዝርከብ ቤት ጽሕፈቱ [...]
ኢትዮጵያ ዝሸመተተን 11 ናይ ጽዕነት መራኽብ ካብ መኽሰበን ክሳርአን ከምዝዓቢ ተገሊጹ

ኢትዮጵያ ዝሸመተተን 11 ናይ ጽዕነት መራኽብ ካብ መኽሰበን ክሳርአን ከምዝዓቢ ተገሊጹ

Radio Erena: 29 September 2017 ኢትዮጵያ፣ ዝሸመተተን 11 ናይ ጽዕነት መራኽብ፣ ካብ መኽሰብን ክሳርአን ስለዝዓበየ፣ ተወሰኽቲ 11 መራኽብ ንምግዛእ ዝወጠነቶ መደብ ከምዝተቋረጸ ኣገልግሎት መጓዓዝያ ባሕሪ እታ ሃገር ኣፍ [...]
ሰራዊት ቻይና ኣብ ጅቡቲ ጽዑቕ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣካይዱ

ሰራዊት ቻይና ኣብ ጅቡቲ ጽዑቕ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣካይዱ

Radio Erena: 29 September 2017 ኣብ ጅቡቲ ተዋፊሩ ዝርከብ ሰራዊት ቻይና፣ ጽዑቕ ወትሃደራዊ ልምምድ ከምዘካየደ ወትሃደራውያን ምንጭታት ካብታ ሃገር ሓቢሮም። እቲ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተኻየደ ወትሃደራዊ ልምምድ፣ ምስ ኣቀማምጣ [...]
1 367 368 369 370 371 386 3690 / 3855