Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 360 361 362 363 364 386 3620 / 3855
‘’ምምላስ ዝምድና ኣመሪካን ሱዳንን፣ ምስ ስልጣን ፕ.ኣልበሽር ኣይተሓሓዝን’ዩ’’ ሚኒስተር ጋንዱር

‘’ምምላስ ዝምድና ኣመሪካን ሱዳንን፣ ምስ ስልጣን ፕ.ኣልበሽር ኣይተሓሓዝን’ዩ’’ ሚኒስተር ጋንዱር

Radio Erena: 17 December 2017 ዝምድና ኣመሪካን ሱዳንን ናብ ንቡር ክምለስ፣ ፕረዚደንት ኣልበሽር ካብ ስልጣን ክእለ ኣለዎ ተባሂሉ ንዝወጸ ሓበሬታ፣ ሓቅነት የብሉን ክብል መንግስቲ ሱዳን ነጺጉዎ። ኣቐድም ኣቢሉ ካብ ምምሕዳ [...]
”ኣልሑቲ ናብ መዓርፎ ነፈርቲ ሪያድ ዝወንጨፎ ሚሳይል፣ ካብ ኢራን ዝተለገሰሉ’ዩ” ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ

”ኣልሑቲ ናብ መዓርፎ ነፈርቲ ሪያድ ዝወንጨፎ ሚሳይል፣ ካብ ኢራን ዝተለገሰሉ’ዩ” ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ

Radio Erena: 17 December 2017 ናይ የመን ኣልሑቲ ናብ መዓርፎ ነፈርቲ ሪያድ ዝወንጨፎ ሚሳይል፣ ካብ ኢራን ዝተለገሰሉ’ዩ ክትብል ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ወቒሳ። ኣምባሳደር ኣመሪካ ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ብሓሙስ 14 [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ቀዋሚ መደበር ሓይሊ ባሕሪ ትሃንጽ

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ቀዋሚ መደበር ሓይሊ ባሕሪ ትሃንጽ

Radio Erena: 15 December 2017 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ቀዋሚ መደበር ሓይሊ ባሕሪ ትሃንጽ ከምዘላ ተሓቢሩ። ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣብ ዝተኻየደ ፕርዚደንታዊ ምርጫ ዝተዓወተ ሓድሽ መራሒ እታ ርእ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ መንጎ ብሄራት ተኸሲቱ ዘሎ ግጭት ንሓያሎ ዪኒቨርሲታት እታ ሃገር ኣሰናኺሉ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ መንጎ ብሄራት ተኸሲቱ ዘሎ ግጭት ንሓያሎ ዪኒቨርሲታት እታ ሃገር ኣሰናኺሉ

Radio Erena: 14 December 2017 ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ ብሄራት ተኸሲቱ ዘሎ ግጭት ንሓያሎ ዪኒቨርሲታት እታ ሃገር ኣሰናኺሉ ከምዘሎ ዝተፈላለዩ ወገናት ካብታ ሃገር ሓቢሮም። እዚ ዝግለጽ ዘሎ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝተኸብረ መ [...]
ብስዑዲ ዓረብ ዝድገፉ ሰራዊት ልፍንቲ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ንእትርከብ ወደባዊት ከተማ ሖዴይዳ ንምቁጽጻር መጥቃዕቲ የካይዱ

ብስዑዲ ዓረብ ዝድገፉ ሰራዊት ልፍንቲ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ንእትርከብ ወደባዊት ከተማ ሖዴይዳ ንምቁጽጻር መጥቃዕቲ የካይዱ

Radio Erena: 13 December 2017 ብስዑዲ ዓረብ ዝድገፉ ሰራዊት ልፍንቲ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ እትርከብ ወደባዊት ከተማ ሖዴይዳ ካብ ሚሊሻ ሑቲ ንምምንዛዕ መጥቃዕታት የካይድ ከምዘሎ ዝተፈላለዩ ወገናት ካብታ ከተማ ሓቢሮም። እታ [...]
ኢማራት ዓረብን ሱዳንን ሓባራዊ ወተሃደራዊ ልምምድ ከካዪዳ እየን

ኢማራት ዓረብን ሱዳንን ሓባራዊ ወተሃደራዊ ልምምድ ከካዪዳ እየን

Radio Erena: 10 December 2017 ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ሱዳንን ሓባራዊ ወተሃደራዊ ልምምድ ከካዪዳ እየን። ብሕቡራት ኢማራት እትውነን ናይ ኲናት መርከብ ብረቡዕ 6 ታሕሳስ ናብ ፖርት ሱዳን ኣብ ዝኣተወትሉ፣ ላዕለዎት ኣዘዝቲ [...]
ሕ.ኤ. ኣብ ኢትዮጵያ ንህጹጽ ረዲኤት ዝውዕል ናይ 15 ሚልዮን ዩሮ ተወሳኺ ሓገዝ ለጊሱ

ሕ.ኤ. ኣብ ኢትዮጵያ ንህጹጽ ረዲኤት ዝውዕል ናይ 15 ሚልዮን ዩሮ ተወሳኺ ሓገዝ ለጊሱ

Radio Erena: 10 December 2017 ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ኢትዮጵያ ንህጹጽ ረዲኤት ዝውዕል ናይ 15 ሚልዮን ዩሮ ተወሳኺ ሓገዝ ለጊሱ። እቲ ሕብረት ብራስለስ ካብ ዝርከብ ቤት ጽሕፈቱ ብዕለት 8 ታሕሳስ ኣብ ዝዘርገሖ መግለጺ፣ እ [...]
ጅቡቲ፣ ሓድሽ ወደባ ንዝጥቀሙ ተገልገልቲ ናይ 45 ሚእታዊት ምጉዳል ዋጋ ጌራ

ጅቡቲ፣ ሓድሽ ወደባ ንዝጥቀሙ ተገልገልቲ ናይ 45 ሚእታዊት ምጉዳል ዋጋ ጌራ

Radio Erena: 08 December 2017 መንግስቲ ጅቡቲ ሓድሽ ኣብ ዝሃነጾ ወደብ ዶራለ ንዝጥቀሙ ተገልገልቲ፣ ናይ 45 ሚእታዊት ናይ ዋጋ ምጉዳል ከምዝገበረ ጋዜጣ ዘ ሪፖርተር ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢራ። እታ ሃገር ነዚ ዘፍለጠት፣ [...]
ኡጋንዳ ኣብ ሶማል ካብ ዝርከብ ገለ ክፋል ሰራዊታ ከተውጽእ ጀሚራ

ኡጋንዳ ኣብ ሶማል ካብ ዝርከብ ገለ ክፋል ሰራዊታ ከተውጽእ ጀሚራ

Radio Erena: 08 December 2017 ኡጋንዳ ኣብ ሶማል ካብ ዝርከብ ሰራዊታ ንገለ ክፋሉ ከተውጽኦ ከምዝጀመረት ተሓቢሩ። ኣብ ትሕቲ ሕብረት ኣፍሪቃ ዝተሓቑፈ ልዕሊ 6 ሽሕ ሰራዊት ኣብ ሶማል ኣዋፊራ ዘላ ኡጋንዳ፣ ክሳብ መወዳእ [...]
ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ንምኽትል ሚኒስተር ፋይናንስ’ታ ሃገር ካብ ስልጣኑ ኣውሪዱዎ

ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ንምኽትል ሚኒስተር ፋይናንስ’ታ ሃገር ካብ ስልጣኑ ኣውሪዱዎ

Radio Erena: 03 December 2017 ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ማያርዲት፣ ንምኽትል ሚኒስተር ፋይናንስ’ታ ሃገር ካብ ስልጣኑ ኣውሪዱዎ። ብዕለት 1 ታሕሳስ ብመንግስቲ ኣብ እትውነን መደበር ቴሌቪዥን ብዝተዋህበ ወግዓዊ መግ [...]
1 360 361 362 363 364 386 3620 / 3855