Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 347 348 349 350 351 386 3490 / 3855
ኬንያ፣ ኣብ ውጻኢ ዝርከቡ ዜጋታታ ናብ ሃገሮም ብዝልእክዎ ብዝሒ ገንዘብ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ትስራዕ

ኬንያ፣ ኣብ ውጻኢ ዝርከቡ ዜጋታታ ናብ ሃገሮም ብዝልእክዎ ብዝሒ ገንዘብ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ትስራዕ

Radio Erena: 26 April 2018 ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝርከቡ ዜጋታት ኬንያ ዓመታዊ 2 ቢልዮን ዶላር ናብ ሃገሮም ከምዝልእኩ ብሰኑይ 23 ሚያዝያ ዝተዘርግሐ ጸብጻብ ባንክ ዓለም ኣፍሊጡ። ብመሰረት እቲ ጸብጻብ፣ ኬንያ ኣብ ወጻኢ ካ [...]
ባይቶ ፈረንሳ፣ ጽኑዕ ሕጊ ስደተኛታት ኣጽዲቑ

ባይቶ ፈረንሳ፣ ጽኑዕ ሕጊ ስደተኛታት ኣጽዲቑ

Radio Erena: 24 April 2018 ባይቶ ፈረንሳ፣ ንሓያሎ ሰሙናት ከካትዕ ዝጸንሐ ሓድሽ ሕጊ ስደተኛታት ኣጽዲቑ። እቲ ንዋሕዚ ስደተኛታት ዝገትአን ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ንዘይብሎም ከኣ በስገዳድ ንምጥራዝን ዘኽእል ሓድሽ ሕጊ፣ ኣብ [...]
ሓይልታት ሑቲ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ እትንቀሳቐስ ዝነበረት መርከብ ስዑዲ ዓረብ ኣጥቂዖም

ሓይልታት ሑቲ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ እትንቀሳቐስ ዝነበረት መርከብ ስዑዲ ዓረብ ኣጥቂዖም

Radio Erena: 24 April 2018 ሓይልታት ሑቲ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ከባቢ ውደብ ሖዴዳ እትንቀሳቐስ ንዝነበረት ናይ ስዑዲ ዓረብ መርከብ ከምዘጥቅዑ ምንጭታት ሓቢሮም። ብመሰረት እቲ ድሒሩ ዝቐርብ ዘሎ ዝተፈላለየ ሓበሬታ፣ እታ ኣ [...]
ላዕለዋይ ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰላት ሕ/ ሃ ናብ ኢትዮጵያ ይበጽሕ

ላዕለዋይ ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰላት ሕ/ ሃ ናብ ኢትዮጵያ ይበጽሕ

Radio Erena: 24 April 2018 ላዕለዋይ ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ዘይድ ራ'ኣድ ኣል ሑሰን፣ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ንምዝርራብ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ። እቲ ኮሚሽነር ኣብ ኣዲስ ኣበባ [...]
ኢትዮጵያ ሓድሽ ካቢኔ ሚኒስተራት ኣቚማ

ኢትዮጵያ ሓድሽ ካቢኔ ሚኒስተራት ኣቚማ

Radio Erena: 22 April 2018 ሓድሽ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ብሓሙስ 19 ሚያዝያ ካቢኔ ሚኒስተራት ከምዘቖመ ካብታ ሃገር ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ። እቲ ብቀዳማይ ሚኒስተር ንካቢኔ ናይ ዝተረቑሑ ሰባት እማመ፣ ብባይቶ’ታ [...]
ከሰላ፣ ዋሕዲ ነዳዲ ይብእስ

ከሰላ፣ ዋሕዲ ነዳዲ ይብእስ

Radio Erena: 20 April 2018 ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ዞባ ከሰላ፣ ዝተራእየ ዋሕዲ ነዳዲ እናበኣሰ ይመጽእ ከምዘሎ ተሓቢሩ። ኣብ ከሰላ ሕጽረት ነዳዲ ካብ ዘጋጥም ካልኣይ ወርሑ ኣቝጺሩ ከምዘሎ ዝሓበረት ሬድዮ ዳባንጋ፣ እቲ ኣውራ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ሲነማታት ድሕሪ 35 ዓመታት ብወግዒ ጀሚሩ

ስዑዲ ዓረብ፣ ሲነማታት ድሕሪ 35 ዓመታት ብወግዒ ጀሚሩ

Radio Erena: 20 April 2018 ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ ብሕጊ ሸሪዓ ን35 ዓመታት ተኣጊዱ ዝጸንሐ ሲነማ ኣብዚ ሰሙን'ዚ ብወግዒ ከምዝጀመረ እታ ሃገር ኣፍሊጣ። ብሮቡዕ 18 ሚያዝያ ኣብ ሰዓታት ናይ ምሸት፣ ኣብ ከተማ ሪያድ ኣብ ዝ [...]
ሕ/ኢ/ዓረብ፣ ኣብ ሶማል ከተካይዶ ዝጸንሐት ኣገልግሎት ሆስፒታል ደው ኣቢላቶ

ሕ/ኢ/ዓረብ፣ ኣብ ሶማል ከተካይዶ ዝጸንሐት ኣገልግሎት ሆስፒታል ደው ኣቢላቶ

Radio Erena: 19 April 2018 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ሶማል ከተማ ሞቛድሾ ከተካይዶ ዝጸንሐት ሆስፒታል ካብ ኣገልግሎት ደው ከምዘበለቶ ምንጭታት ዜና ካብታ ሃገር ሓቢሮም። እቲ "ሸኽ ዛይድ" ዝተሰምየ ሆስፒታል ካብ ኣገልግ [...]
የመን፣ ሓያሎ ወትሃደራት ሱዳን ከምዝተቐትሉ ተሓቢሩ

የመን፣ ሓያሎ ወትሃደራት ሱዳን ከምዝተቐትሉ ተሓቢሩ

Radio Erena: 19 April 2018 ሓይልታት ሑቲ፣ ኣብ የመን ዓስኪሩ ኣብ ልዕሊ ዝርከብ ሰራዊት ሱዳን ብዘካይድዎ ናይ ድብያ መጥቃዕቲ 10ታት ወትሃደራት ከምዝቐተሉ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ ንወትሃደራውያን ምንጭታት ብምጥቃስ ሓቢሩ። [...]
ዚምባብዌ፣ 16 ሽሕ ተሓጋገዝቲ ሓካይም ካብ ስራሕ ተሰጉጎም

ዚምባብዌ፣ 16 ሽሕ ተሓጋገዝቲ ሓካይም ካብ ስራሕ ተሰጉጎም

Radio Erena: 19 April 2018 መንግስቲ ዚምባብዌ፣ 16 ሽሕ ተሓጋገዝቲ ሓካይም ወይ ነርሳት ካብ ስርሕ ከምዝሰጎገ ኣፍሊጡ። እቶም ካብ ስርሖም ተሰጕጎም ዘለዉ ነርሳት፣ ናይ ደሞዝ ወሰኽ ብምጥላብ ስራሕ ደው ናይ ምባል ኣድማ ከ [...]
1 347 348 349 350 351 386 3490 / 3855