Category: ኣህጉራዊ ዜና
ላዕለዋይ ኣዛዚ ሰራዊት የመን፣ ፈተነ ቅትለት ተኻይድሉ
Radio Erena: 29 May 2018 ምክትል ጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት የመን ሜጀር ጀነራል ሳላሕ ኣል ዚንዳኒ ካብ ዝተኻየደሉ ፈተነ ቅትለት ንስክላ ከምዝደሓነ ዓረብ ኒውስ ሓቢሩ። እቲ ጀነራል፣ ብሰንበት 28 ግንቦት ኣብ ዓደን ካብ [...]
ኢትዮጵያ፣ ምህማም መሬት 23 ሰባት ቀቲሉ
Radio Erena: 29 May 2018 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብዘጋጠመ ምህማም መሬት 23 ሰባት ከምዝሞቱ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ገሊጸን። እቲ ብቀዳም 27 ግንቦት፣ ኣብ ደቡባዊ ክልል ኦሮምያ ዘጋጠመ ምህማም መሬት፣ ብሰንኪ ብርቱዕ ዝናብ ዝ [...]
ኢትዮጵያ፣ ንሞት ተፈሪዱ ዝነበረ መራሒ ናይቲ ኣብ ኤርትራ ዝመደበሩ ዕጡቕ ተቓዋሚ ብምሕረት ተፈቲሑ
Radio Erena: 28 May 2018 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ብፖለቲካን ሽበራን ዝተኣሰሩ ዜጋታቱን ወጻእተኛታትን ብምሕረት ኣብ ዘፋንወሉ ዘሎ ግዜ፣ ንሞት ተፈሪዱ ዝነበረ መራሒ ዕጡቕ ተቓዋሚ ግንቦት ሸውዓተ ኣቶ ኣንዳርጋቸው ጽጌ፣ ብቀዳም [...]
ፕረዚደንት ርዋንዳ ኣብ ኢትዮጵያ ምብጻሕ ኣካይዱ
Radio Erena: 28 May 2018 ፕረዚደንት ሩዋንዳ ፓል ካጋመ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ክልተ መዓልታት ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ። እቲ ፕረዚደንት ኣብቲ ካብ 25 ክሳብ 27 ዘካየዶ ዑደት፣ ኣብ ጉዳይ ናይል፣ ናጻ ናይ ሰብን ን [...]
ፕረዚደንት ኣልበሽር፣ ኣብ የመን ተዋፊሩ ዘሎ ሰራዊቱ ከምዘይስሕብ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 27 May 2018 ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ኣልበሽር፣ ብኣንጻር’ቲ ካብ ውሽጢ ሃገር ዝመጾ ዘሎ ጸቕጢ፣ ኣብ የመን ተዋፊሩ ዘሎ ሰራዊቱ ከምዘይስሕብ ኣፍሊጡ። እቲ ፕረዚደንት ምስ ምኽትል ሚኒስተር ምክልኻል ስዑዲ ዓረብ [...]
ሱዳን፣ ንኽሲ መንግስቲ ኤርትራ ናይ ኣሉታ ምላሽ ሂባትሉ
Radio Erena: 25 May 2018 ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን፣ ሱዳንን ኢትዮጵያን ሓቢረን ንተቓወምቲ ኤርትራ ንምሕጋዝ ክሰርሓ ተሰማሚዐን ንዝብል ብ15 ግንቦት ዝወጸ መግለጺ መንግስቲ ኤርትራ ናይ ኣሉታ ምላሽ ሂቡሉ። እቲ ሚኒስት [...]
25 ግንቦት፣ መዓልቲ ኣህጉር ኣፍርቃ ብደረጃ ዓለም ይዝከር
Radio Erena: 25 May 2018 መዓልቲ ኣህጉር ኣፍርቃ ሎሚ 25 ግንቦት ብደረጃ ዓለም ይዝከር ኣሎ። እዚ ብምኽንያት ምምስራት ውድብ ሓድነት ኣፍሪቃ ኣብ 25 ግንቦት 1963፣ ንመበል 55 ዓመቱ ዝኽበር ዘሎ መዓልቲ ኣህጉር ኣፍሪ [...]
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብ ስደት ምስ ዝጸንሑ ተቓወምቲ ኦሮሞ ተዘራሪቡ
Radio Erena: 25 May 2018 ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ስደት ምስ ዝጸንሑ ተቓወምቲ ኦሮሞ ከምዝተዘራረበ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። እቲ ብኣቶ ሌንጮ ለታ ዝምራሕ ሓደ ካብ ዓብይቲ ተቓወምቲ ው [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣስታት 400 ሽሕ ኢትዮጵያውያን ኣብ ኣብያተ ማእሰርቲ ይርከቡ
Radio Erena: 24 May 2018 ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ ኣስታት 400 ሽሕ ኢትዮጵያውያን ኣብ ዝተፈላለየ ኣብያተ ማእሰርቲ ከምዝርከቡ ሓድሽ ጸብጻብ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። ኣካል ሕቡራት ሃገራት ዝኾነ ትካል ምውህሃድ ኣብ ሰብኣዊ ጉዳያ [...]
ሱዳንን ግብጽን ብተኸታታሊ ፊልም (ሙሰልሰል) ይሰሓሓባ
Radio Erena: 22 May 2018 ሱዳን፣ ካብ ግብጺ ዝመሓላለፍ ዘሎ ተኸታታሊ ፊልም (ሙሰልሰል) ንዝምድና ክልቲኡ ህዝብታት ዘዕንዩ ክትብል ኮኒናቶ። እታ "ኣቡ ዓምር ኣል ማስሪ” ዝተሰምየት ብምኽንያት ጾመ ሮሞዳን ክትመሓላለፍ ጀሚ [...]