Category: ኣህጉራዊ ዜና

ካብ ስልጣኑ ክእለ ህዝባዊ ጻውዒት ዝቐርበሉ ዘሎ ፕረዚደንት በሽር ናብ ቀጠር በጺሑ
Radio Erena: 24 January 2019 ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ኣብ ቀጠር ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ። እቲ ፕረዚደንት ናብ ቀጠር ዘምርሐ፣ ካብ ስልጣኑ ክእለ ዝጽውዕ ህዝባዊ ናዕብታት እታ ሃገር ልዕሊ ሓደ [...]

ኢትዮጵያ፣ ምእሳር ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ኢህወደግ ነበር ይቕጽል
Radio Erena: 24 January 2019 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ምእሳር ላዕለዎት ሰበ ስልጣን መንግስትን ኢህወደግን ነበር ይቕጽል ኣሎ። ማዕከናት ዜና ኢትዮጵያ ብዝዘርግሖ ሓበሬታ መሰረት፣ ሓደ ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ኢህወደግ ነበር ኣቶ በረ [...]

ብሪጣንያ፣ ኣብ ገማግም ባሕሪ ሶማሊላንድ መዓስከር ሓይሊ ባሕሪ ከተቕውም ከምእትኽእል ተገሊጹ
Radio Erena: 23 January 2019 ብሪጣንያ፣ ኣብ ገማግም ባሕሪ ሶማሊላንድ፣ መዓስከር ሓይሊ ባሕሪ ከተቕውም ከምእትኽእል ተገሊጹ። እዚ ዝተገልጸ፣ ሚኒስተር ምክልኻል ብሪጣንያ፣ ጋቪን ዊልያምሶን፣ ኣብ ፈለማ ዕለታት ናይዚ ወርሒ [...]

ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብ ቁጠባዊ መድረኽ ዓለም ይሳተፍ ኣሎ
Radio Erena: 22 January 2019 ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብይ ኣሕመድ፣ ካብ ሎሚ 22 ክሳብ 25 ጥሪ፣ ኣብ ስዊዘርላንድ ዳቮስ ኣብ ዝካየድ ቁጠባዊ መድረኽ ዓለም (World Economic Forum) ይሳተፍ ኣሎ። ኣብዚ [...]

UNHCR ፣ ኢትዮጵያ፣ ኣብ መሰል ስደተኛታት ንዘጽደቀቶ ሓድሽ ኣዋጅ ንኢዱ
Radio Erena: 21 January 2019 ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት፣ ኢትዮጵያ፣ ኣብ መሰል ስደተኛታት ንዘጽደቐቶ ሓድሽ ኣዋጅ ንኢዱ። እቲ ኣህጉራዊ ትካል ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ እዚ ኢትዮጵያ ወሲዳቶ ዘላ ተበግሶ፣ ኣ [...]

ህዝባዊ ናዕቢ ሱዳን ይቕጽል፣ ኣልበሽር ቅዋም ንምቕያር ይሸባሸብ
Radio Erena: 20 January 2019 ሰራዊት መንግስቲ ሱዳን ኣንጻር ናዕቢ ዘካይድ ዘሎ ህዝቢ ዝወስዱዎ ዘለዉ ጨካ ስጉምቲ ገና ይቕጽል ከምዘሎ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። ብዓርቢ 18 ጥሪ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ልዕሊ ዘካ [...]

ቀጠር፣ ንሶማል ወትሃደራዊ ሓገዝ ኣበርኪታ
Radio Erena: 18 January 2019 ንግስነት ቀጠር፣ ንመንግስቲ ሶማል 68 ወትሃድራውያን መካይን ብሓገዝ ከምዝሃበ ሚኒስትሪ ምክልኻል እታ ሃገር ካብ ኣዶሓ ኣፍሊጡ። እተን ድሩዓት መካይን፣ ኣብ ምሕያል ሰራዊት መንግስቲ ሶማልን [...]

ከሰላ፣ ኣንጻር ፕረዚደንት በሺር ዝቀንዐ ሰፊሕ ተቓውሞ ተኻይዱ
Radio Erena: 18 January 2019 ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ከባቢ ከሰላ፣ ኣንጻር ፕረዚደንት በሺር ዝቐንዐ ሰፊሕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ። ፖሊስ ሱዳን፣ ነቲ ብ17 ጥሪ ዝተኻየደ ሰፊሕ ሰለማዊ ሰልፊ፣ ንምብታን ዘንብዕ ጋዝን ጠያይትን [...]

ኢትዮጵያ፣ ነዳዲ ዘመላልሳ ኣስታት ሓደ ሽሕ ቦጣት ምዕጋተን፣ ከቢድ ስእነት ነዳዲ ኣኸቲሉ
Radio Erena: 17 January 2019 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዝሓለፈ ክልተ መዓልታት፣ ካብ ጅቡቲን ሱዳንን ነዳዲ ዘመላልሳ ቦጣት ብምዕጋተን፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከባቢኡን ከቢድ ስእነት ነዳዲ ኣኸቲሉ። ዘ ሪፖርተር ብዘ [...]

ኬንያ፣ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ኣልሸባብ 14 ሰባት ቀቲሉ
Radio Erena: 17 January 2019 ኣብ ከተማ ናይሮቢ፣ ወጻእተኛታትን ሰብ ጸጋ ሃብቲን ኣብ ዘዘውትርዎ ሆቴል ብ14 ጥሪ ብዝተፈጸመ ሽበራዊ መጥቃዕቲ፣ ብውሕዱ 14 ሰባት ተቐቲሎም። ብዘይካ'ዚ ሓያሎ ሰባት ክቖስሉ እንከ [...]