Category: ኣህጉራዊ ዜና

ሰራዊት መንግስቲ ሶማል ሓደ ላዕለዋይ ኣዛዚ ኣልሸባብ ከምዝቐተለ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 11 March 2019 ሰራዊት መንግስቲ ሶማል ሓደ ላዕለዋይ ኣዛዚ ኣልሸባብ ከምዝቐተለ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ብሓሙስ 7 መጋቢት ኣብ ከተማ በለድወይን ዝተኻየደ ስርሒት፣ እቲ ኣባል ኣልሸባብ ኢዱ ንዘይምሃብ ንነዊሕ ከምዝተታ [...]

ኢትዮጵያ፣ ተቓውሞ ብሄረ ኦሮሞ የስፋሕፍሕ
Radio Erena: 10 March 2019ኣብ ኢትዮጵያ ከባቢ ኣዲስ ኣበባ ዝተጎሃሃረ ግርጭት ናብ ካልእ ከባቢታት እታ ሃገር እንዳለሓመ ይመጽእ ከምዘሎ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። እዚ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘስረሖ ሓደስ [...]

ኣልጀሪያ፣ ብሰንኪ ህዝባዊ ምልዕዓል፣ ዩኒቨርሲታት ኣቐዲመን ክዕጸዋ’የን
Radio Erena: 10 March 2019 ኣብ ኢትዮጵያ ከባቢ ኣዲስ ኣበባ ዝተጎሃሃረ ግርጭት ናብ ካልእ ከባቢታት እታ ሃገር እንዳለሓመ ይመጽእ ከምዘሎ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። እዚ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘስረሖ ሓደ [...]

ኣብ ሶማል፣ ኣብ መኪና ዝተጻወደ ቦምብ ብምፍንጃሩ ብዉሑዱ 4 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም
Radio Erena: 08 March 2019 ኣብ ሶማል፣ ኣብ መኪና ዝተጻወደ ቦምብ ብምፍንጃሩ ብዉሑዱ 4 ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ፣ ሺን ሁ ዋ ካብታ ሃገር ሓቢሩ። እቲ ብረቡዕ 7 መጋቢት ዝተኻየደ መጥቃዕቲ ቦምብ፣ ካብ መንበሪ ገዛ ፕረ [...]

ኣብ ሱዳን ኣቦ ወንበር ልፍንቲ ተቓወምቲ ውድባት ጋዜጣዊ ዋዕላ ከየካይድ ብመንግስቲ’ታ ሃገር ተኣጊዱ
Radio Erena: 08 March 2019 ኣብ ሱዳን ኣቦ ወንበር ልፍንቲ ተቓወምቲ ውድባት ጋዜጣዊ ዋዕላ ከየካይድ ብመንግስቲ’ታ ሃገር ተኣጊዱ። ካብ ከተማ ካርቱም ኣብ ዝተመሓላለፈ ዜና ከምዘመልክቶ፣ ዑመር ኣል ዲጋይር፣ ብረቡዕ 7 መጋ [...]

ወጥሪ ኬንያን ሶማልን ብሰላማዊ መንገዲ ክፍታሕ ኣብ ስምምዕ ተበጺሑ
Radio Erena: 06 March 2019 ኬንያን ሶማልን ኣብ መንጎአን ተፈጢሩ ዘሎ ምስሕሓብ ብሰላማዊ መንገዲ ክፈትሓኦ ተሳማሚዐን። ብመንጎኝነት ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ዝተኻየደ ርክብ ፕረዚደንታት ኡሁሩ ኬንያታን መሓመ [...]

ፕረዚደንት ሳልቫኪር፣ ብሰንኪ ውግእ ሓድሕድ ንዝተበደለ ህዝቢ ይቕሬታ ሓቲቱ
Radio Erena: 07 March 2019 ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ማያርዲት፣ ብሰንኪ ውግእ ሓድሕድ ንዝተበደለ ህዝቢ ይቕሬታ ሓቲቱ። እቲ ፕረዚደንት ኣብ ዝተፈላለየ ዞባታት እታ ሃገር እንዳዞረ እዩ ንህዝቢ ይቕሬታ ዝሓትት ዘሎ። [...]

ኣልጀሪያ፣ ንፕረዚደንት ዓብዱል ዓዚዝ ቡተፍሊቓ ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ብሰፊሑ ይቕጽል
Radio Erena: 07 March 2019 ኣብ ኣልጀሪያ ንፕረዚደንት ዓብዱል ዓዚዝ ቡተፍሊቓ ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ብሰፊሑ ይቕጽል ኣሎ። እዚ ብተመሃሮ ጀሚሩ ብኣማኢት ኣሽሓት ህዝቢ ተጸምቢሩዎ ዘሎ ህዝባዊ ናዕቢ፣ እቲ ፕረዚደንት ንሓሙሻይ [...]
ርክብ መራሕቲ ኢትዮጵያን ሱዳንን፣ ብሰንኪ ፕረዚደንት ኢሰያስ ከምዝተናወሐ ተገሊጹ
Radio Erena: 06 March 2019 ርክብ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይን ፕረዚደንት ኣልበሽርን ንዘይተወሰነ ግዜ ከምዝተናወሐ ካብ ከተማ ካርቱም ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። እቲ ርክብ ክልቲኦም መራሕቲ፣ ንሰኑይ ንግሆ ሰዓት ትሽዓተ እዩ ተ [...]

እስራኤላዊ ኣዛዚ ሰራዊት ነበር ንደቡብ ሱዳን ብዝሸጦ ኣጽዋር ተኸሲሱ
Radio Erena: 05 March 2019 እስራኤላዊ ናይ ሰራዊት መጀር ጀነራል ዝነበረ ንደቡብ ሱዳን ብዝሸጦ ብሚልዮናት ዶላራት ዝግመት ኣጽዋር ክሲ ተመስሪቱሉ። ጆርሳሌም ፖስት ኣብ ብ4 መጋቢት ኣብ ዝዘርገሖ ሓበሬታ፣ መጀር ጀነራል እስ [...]