Category: ኣህጉራዊ ዜና

ፕረዚደንት ካዛኪስታን ድሕሪ 30 ዓመታት ብሃንደበት ስልጣኑ ሓዲጉ
Radio Erena: 20 March 2019 ፕረዚደንት ካዛኪስታን፣ ኑርሱልጣን ናዛርባየቭ፣ ድሕሪ 30 ዓመታት ኣኣብ ስጣን ምጽንሑ፣ ብሃንደበት ክእለ ወሲኑ። ኣብ ማእከላይ ኤስያ እትርከብ፣ ብነዳዲ ሃብታም ዝኾነት ካዛኪስታን ድሕሪ ምብትታ [...]
ሱዳን፣ ደሞዝ ሰራሕተኛታት ንምኽፋል 300 ሚልዮን ዶላር ካብ ትካላት ሕቡራት ኢማራት ትልቃሕ
Radio Erena: 19 March 2019 መንግስቲ ሱዳን፣ ደሞዝ ሰራሕተኛታት ንምኽፋል፣ ካብ ትካላት ፋይናንስ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ 300 ሚልዮን ዶላር ከምዝተለቅሐ ተገሊጹ። ነቲ ናይ ልቃሕ ስምምዕ ዝኸተመ ምክትል ሚኒስተር ፋይናንስ [...]

ኢራን፣ ኣብ ኬንያ ዝርከብ ኣምባሳደራ ስሒባ
Radio Erena: 19 March 2019 ኢራን፣ ኣብ ኬንያ ዝርከብ ኣምባሳደራ ከምዝሰሓበት ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ካብ ቴህራን ኣፍሊጡ። ኣፈኛ እቲ ሚኒስትሪ ባህራም ቓስም ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ኢራን ኣብ ኬንያ ንዝነበረ ኣም [...]

ፕረዚደንታት ሶማልን ጂቡቲን ርክብ ኣካዪዶም
Radio Erena: 17 March 2019 ፕረዚደንት ጂቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ፣ ናይ ክልተ መዓልታት ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንምፍጻም፣ ሶማል ኣትዩ። ፕረዚደንት ገለ ትማሊ 16 መጋቢት ኣብ ከተማ ሞቓድሾ ኣብ ዝኣተወሉ፣ ፕረዚደንት ሶማል መ [...]

መርከብ ሓይሊ ባሕሪ ቱርኪ ኣብ ገማግም ባሕሪ ሱዳን ትጽጋዕ
Radio Erena: 15 March 2019 ሚሳይላትን ከበድቲ ኣጽዋርን ዝዓጠቐት መርከብ ሓይሊ ባሕሪ ቱርኪ፣ መልህቃ ኣብ ፖርት ሱዳን ኣውሪዳ ከምዝቐነየት ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ ሓቢሩ። እታ "ጎይካ ኣዳስ” ዝተባህለት ወትሃደራዊት መርከ [...]

ፕረዚደንት ሶማል፣ ኣብ ኡጋንዳ ምብጻሕ ኣካይዱ
Radio Erena: 15 March 2019 ፕረዚደንት ሶማል፣ መሓመድ ዓብዱላሂ ፋርማጆ ኣብ ኡጋንዳ ምብጻሕ ኣካይዱ። እቲ ፕረዚደንት ኣብታ ሃገር ኣብ ዝጸንሐሉ፣ ኣብ ጉዳይ ምስሓብ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ ካብ ሶማል ብዝምልከ [...]

ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ዶባተን ናይ ሓባር ሰራዊት ከዋፍራ ተሰማሚዐን
Radio Erena: 13 March 2019 ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ዶባተን ናይ ሓባር ሰራዊት ከዋፍራ ኣብ ስምምዕ ከምዝበጽሓ ማዕከናት ዜና ካብ ካርቱም ሓቢረን። እዘን ክልተ ሃገራት፣ ናይ ሓባር ሰራዊት ንምውፋር ኣብ ስምምዕ ዝበጽሓሉ ምኽ [...]

ፕረዚደንት ፈረንሳ ናብ ጅቡቲን ኢትዮጵያን ይበጽሕ
Radio Erena: 12 March 2019 ፕረዚደንት ፈረንሳ ኢማኑኤል ማክሮን ናብ ጅቡቲን ኢትዮጵያን ምብጻሕ የካይድ ኣሎ። ብሰኑይ 11 ለካቲት ናብ ጅቡቲ ዝበጽሐ ፕረዚደንት ማክሮን ምስ ፕረዚደንት እስማዒል ዑመር ገለ ብምርኻብ ኣብ ታ [...]

ዋንነት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝኾነት ቦዪንግ 737 ወዲቓ ብምሕምሻሻ 157 ሰባት ሞይቶም
Radio Erena: 11 March 2019 ዋንነት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝኾነት ቦዪንግ 737 ወዲቓ ብምሕምሻሻ 157 ሰባት ሞይቶም። ናይታ ካብ ደቡብ ኣፍሪቃ ተበጊሳ ሰምበት 10 መጋቢት ንግሆ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሓጺር ዕረፍቲ ኣካዪዳ ና [...]
ብፖለቲካዊን ህዝባዊ ናዕቢን ዝናወጽ ዘሎ ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ንሓያሎ ኣዘዝቲ ሰራዊት’ታ ሃገር መዓርግ ወሲኹ
Radio Erena: 11 March 2019 ብፖለቲካዊን ህዝባዊ ናዕቢን ዝናወጽ ዘሎ ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ንሓያሎ ኣዘዝቲ ሰራዊት’ታ ሃገር መዓርግ ወሲኹ። ወሃብ ቃል ሰራዊት ሱዳን ኣሕመድ ኸሊፋ ኣል-ሻሚ ብዓርቢ 8 መ [...]