Category: ኣህጉራዊ ዜና

ኣልበሽር፣ ኣብ ቅድሚ ኣኽባር ሕጊ ቀሪቡ
Radio Erena: 16 June 2019
ፕረዚደንት ሱዳን ነበር ሓሰን ዑመር ኣልበሽር፣ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ድሕሪ ምእታዉ ንመጀመሪያ ግዜ ኣብ ቅድሚ ኣኽባር ሕጊ ቀሪቡ።
ኣልበሽር፣ ብሰንበት 16 ሰነ ኮበር ካብ ዝተባህለ ቤት ማእሰ [...]

‘ዘተ ሰላም ሱዳን ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ ኣይተሳማማዕናን’ ምንቅስቓስ ንናጽነትን ንለውጥን
Radio Erena: 16 June 2019
ምንቅስቓስ ንናጽነትን ለውጥን ሱዳን፣ ዘተ ሰላም እታ ሃገር ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ ተሳማሚዖም ዝተባህለ ሓቅነት ከምዘይብሉ ኣፍሊጡ።
እቲ ንህዝባዊ ናዕቢ ሱዳን ዝመርሕ ዘሎ ሓይሊ፣ ኢትዮጵያ [...]

ኬንያ፣ 11 ኣባላት ፖሊስ ተቐቲሎም
Radio Erena: 16 June 2019
ኣብ ዶብ ኬንያን ሶማልን ኮለላ ኣብ ልዕሊ ዘካዪድ ዝነበረ ቃፍላይ ፖሊስ ኬንያ ብዝወረዶ ናይ ነታጒ ሓደጋ፣ ብዉሑዱ ዓሰርተ ሓደ ኣባላት ፖሊስ ከምዝተቐትሉ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ [...]

ኡጋንዳ፣ ሕማም ኢቦላ ከይላባዕ ተሰጊኡ
Radio Erena: 14 June 2019
ካብ ኮንጎ ናብ ኡጋንዳ ዝሰገረ ወዲ ሓሙሽተ ዓመት ቆልዓ ብሕማም ኢቦላ ድሕሪ ምሙቱ፣ እቲ ሕማም ኣብ ኡጋንዳ ይላባዕ ከይህሉ ሰበ ስልጣን ጥዕና እታ ሃገር ስግኣቶም ገሊጾም።
እቲ ኣ [...]

ሱዳን፣ ካብ ሰራዊትን ፖለቲካውያን ሰልፍታትን ዝተዋጽአ መሰጋገሪ ባይቶ ንኽቐውም ዘተ ክቕጽሉ ኣብ ስምምዕ በጺሖም
Radio Erena: 13 June 2019
ኣብ ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ወትሃደራዊ ባይቶን ፖለቲካውያን ውድባትን ክካየድ ድሕሪ ዝጸንሐ ናይ ምቅርራብ መስርሕ፣ ካብ ክልቲኦም ወገናት ዝተዋጽአ መሰጋገሪ ባይቶ ንምቛም ዘተ ክቕጽል ምዃኑ ተሓቢሩ [...]

ታንዛንያን ኡጋንዳን፣ ባጤራ ኬንያ፣ ኣብ ባንክታተን ከይሽረፍ ኣጊደን
Radio Erena: 13 June 2019
ታንዛንያን ዩጋንዳን፣ ባጤራ ኬንያ፣ ኣብ ባንክታተን ከይሽረፍ ኣገደን።
እዘን ሃገራት፣ ኣብ ልዕሊ ሽሊንግ' እገዳ ዝገበራሉ ምኽንያት፣ ሃገራዊ ባንክ ኬንያ፣ ብሰንኪ ዘይሕጋዊ ምዝውዋርን ት [...]

ኬንያ ምስ ሶማልያ ዘዋስና ዶባት ዓጽያ
Radio Erena: 12 June 2019
ኬንያ ምስ ሶማልያ ዘዋስና ዶባት ከምዝዓጸወት ኣፍሊጣ።
እቲ ተዓጽዩ ዘሎ ዶባት፣ ናብቲ ንክልቲኤን ሃገራት ዘዋስን ክሊ ማይ ዝቐረበ ዞባ ላሙ'ዩ።
ኬንያ፣ ምስ ሶማልያ ዘዋስና ዶ [...]

ኣመሪካ፣ ፍሉይ ኣማኻሪ ኣብ ጉዳይ ሱዳን ክትምዝዝ’ያ
Radio Erena: 12 June 2019
ኣመሪካ፣ ንኣምባሳደር ዶናልድ ቡስ፣ ከም ፍሉይ ኣማኻሪ ኣብ ጉዳይ ሱዳን ኮይኑ ከገልግል ክትምዝዞ ምዃና ተገሊጹ።
እቲ ኣቐዲሙ፣ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ጉዳይ ሱዳንን ደቡብ ሱዳንን [...]

ጅቡቲ፣ መራኽብ ኵናት ኢራን ኣብ ገማግም ባሕራ ከምዘይተጸግዓ ገሊጻ
Radio Erena: 11 June 2019
ጅቡቲ መራኽብ ኵናት ኢራን ኣብ ገማግም ባሕራ ከምዘይተጸግዓ ገሊጻ።
እታ ሃገር ነዚ ትገልጽ ዘላ፣ መራኽብ ኵናት ኢራን ኣብ ወደብ ጅቡቲ ከምዝተጸግዓ መርበባት ሓበሬታ ሃገራት ዓረብ [...]

ሱዳን፣ ምዕጻው ትካላትን ስራሕ ደው ናይ ምባልን ኣድማ ይቅጽል
Radio Erena: 10 June 2019
ካርቱም፣ ወትሃደራዊ ባይቶ ሱዳን፣ ስልጣኑ ናብ ሲቪላዊ መንግስቲ ከሰጋገር ዝጽውዕ፣ ምዕጻው ትካላትን ስራሕ ደው ናይ ምባልን ኣድማ ይካየድ ኣሎ።
እዚ ካብ ሰንበት 9 ሰነ ኣትሒዙ ዝ [...]