Category: ኣህጉራዊ ዜና

ሓይሊ ንናጽነትን ለውጥን ሱዳን፣ ምስ መላፍንቱ ዕጡቕ ሰራዊት ሱዳን ርክብ ንምክያድ ናብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣምሪሑ
Radio Erena: 10 July 2019
ሓይሊ ንናጽነትን ለውጥን ሱዳን፣ ምስ መላፍንቱ ዕጡቕ ሰራዊት ሱዳን ርክብ ንምክያድ ናብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣምሪሑ።
ኣብቲ ርክብ ንምስታፍ ብሚኒ ሚናዊ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ እውን ና [...]

ንህዝባዊ ናዕቢ ኣልጀሪያ ዝመርሑ በርጌሳውያን ማሕበራት፣ ኣብ ውሽጢ 6 ወርሒ ምርጫ ክካየድ ጠሊቦም
Radio Erena: 10 July 2019
ንህዝባዊ ናዕቢ ኣልጀሪያ ዝመርሑ ተቓወምቲ ውድባትን በርጌሳውያን ማሕበራትን፣ ኣብታ ሃገር ናጻ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ክካየድ ጸዊዖም።
በርጌሳውያን ማሕበራት ኣልጀሪያ ብቀዳም 6 ሓምለ [...]

ሚኒስትሪ ምክልኻል ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ትካላት ሜድያን ውልቀ ሰባትን ክሲ ክምስርት እዩ
Radio Erena: 09 July 2019
ሚኒስትሪ ምክልኻል ኢትዮጵያ፣ ኣብ ልዕሊ ገለ ውልቀሰባትን ትካላት ሜድያን ክሲ ክምስርት ሙዃኑ ተገሊጹ።
ካብ ሚኒስትሪ ምክልኻል መጀር ጀነራል መሓመድ ተሰማ ብ7 ሓምለ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግ [...]

7 ሚልዮን ደቡብ ሱዳናውያን ሓደጋ ጥሜት የንጸላልዎም
Radio Erena: 09 July 2019
ኣብ ደቡብ ሱዳን 7 ሚልዮን ዝኾኑ ሰባት ከቢድ ሓደጋ ጥሜት ኣንጸላልዩዎም ከምዘሎ ተገሊጹ።
ኣብታ ሃገር ዝነጥፍ ቆንስል ስደተኛታት ኖርወይ ኣብ ዘመሓላለፎ ናይ መተሓሳሰቢ መልእኽቲ፣ ውግእ ሓ [...]

ዓብደል ፋታሕ ኣልቡርሃን፣ ኣብ ዘተ ሰላም ንዝተፈረመ ስምምዕ ከተግብር ድሉው ከምዘሎ ገሊጹ
Radio Erena: 08 July 2019
ንወተሃደራዊ ጉጅለ ሱዳን ዝመርሕ ዘሎ ዓብደል ፋታሕ ኣልቡርሃን፣ ኣብ ዘተ ሰላም ንዝተፈረመ ስምምዕ ከተግብር ድሉው ከምዘሎ ገሊጹ።
ኣልቡርሃን ብቀዳም 6 ሓምለ ንህዝቢ ሱዳን ኣብ ዘስመ [...]

ኣል ሑቲ ናይ የመን ኣብ ልዕሊ ስዑዲ ዓረብ መጠነ ሰፊሕ መጥቃዕቲ ከካዪድ ሙዃኑ ገሊጹ
Radio Erena: 08 July 2019
ኣል ሑቲ ናይ የመን ኣብ ልዕሊ ስዑዲ ዓረብ መጠነ ሰፊሕ መጥቃዕቲ ከካዪድ ሙዃኑ ገሊጹ።
ብርጌደር ጀነራል የሕያ ሳሪ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ ዋዕላ፣ እቲ መጥቃዕቲ ድሮ ብሰብ ኣልቦ ነፈርቲ [...]

ክልተ ተቓወምቲ ውድባት ሱዳን፣ ንዝተበጽሐ ስምምዕ ሰላም ተቓዊመን
Radio Erena: 07 July 2019
ዘተ ሰላም ሱዳን ኣብ ስምምዕ ኣብ ዝተበጽሓሉ ጽባሕ፣ ክልተ ውድባት ነቲ ስምምዕ ከምዘይተቐበላኦ ኣፍሊጠን።
እተን ብሚኒ ሚናዊን ዓብደል ዋሂድ ኣልኑርን ዝምራሓ ውድባት ኣብ መግለጺአን፣ እዚ [...]

ኢትዮጵያ፣ ምስፍሕፋሕ ሕማም ሸሮኽ የሻቕል
Radio Erena: 05 July 2019
ኣብ ኢትዮጵያ 871 ሰባት ብሕማም ሸሮኽ ከም ዝተጠቕዑ ሓላፊ ኢንስቲትዩት ጥዕና ኢትዮጵያ ጌታቸው ቶለራ ንማዕከናት ዜና ኣብ ዝሃቦ መብርሂ ሓቢሩ።
በቲ ኣብ ክልላት ኦሮሞ፣ ኣምሓራ፣ [...]

ሊብያ፣ ልዕሊ 40 ስደተኛታት ብደብዳብ ነፈርቲ ተቐቱሎም
Radio Erena: 03 July 2019
ኣብ ሊብያ፣ ከተማ ጣራብሎስ፣ ነፈርቲ ውግእ ብዘካየድኦ ደብዳብ፣ ቆልዑን ኣዴታትን ዝርከብኦም ብውሕዱ 40 ስደተኛታት ከምዝተቐትሉ ተሓቢሩ።
በቲ ስደተኛታት ኣብ ዝተዓቝብሉ ቦታ፣ ታጁ [...]

‘’ኢትዮጵያ ልዕሊ 52 ቢልዮን ዶላር ውህሉል ዕዳ ኣለዋ’’ ሚኒስተር ፋይናንስ
Radio Erena: 03 July 2019
ኢትዮጵያ፣ ልዕሊ 52 ቢልዮን ዶላር ውሽጣዊን ናይ ወጻኢን ዕዳ ከምዘለዋ ሚኒስትሪ ፋይናንስ እታ ሃገር ገሊጹ።
እቲ ሚኒስትሪ ዓመታዊ ጸብጻቡ ኣብ ዘቕረበሉ፣ ኢትዮጵያ 27 ቢልዮን ዶ [...]