Category: ኣህጉራዊ ዜና

ጊኒ-ኮናክሪ፣ ፕረዚደንት ቅዋም ከይቅይር ዝጽውዕ ህዝባዊ ተቓውሞ ይካየድ ኣሎ
Radio Erena: 17 October 2019
ኣብ ምዕራብ ኣፍሪቃ ኣብ እትርከብ ጊኒ-ኮናክሪ፣ ፕረዚንት እታ ሃገር፣ ንሳልሳይ ኣዋኑ ኣብ ስልጣን ንምቕጻል ዘኽእሎ ቅዋም ምቕይያር ክገብረሉ ተኽእሎ ከምዘሎ ኣብ ዝግለጸሎ ዘሎ እዋ [...]

ብስዑዲ ዝድገፍ መንግስቲ የመንን ብኢማራት ዝሕገዙ ሚሊሻን ኣብ ዓደን ዝጸንሖም ምፍጣጥ ንምፍታሕ ሎሚ ስምምዕ ክካየድ’ዩ
Radio Erena: 17 October 2019
ኣብ መንጎ ብስዑዲ ዓረብ ዝድገፍ ሰራዊት መንግስቲ የመን ምስቶም ብሕቡራት ኢማራት ዝድገፉ፣ ንዓደን ተዓጻጺሮም ዝርከቡ ሚሊሻን ዝጸንሐ ምፍጣጥ ንምፍታሕ ሎሚ ሓሙስ 17 ጥቅምቲ ስምምዕ ክኽ [...]

ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ንቀ/ር እስራኤል ናብ ኢትዮጵያ ክበጽሕ ዕድመ ኣቕሪብሉ
Radio Erena: 17 October 2019
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ንቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል በንያሚን ናታንያሁ ናብ ኢትዮጵያ ክበጽሕ ዕድመ ከምዘቕረበሉ ኣገልግሎት ዜና ኢትዮጵያ ሓቢሩ።
ኣብይ ኣሕመድ ንናታ [...]

ኢትዮጵያ፣ ንከተማታት ኣዲስ ኣበባን ባህርዳርን ዘራኽብ መስመር ተዓጽዩ
Radio Erena: 16 October 2019
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ንከተማታት ኣዲስ ኣበባን ባህርዳርን ዘራኽብ ናይ መጓዓዝያ መስመራት፣ ብ15 ጥቅምቲ ተዓጽዩ ከምዝወዓለ ዝተፈላለዩ ወገናት ካብታ ሃገር ሓቢሮም።
ምዕጽዋ እቲ መን [...]

ምስ ሶማል ኣብ ዘዳውብ ከባቢ ብዝተፈንጀረ ነታጕ 10 ፖሊስ ኬንያ ተቐቲሎም
Radio Erena: 16 October 2019
ምስ ሶማል ኣብ ዘዳውብ ምብራቓዊ ክፋል ኬንያ ኣብ ዝርከብ ዞባ ጋሪሳ፣ ነታጕ ብምጽዋድ ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 10 ኣባላት ፖሊስ ኬንያ ከምዝተቐትሉ ጸብጻብ ፖሊስ እታ ሃገር ሓ [...]

መሰጋገሪ መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ክቐውም ምዃኑ ተገሊጹ
Radio Erena: 15 October 2019
ፕረዚደንት ሳልቫ ኪር ሚያርዲትን መራሒ ተቓወምቲ ሬክ ማቻርን ዝተሰማምዕሉ፣ መሰጋገሪ መንግስቲ ኣብ 12 ሕዳር ክቐውም ትጽቢት ከምዘሎ ተገሊጹ።
ቀጥታዊ ርክባቶም ብተደጋጋሚ ክሰ [...]

ኣብ ጂቡቲ ተዓጊቶም ዝጸንሑ 142 ኢትዮጵያን ናብ ዓዶም ተመሊሶም
Radio Erena: 15 October 2019
ኣብ ጂቡቲ ተዓጊቶም ዝጸንሑ 142 ኢትዮጵያ ናብ ዓዶም ከምዝመለሰ ኣህጉራዊ ማሕበር ስደተኛታት (IOM)ኣፍሊጡ።
እቶም ኢትዮጵያን፣ ቀይሕ ባሕሪ ብምቁራጽ ናብ ስዑዲ ዓረብ ንምእ [...]

ኢትዮጵያ፣ ምስ ጅቡቲ ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ክልል ዓፈር ብዝተፈጸመ መጥቓዕቲ ብውሕዱ 16 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 15 October 2019
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ምስ ጅቡቲ ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ክልል ዓፈር ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 16 ሰባት ከምዝሞቱን ሓያሎ ከምዝቖሰሉን ተገሊጹ።
እቲ ብቀዳም ንግሆ ዝተኻየደ መጥቃዕ [...]

ስዑዲ ዓረብ፣ ደቂንስትዮ ኣባላት ሰራዊት ክኾና ከምዝኽእላ ኣዊጃ
Radio Erena: 14 October 2019
ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ ደቂንስትዮ፣ ኣባላት ሰራዊት ክኾና ዝፈቅድ ሓድሽ ኣዋጅ ወጺኡ።
እቲ ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣትሒዙ ዝወጸ፣ ደቂንስትዮ ወትሃደራት ክኾና ከምዝኽእላ ዝገልጽ ኣዋጅ፣ [...]

ሱዳን፣ ናይ ህጹጽ እዋን ሓደጋ ተናዊሑ
Radio Erena: 13 October 2019
ኣብ ሱዳን ጸኒዑ ዝጸንሐ ናይ ህጹጽ እዋን ሓደጋ ንተወሳኺ ሰለስተ ኣዋርሕ ከምዝተናወሐ ተገሊጹ።
መሰጋገሪ መንግስቲ’ታ ሃገር ብ10 ጥቅምቲ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ እቲ እዋን ህጹጽ ሓደ [...]