Category: ኣህጉራዊ ዜና
ሱዳን: ህርፋን ስልጣን ጀነራላት ሃገር የዕኑ
RADIO ERENA:- Monday ,04 March 2024
ኣብ ሱዳን ስልጣን መን ጨበጠ ኣብ መንጎ ክልተ ጀነራላት ዝካየድ ዘሎ ኲናት ሕድሕድ ንሃገረ ሱዳን ናብ እተስካሕክሕ ናይ ገበን ማእከል ይቕይራ ከምዘሎ ውድብ ሕቡራት ሃገራ [...]
ቀይሕ ባሕሪ: ሑቲ ዝሃረሙዋ መርከብ ጥሒላ
RADIO ERENA:- Monday ,04 March 2024
'ሩቢማር' ዝተባህለይ ዋንነታ ናይ ብሪጣንይ ዝኾነት መርከብ ብዑጡቓት ሑቲ-የመን ብሚሳይል ድሕሪ ምህራማ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ከባቢ ባብ-ኤል መንደብ ከምዝጠሓለት ተገሊጹ::
[...]
ብደረጃ ዓለም ልዕሊ ሓደ ቢልዮን ሰባት ክሩሻት ምዃኖም ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ
RADIO ERENA:- Friday , 01 March 2024
“ቅድሚ ሕጂ ስብሒ ወይ ልዕሊ ክብደት ከም ጸገም ሃብታማት ጌርና ክንሓስብ ጸኒሕና። ኣብዚ እዋን እዚ ግን ናይ ዓለም ጸገም እዩ” ክብል ኣብ ውድብ ጥዕና ዓለም ሓላፊ ኣ [...]
ሑቲ ንኤውሮጳ ምስ ኤስያ ዘራኽቡ ኣርባዕተ ገመዳት ርክብ ትሕቲ ባሕሪ የዕንዩ
RADIO ERENA:- Friday , 01 March 2024
ሑቲ ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ኣብ ልዕሊ ብብሪጣንያ እትውነን ናይ ጽዕነት መርከብ ብሚሳይል መጥቃዕቲ ምሰካየደ፣ ኣብ መንጎ ስዑዲ ዓረብን ጅቡትን ኣብ ዝርከብ ሸነኽ ቀይሕ [...]
ኬንያን ኢትዮጵያን ንክልተኣዊ ምትሕብባር ዝዓለመ ስምምዕ ፈሪመን
RADIO ERENA:- Friday , 01 March 2024
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ኬንያ ናይ ክልተ መዓልቲ ምብጻሕ ድሕሪ ምፍጻሙ ክልቲኤን ሃገራት፣ ኣብ ባህላዊ ልምዓት፣ ቱሪዝምን እንስሳ ዘገዳምን፣ ሰማያ [...]
ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ፡ ንልዕሊ 50% ኣብ ሰደድ ዝነጥፋ ትካላት ብሪጣንያ ብኣሉታ ከምዝጸለወን ተሓቢሩ
RADIO ERENA:- Thursday , 29 February 2024
ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ፡ ንልዕሊ 50% ኣብ ሰደድ ዝነጥፋ ትካላት ብሪጣንያ ብኣሉታ ከምዝጸለወን ንጸብጻብ ቤት ምኽሪ ንግዲ እታ ሃገር ብምጥቃስ ሮይተርስ ሓቢሩ።
ቤት [...]
ኣብ ክልል ኣምሓራ፡ ኣብ ሓያሎ ዞባታት ግጭት ዳግም ተጎሃሂሩ ከምዘሎ ተገሊጹ
RADIO ERENA:- Thursday , 29 February 2024
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኣምሓራ፡ ዞባታት ጎጃም፡ ወሎ፡ ሽዋን ጎንደርን፡ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲን ዕጡቓት ኣምሓራን ዳግም ተጓሃሂሩ ዘሎ ግጭት፡ ካብን ናብን ሓያሎ [...]
ፕረዚደንት ፈረንሳ ኢማኑኤል ማክሮን ድሕርቲ ናብ ዩክሬን ሰራዊት ምልኣኽ ኣድላዪ ክኸውን ከምዝኽእል ምግላጹ፡ ካብ ኔቶን ሕብረት ኤውሮጳን ተቓውሞ ገጢምዎ
RADIO ERENA:- Wednesday , 28 February 2024
ፕረዚደንት ፈረንሳ ኢማኑኤል ማክሮን ድሕርቲ ናብ ዩክሬን ሰራዊት ምልኣኽ ኣድላዪ ክኸውን ከምዝኽእል ምግላጹ፡ ካብ ኔቶን ሕብረት ኤውሮጳን ነቐፌታ ገጢምዎ።
[...]
ሶማልን ብሪጣንያን ኣብ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝ ዘትየን
RADIO ERENA:- Wednesday , 28 February 2024
ብጸሓፊ ሓይልታት ምክልኻል፡ ጄምስ ሂፐይ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ብሪጣንያ ኣብ ሶማል ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ።
እቲ ላለዋይ በዓል ስልጣን ዝመር [...]
መራሕቲ ሱዳንን ሊብያን፡ ኣብ ህሉው ኩነታት ዘትዮም
RADIO ERENA:- Tuesday , 27 February 2024
ኣቦ መንበር ሉአላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን፡ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን፡ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ሃገሩን ተራ ሊብያን ብዝምልከት ንምዝርራብ ናብ ትሪፖሊ ኣምሪሑ።
እቲ [...]