Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 281 282 283 284 285 390 2830 / 3894
ኣመሪካ ዝለገሰተን 54 ወተሃደራውያን መካይን ናብ ወደብ ጂቡቲ ኣትየን

ኣመሪካ ዝለገሰተን 54 ወተሃደራውያን መካይን ናብ ወደብ ጂቡቲ ኣትየን

Radio Erena: 22 December 2019 ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዝለገሰተን 54 ወተሃደራውያን መካይን ናብ ወደብ ጂቡቲ ኣትየን። ወተሃደራዊ እዚ ኣመሪካ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ እተን ብዓርቢ 20 ታሕሳ [...]
ፈረንሳ፣ ንኢትዮጵያ እትህቦ ዘላ ወትሃደራዊ ስልጠና ይቕጽል

ፈረንሳ፣ ንኢትዮጵያ እትህቦ ዘላ ወትሃደራዊ ስልጠና ይቕጽል

Radio Erena: 20 December 2019   ፈረንሳ፣ ከም መቕጸልታ ናይቲ ምስ ኢትዮጵያ ዝኸተመቶ ምትሕግጋዝ ወትሃደራዊ ስምምዕ፣ ንኣባላት ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ካልኣይ ዙርያ ስልጠና ሂባ። እቲ ን50 ፍ [...]
ቀ/ሚ ሶማል፣ ኣብ ክልተ ኣዋርሕ ንኻልኣይ ግዜ ናብ ቀጠር በጺሑ

ቀ/ሚ ሶማል፣ ኣብ ክልተ ኣዋርሕ ንኻልኣይ ግዜ ናብ ቀጠር በጺሑ

Radio Erena: 20 December 2019 ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል ሓሰን ዓሊ ኻይረ፣ ኣብ ውሽጢ ክልተ ኣዋርሕ ንመበል ካልኣይ ግዜኡ ናብ ቀጠር ምብጻሕ ኣካይዱ። በቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ዝረመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ፈደራላዊ [...]
ኣመሪካ፣ ክልተ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን ደቡብ ሱዳን ኣጊዳ

ኣመሪካ፣ ክልተ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን ደቡብ ሱዳን ኣጊዳ

Radio Erena: 19 December 2019 ምምሕዳር ትራምፕ፣ ኣብ ደቡብ ሱዳን ንዘሎ ሓድሕዳዊ ግጭት ኣብ ምጉህሃርን መስርሕ ሰላም ኣብ ምትዕንቓፍን ዓቢ ግደ ኔርዎም ንዝበሎም ላዕለዎት ሰበስልጣን ደቡብ ሱዳን ኣጊዱ። እቶም [...]
ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ናብ ሱዳን ይበጽሕ

ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ናብ ሱዳን ይበጽሕ

Radio Erena: 17 December 2019 ብጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት፣ ልዩተናንት ጀነራል ሓማድ መሓመድ ታኒ ኣል ሩማይቲ ዝምራሕ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣብ ሱዳን ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ። [...]
በዓልቲ ቤት ምክትል ፕረዚደንት ዚምባብዌ፣ ብምጥፍፋእ ኣስታት 1 ሚልዮን ዶላር ተኸሲሳ

በዓልቲ ቤት ምክትል ፕረዚደንት ዚምባብዌ፣ ብምጥፍፋእ ኣስታት 1 ሚልዮን ዶላር ተኸሲሳ

Radio Erena: 17 December 2019 በዓልቲ ቤቱ ንምክትል ፕረዚደንት ዚምባብዌ፣ ኮንስታንቲኖ ችዌንጋ፣ ኣብ ውሽጢ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ኣስታት 1 ሚልዮን ዶላር ብምጥፍፋኣ ተኸሲሳ። እታ ሜሪ ሙባይዋ ዝተባህለት ጓል 3 [...]
ቀይሕ ባሕሪ፣ 1.2 ሚልዮን በርሚል ነዳዲ ጽዒና ንልዕሊ 2 ዓመታት ኣብ ሰንፈላል እትርከብ መርከብ፣ ላሕኵ ከምዘጋጠማ ተገሊጹ

ቀይሕ ባሕሪ፣ 1.2 ሚልዮን በርሚል ነዳዲ ጽዒና ንልዕሊ 2 ዓመታት ኣብ ሰንፈላል እትርከብ መርከብ፣ ላሕኵ ከምዘጋጠማ ተገሊጹ

Radio Erena: 16 December 2019 ቀይሕ ባሕሪ፣ 1.2 ሚልዮን በርሚል ነዳዲ ዝጸዓነት ዋንነታ ዘይተረጋገጸ መርከብ፣ ሓደጋ ላሕኵ የጋጥማ ከምዘሎ ተገሊጹ። ሑቲ፣ እታ መርከብ ዋንነቱ ምዃና ብምጥቃስ፣ ነቲ ነዳዲ [...]
ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ ፣ ንኢትዮጵያ 2.9 ቢልዮን ዶላር ክምድብ ከምዝኽእል ኣፍሊጡ

ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ ፣ ንኢትዮጵያ 2.9 ቢልዮን ዶላር ክምድብ ከምዝኽእል ኣፍሊጡ

Radio Erena: 16 December 2019 ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ (IMF)፣ ንኢትዮጵያ ኣስታት 2.9 ቢልዮን ዶላር ዝግመት ሓገዝን ልቃሕን ክምድብ ከምዝኽእል ኣፍሊጡ። እቲ ፊናንስያዊ ትካል፣ ነዚ ዘፍለጥ፣ ክኢላታት [...]
ኖርወይ ኢትዮጵያ ንክትሃንጾ መዲባ ዘላ ሓይሊ ባሕሪ ሓገዝ ክትገብር’ያ

ኖርወይ ኢትዮጵያ ንክትሃንጾ መዲባ ዘላ ሓይሊ ባሕሪ ሓገዝ ክትገብር’ያ

Radio Erena: 15 December 2019 ኖርወይ ኢትዮጵያ ንክትሃንጾ መዲባ ዘላ ሓይሊ ባሕሪ ሓገዝ ከምእትገብር ተገሊጹ። ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያን ኖርወጃዊት መዘንኡ ኤርና ሶልበርግን፣ ድሕሪ ምርኻቦም ኣብ ዝሃቡዎ ጋዜጣ [...]
ዑመር ኣልበሽር፣ ብብልሽውና ናይ ዝተኸሰሰሉ ጉዳይ፣ ናይ ክልተ ዓመት ማእሰርቲ ተፈሪዱ

ዑመር ኣልበሽር፣ ብብልሽውና ናይ ዝተኸሰሰሉ ጉዳይ፣ ናይ ክልተ ዓመት ማእሰርቲ ተፈሪዱ

Radio Erena: 15 December 2019 ብህዝባዊ ናዕቢ ካብ ስልጣኑ ዝተኣልየ ዑመር ኣልበሽር፣ ብብልሽውና ናይ ዝተኸሰሰሉ ጉዳይ፣ ናይ ክልተ ዓመት ማእሰርቲ ተፈሪዱ። ኣልበሽር ሕጊ እታ ሃገር ዘየፍቅዶ ናይ ወጻኢ ባጤራ ኣ [...]
1 281 282 283 284 285 390 2830 / 3894