Category: ኣህጉራዊ ዜና

ፖርት ሱዳን፣ ቀቢላዊ ግጭት ብውሕዱ 9 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 09 January 2020
ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ከባቢ ከተማ ፖርት ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ቀቢላታት ቤን ዓሚርን ሃዳንደዋን ብዝተጎሃሃረ ግጭት ብውሕዱ 9 ሰባት ከምዝተቐትሉ ምንጭታት ሓቢሮም።
በቲ ኣብዚ ሳልስ [...]

“ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ድሮ ልደት፣ ኣብ የመን ኣብ ዘካየደቶ ደብዳብ፣ 12 ኢትዮጵያውያን ተቐቲሎም”
Radio Erena: 09 January 2020
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ሰሜናዊ የመን፣ ከተማ ሰዓዳ፣ ኣብ ማእከል ዕዳጋ ብዘካየደቶ ደብዳብ፣ 12 ኢትዮጵያውያን ዝርከብዎም 17 ሰለማውያን ሰባት ከምዝተቐትሉ ሑቲ ገሊጹ።
እቲ ካብ ዶብ ስ [...]

ካብ ኢራን ናብ ዩክሬይን ትበርር ዝነበረ ነፋሪት ወዲቓ ብምሕምሻሻ 176 ሰባት ሞይቶም
Radio Erena: 08 January 2020
ካብ ኢራን፣ ከተማ ቴህራን ተበጊሳ ናብ ዩኬረን ከተም ኪየቭ ትበርር ዝነበረ ናይ መጓዓዝያ ነፋርት ወዲቓ ብምሕምሻሻ፣ 176 ሰባት ሞይቶም።
እታ ዋንነት መንገዲ ኣየር ዩክሬን ዝ [...]

The Brink of The Abyss
Radio Erena: 08 January 2020
Whenever the oval office decides to eliminate a terrorist threat, look for the internal crises in Washington, or b [...]

ኬንያ፣ ኣብ ወትሃደራዊ መዓስከር ዝተኻየደ መጥቃዕቲ ሰለስተ ኣመሪካውያን ተቐቲሎም
Radio Erena: 06 January 2020
ኣብ ኬንያ፣ ማዳባ ኣብ ዝርከብ ወትሃደራዊ መዓስከር፣ ኣብ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ ሰለስተ ኣመሪካውያን ወትሃደራት ከምዝተቐትሉ ክፍሊ ምክልኻል እታ ሃገር ገሊጹ።
እቲ ብ5 ጥሪ ዝተኻ [...]

ቱርኪ፣ ናብ ሊብያ ሰራዊት ክትልእኽ’ያ
Radio Erena: 06 January 2020
ቱርኪ፣ ናብ ሊብያ ሰራዊት ክትልእኽ ምዃና ኣፍሊጣ።
መንግስቲ እታ ሃገር፣ ብሕቡራት ሃገራት ኣፍልጦ ንዝረኸበ መንግስቲ ሊብያ ንምድጋፍ፣ ሰራዊታ ናብ ሊብያ ክዋፍር ንዘቕረቦ እማ [...]

ሱዳን፣ ኣብ ኣጠቓቕማ ናይል፣ ምሉእ ብምሉእ ንመርገጺ ግብጺ ከምእትድግፍ ኣነጺራ
Radio Erena: 06 January 2020
ሱዳን፣ ኣብ ኣጠቓቕማ ናይል ንመርገጺ ግብጺ ከምእትግፍ ቀዳማይ ሚኒስተር ዓብደላ ሓምዶክ ኣፍሊጡ።
ንሱ ምስ ጋዜጣ ኣል ኣሕራም ኣብ ዝገበሮ ቃለ መጠይቅ፣ ሱዳን፣ ኣብ ጉዳይ ናይ [...]

ሱዳን ሓንቲ ወተሃደራዊት ነፋሪት ብምውዳቓ 16 ሰባት ሞይቶም
Radio Erena: 06 January 2020
ኣብ ሱዳን፣ ሓንቲ ወተሃደራዊት ነፋሪት ብምውዳቓ ኣብኣ ዝነበሩ 16 ሰባት ከምዝሞቱ ሰራዊት እታ ሃገር ኣፍሊጡ።
በቲ ብ2 ጥሪ ዘጋጠመ ሓደ ወትሃሃደራዊት ነፋሪት ካብ ዝሞቱ፣ 2 [...]

ሱዳን፣ ኣብ ዓሌታዊ ግጭት ዳርፉር ናይ ዝሞቱ ሰባት ልዕሊ 65 በጺሑ
Radio Erena: 05 January 2020
ቁጽሪ ናይቶም ኣብ ዞባ ዳርፉር ብዝተላዕለ ዓሌታዊ ግጭት ዝሞቱ ሰባት ልዕሊ 65 ከምዝበጽሐ፣ ዓቃብ ሰላም ውድብ ሕቡራት ሃገራት ካብታ ሃገር ሓቢሩ።
እቲ ብዕለት 29 ታሕሳስ፣ ኣብ ም [...]

ዚምባብወ፣ መጠን ክፍሊት ሆስፒታላት ብ600% ወሲኹ
Radio Erena: 05 January 2020
መንግስቲ ዚምባብወ፣ ኣብ ሆስፒታላት ብዝገበሮ ወሰኽ ክፍሊት፣ ካብ ሓያሎ ወገናት እታ ሃገር ተቓውሞ ይገጥሞ ኣሎ።
ሚኒስትሪ ጥዕና ዚምባብወ ብሓሙስ 2 ጥሪ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ሕሙማ [...]