Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 270 271 272 273 274 390 2720 / 3894
ሜክሲኮ፣ ደቂንስትዮ፣ “መዓልቲ፣ ብዘይደቂንስትዮ” ዘኪረን

ሜክሲኮ፣ ደቂንስትዮ፣ “መዓልቲ፣ ብዘይደቂንስትዮ” ዘኪረን

Radio Erena: 12 March 2020 8 መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂንስትዮ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት፣ ብዝተፈላለየ ኣገባባት'ያ ተዘኪራ ውዒላ። ኣብ መብዛሕተን ሃገራት ዓለም፣ ደቂንስትዮ ኣብ ቅድሚ ሕጊ ማዕረ መሰል [...]
ኢጣልያ፣ ብሰንኪ ኮሮና ቫይረስ ሃገር ምልእቲ ተወሺባ

ኢጣልያ፣ ብሰንኪ ኮሮና ቫይረስ ሃገር ምልእቲ ተወሺባ

Radio Erena: 11 March 2020 መንግስቲ ኢጣልያ፣ ነቲ ስግኣቱ ካብ ግዜ ናብ ግዜ እናዓበየ ዝምጽእ ዘሎ ምስፍሕፋሕ ኮሮናቪረስ ንምግታእ፣ ካብታ ሃገር ምውጻእ ይኹን ናብ ሃገር ንምእታው ንዘይተወሰነ ግዜ ደው ክብል ት [...]
ዶብ ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ዝተጎሃሃረ ግጭት ብውሕዱ 5 ሰባት ተቐቲሎም

ዶብ ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ዝተጎሃሃረ ግጭት ብውሕዱ 5 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 11 March 2020 ንሱዳንን ኢትዮጵያን ኣብ ዘዳውብ ዞባ ገዳርፍ፣ ዋዱኩሊ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ፣ ኣብ መንጎ ወትሃደራውት ሱዳንን ዕጡቓት ኢትዮጵያን ግጭት ከምዝተኻየደ ምንጭታት ካብቲ ቦታ ሓቢሮም። እ [...]
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ፣ ሃገራት ዓረብ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ጸቕጢ ክገብራ ንምጽዋዕ ዝዓለመ ዑደት የካይድ

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ፣ ሃገራት ዓረብ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ጸቕጢ ክገብራ ንምጽዋዕ ዝዓለመ ዑደት የካይድ

Radio Erena: 11 March 2020 ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሳምሕ ሾክሪ ዝመርሖ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ግብጺ፣ ሃገራት ዓረብ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ጸቕጢ ክገብራ ንምጽዋዕ ዝዓለመ ዑደት ኣብ ምክያድ ይርከብ። ልኡኽ [...]
ኢትዮጵያ፣ ንመሸጣ ኣብ ዝዓለመ እንጀራ፣ ንጥዕና ሓደገኛ ነገራት ዝተሓወሶ 36 ኩንታል ሓርጭን 25 በርሚል ብሑቕን ተታሒዙ

ኢትዮጵያ፣ ንመሸጣ ኣብ ዝዓለመ እንጀራ፣ ንጥዕና ሓደገኛ ነገራት ዝተሓወሶ 36 ኩንታል ሓርጭን 25 በርሚል ብሑቕን ተታሒዙ

Radio Erena: 10 March 2020 ኣብ ኢትዮጵያ፣ እንታይነቱ ካብ ዘይተፈልጠ ነገራት ምስ ብሑቕ ተሓዊሱ ዝሽየጥ እንጀራ እናዛየደ ይመጽእ ከምዘሎ በብእዋኑ ብዝጋሃድ ፍጻሜታት ክጠቐስ ጸኒሑ'ዩ። ማዕከና ዜና ፋና፣ ት [...]
ኢማራት፣ ኣብ ሶማሊላንድ ዝወጠነቶ ምህናጽ ወትሃደራዊ መዓስከር ጠቕሊሉ ከምዝተሰረዘ ተገሊጹ

ኢማራት፣ ኣብ ሶማሊላንድ ዝወጠነቶ ምህናጽ ወትሃደራዊ መዓስከር ጠቕሊሉ ከምዝተሰረዘ ተገሊጹ

Radio Erena: 10 March 2020 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ክትሃንጾ ዝወጠነ ቀዋሚ ወትሃደራዊ መዓስከር ከምዝተሰረዘ ማዕከን ዜና ጋሮወ ሓቢሩ። እቲ ካብ 2017 ኣትሒዙ ክህነጽ ዝጀመረ [...]
ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን፣ ፈተነ ቅትለት ተኻይድሉ

ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን፣ ፈተነ ቅትለት ተኻይድሉ

Radio Erena: 09 March 2020 ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን ዓብደላ ሓምዶክ ፈተነ ቅትለይ ከምዝተኻየደሉ ቴሌቪዥን እታ ሃገር ሓቢራ። እቲ ፈተነ ቅትለት፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ሓምዶክ፣ ሎሚ 9 መጋቢት ናብ ቤት ጽሕፈቱ እ [...]
8 መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂንስትዮ ተዘኪራ

8 መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂንስትዮ ተዘኪራ

Radio Erena: 09 March 2020 ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂንስትዮ ትማሊ ሰንበት 8 መጋቢት ብደረጃ ዓለም ተዘኪራ ውዒላ። እዚ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ብዝተፈላለየ ኣገባባት ዝተዘከረ፣ ኣህጉራዊ መዓልቲ፣ ደቂንስትዮ ኣብ [...]
ኣመሪካ፣ ን12 ዓመታት ክትሃድኖ ዝጸንሐት ሓደ ካብ መራሕቲ ኣልሸባብ ከምዝቐተለቶ ኣፍሊጣ

ኣመሪካ፣ ን12 ዓመታት ክትሃድኖ ዝጸንሐት ሓደ ካብ መራሕቲ ኣልሸባብ ከምዝቐተለቶ ኣፍሊጣ

Radio Erena: 09 March 2020 ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል ኣብ ዘካየደቶ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ፣ በሺር መሓመድ ቆርጋብ ዝተባህለ ሓደ ካብ ወትሃደራውያን መራሕቲ ኣልሸባብ ከምዝቐተለቶ ኣፍሊጣ። እታ ሃገር፣ ኣብ 22 ለካቲ [...]
መ. ኢትዮጵያ ኣብ ግብጽን ሱዳንን ንዘለዉ ኣምባሳደራቱ ምጽውዑ፣ ምስቲ  ምስ ግብጺ ተፈጢሩ ዘሎ ወጥሪ ዝተኣሳሰር ኣይኮነን ክብል ገሊጹ

መ. ኢትዮጵያ ኣብ ግብጽን ሱዳንን ንዘለዉ ኣምባሳደራቱ ምጽውዑ፣ ምስቲ ምስ ግብጺ ተፈጢሩ ዘሎ ወጥሪ ዝተኣሳሰር ኣይኮነን ክብል ገሊጹ

Radio Erena: 08 March 2020 መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ግብጽን ሱዳንን ንዘለዉ ኣምባሳደራቱ ምጽውዑ፣ ምስቲ ብጉዳይ ፈለግ ናይል ተኣሳሲሩ ምስ ግብጺ ተፈጢሩ ዘሎ ወጥሪ ዝተኣሳሰር ኣይኮነን ክብል ገሊጹ። ሚድል ኢስት ሞኒቶር [...]
1 270 271 272 273 274 390 2720 / 3894