Category: ኣህጉራዊ ዜና

ኢትዮጵያ፣ ምስ ሱዳን ዘዳውባ ከባቢታት ሓድሽ መጥቃዕቲ ከፊታ
Radio Erena: 12 January 2021
ኢትዮጵያ፣ ኣብቲ ምስ ሱዳን ዘዳውባ ከባቢታት ሓድሽ መጥቃዕቲ ከምዝኸፈተት ተሓቢሩ።
ሱዳን ትሪቡን ብዘቕረቦ ዜና መሰረት፣ ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ብሰኑይ 11 ጥሪ፣ ኣል ላሕያ ኣብ [...]

ኣመሪካ፣ ንዝበዝሐ ክፋል የመን ተቖጻጺሩ ዝርከብ ሑቲ፣ ኣብ መዝገብ ሽበራ ከተስፍሮ ምዃና ትገልጽ
Radio Erena: 12 January 2021
ኣመሪካ፣ ነቲ ንዝበዝሐ ክፋል የመን ተቖጻጺሩ ዝርከብ ሑቲ ኣብ መዝገብ ሽበራ ከተስፍሮ ምዃና ይግለጽ ኣሎ።
ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ማይክ ፖምፐዮ ነዚ ከምዘረጋገጸ ዝሓበራ [...]

ሓሙስ 14 ጥሪ ዝካየድ ምርጫ ኡጋንዳ፣ ናዕቢ ከየጎሃህር ተሰጊኡ
Radio Erena: 12 January 2021
ኡጋንዳ፣ ሓሙስ 14 ጥሪ ሓፈሻዊ ምርጫ ከተካይድ'ያ።
ኣብዚ ን34 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝርከብ ፕረዚደንት ዩዌሪ ሙሴቬኒን ከም ቦቢ ዋይን ዝኣመሰሉ ለውጢ ዝደሉ ፖለቲከኛታትን ዝ [...]

ሱዳን፣ ኢትዮጵያ ንዲጋ ተሃድሶ ንምምላእ ክትወስዶ እትኽእል ስጉምቲ ከምዘሻቕላ ኣፍሊጣ
Radio Erena: 11 January 2021
ኢትዮጵያ፣ ካልኣይ ዙርያ ምምላእ ዲጋ ተሃድሶ፣ ከተተግብር ምዃና ኣብ እትገልጸሉ ዘላ እዋን፣ መንግስቲ ሱዳን ብዓይኒ ሻቕሎት ከምዝርእዮ ኣፍሊጡ።
ኢትዮጵያ ብዘይዝኾነ ቅድመ ሓበ [...]

ቻይና፣ ንወደባዊት ከተማ ጂቡቲ፣ ብናይ 3 ቢልዮን ዶላር ወጻኢ ብዘመናዊ መልክዕ ከተስፍሓ’ያ
Radio Erena: 11 January 2021
ቻይና፣ ንወደባዊት ከተማ ጂቡቲ፣ ብዘመናዊ መልክዕ ንምስፋሕ፣ ምስ መንግስቲ ጂቡቲ ናይ 3 ቢልዮን ዶላር ውዕል ከምዝኸተመት ተገሊጹ።
ነቲ ስምምዕ ዝኸተመ፣ ኣብ ቻይና ብዕብየቱ [...]

ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል ኣብ ዘካየደቶ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ፣ 5 ላዕለዎት ሓለፍቲ ኣልሸባብ ከምዝቐተለት ገሊጻ
Radio Erena: 11 January 2021
ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል፣ ዞባ ሳሓ ወይን፣ ኣብ ዘካየደቶ ደብዳብ፣ ሓሙሽተ ላዕለዎት ሓለፍቲ ኣልሸባብ ከምዝቐተለት ገሊጻ።
ሰራዊት ኣመሪካ፣ ብ7 ጥሪ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ሓደ ካብ [...]

ዩጋንዳ ምርጫ ንምክያድ ኣብ እትሸባሸበሉ ዘላ እዋን፣ መንግስቲ’ታ ሃገር ድምጺ ተቓውምቱ ብምዕባስ ይኽሰስ
Radio Erena: 10 January 2021
ዩጋንዳ ሓፈሻዊ ምርጫ ንምክያድ ኣብ እትሸባሸበሉ ዘላ እዋን፣ መንግስቲ’ታ ሃገር ድምጺ ተቓውምቱ ብምዕባስ ይኽሰስ ኣሎ።
ተጣበቕቲ ድሕነት ጋዜጠኛታት ኣብ ዘቕርብዎ ዘለዉ ክሲ፣ ኣብዘን ዝ [...]

ሰራዊት ሱዳን፣ ካብ ኢትዮጵያ ዝተፈንወ ክልተ መጥቃዕታት ከምዘፍሸለ ገሊጹ
Radio Erena: 08 January 2021
ሰራዊት ሱዳን፣ ካብ ወገን ኢትዮጵያ ዝተፈነወ ክልተ መጥቃዕታት ከምዘፍሸለት ንወትሃደራውያን ምንጭታት ብምጥቃስ ሱዳን ትሪቡን ሓቢሩ።
እቲ ኣብዚ ሰሙን'ዚ፣ ሳሪባ ኣብ ዝተባህለ [...]

ብጸሓፊ ክፍሊ ሃብቲ ሃገር፣ ስቴቨን ምኑሺን ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ኣመሪካ፣ ኣብ ሱዳን ምብጻሕ ፈጺሙ
Radio Erena: 07 January 2021
ብጸሓፊ ክፍሊ ሃብቲ ሃገር፣ ስቴቨን ምኑሺን ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ምምሕዳር ትራምፕ ኣብ ሱዳን፣ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንምክያድ ብረቡዕ 6 ጥሪ ናብ ካርቱም ኣትዩ።
እቲ ልኡኽ፣ [...]

ኣርባዕተ ሃገራት ዓረብ ምስ ቀጠር ኣቋሪጸንኦ ዝጸንሓ ዲፕሎማስያዊ ርክብ ኣሐዲሰን
Radio Erena: 07 January 2021
ስዑዲ ዓረብ፣ ሕቡራት ኢማራት፣ ባሕሬይንን ግብጺን፣ ኣብ ልዕሊ ቀጠር ኣንቢረንኦ ዝጸንሓ እገዳታት በረራታት ክሊ ኣየርን ንግዲን
ዳግም ናብ ንቡር ክመልሳ ምዃነን ተሰማሚዐን።
እዘን [...]