Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 218 219 220 221 222 390 2200 / 3894
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ዓፈር ኣብ ዝተኻየደ ግጭት ብውሕዱ 30 ሓይልታት ጸጥታ መንግስቲ ተቐቲሎም

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ዓፈር ኣብ ዝተኻየደ ግጭት ብውሕዱ 30 ሓይልታት ጸጥታ መንግስቲ ተቐቲሎም

Radio Erena: 03 February 2021 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ኩሉ ኩርንዓት እታ ሃገር ጸጸኒሑ ዝውላዕ ዘሎ ግጭታት፣ ኣብ መንጎ ሓይልታት ፖሊስ ክልል ዓፈርን ተወላዶ ሶማሊ ዒሳን ብዝተኻየደ ናይ ቶኽሲ [...]
ግብጽን ፈረንሳን፣ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ የካይዳ

ግብጽን ፈረንሳን፣ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ የካይዳ

Radio Erena: 03 February 2021 ግብጽን ፈረንሳን፣ ኣብ ገማግም ባሕሪ ግብጺ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ የካይዳ ኣለዋ። እዚ ብሓይሊ ኣየር ተዓብሊሉ፣ ኣብ ምምእራር ውትሃደራዊ ሓበሬታን መጥቃዕቲ ፍሉይ ዒላማታ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብዚ ክልተ ዓመታት ልዕሊ 157 ሽሕ ኢትዮጵያውያን ሰጕጓ

ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብዚ ክልተ ዓመታት ልዕሊ 157 ሽሕ ኢትዮጵያውያን ሰጕጓ

Radio Erena: 03 February 2021 ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብዚ ክልተ ዓመታት ልዕሊ 157 ሽሕ ኢትዮጵያውያን ከምዝሰጎጎት ጸብጻብ ኣህጉራዊ ማሕበር ስደተኛታት ገሊጹ። እቶም ልዕሊ 120,825 ኣብ 2019 ዝተ [...]
ሞቛድሹ፣ ኣብ  ሆቴል ብዝተኻየደ መጥቃዕቲ፣ ሚኒስተር ምክልኻል ነበር ዝርከቦም ብውሕዱ 10 ሰባት ተቐቲሎም

ሞቛድሹ፣ ኣብ ሆቴል ብዝተኻየደ መጥቃዕቲ፣ ሚኒስተር ምክልኻል ነበር ዝርከቦም ብውሕዱ 10 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 02 February 2021 ኣብ ሶማል፣ ከተማ ሞቛድሹ፣ ኣብ ዝርከብ ሆቴል ኣብ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ፣ ሚኒስተር ምክልካል ነበር፣ መሓመድኑር ጋላል ዝርከቦም ብውሕዱ 10 ሰባት ከምዝተቐትሉ ፖሊስ ኣረጋጊጹ። [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኩነታት ትግራይ ናብ ንቡር ከምዝተመልሰ ንምምሕዳር ባይደን ዝሃቦ መግለጺ ሓሶት ምዃኑ ተቃሊዑ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኩነታት ትግራይ ናብ ንቡር ከምዝተመልሰ ንምምሕዳር ባይደን ዝሃቦ መግለጺ ሓሶት ምዃኑ ተቃሊዑ

Radio Erena: 01 February 2021 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኩነታት ትግራይ ናብ ንቡር ከምዝተመልሰ ንኣባላት ምምሕዳር ባይደን መግለጺ ከምዝሃበ ኣሶሸትድ ፕረስ ሓቢሩ። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን ሚኒስተር ጉዳያት ወ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ መንጎ ሱዳንን ኢትዮጵያን ተኸሲቱ ዘሎ ናይ ዶብ ግጭት ንምሽምጋል ሓሳብ ምቕራባ ተገሊጹ

ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ መንጎ ሱዳንን ኢትዮጵያን ተኸሲቱ ዘሎ ናይ ዶብ ግጭት ንምሽምጋል ሓሳብ ምቕራባ ተገሊጹ

Radio Erena: 01 February 2021 ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ መንጎ ሱዳንን ኢትዮጵያን ተኸሲቱ ዘሎ ናይ ዶብ ግጭት ንምሽምጋል ሓሳብ ምቕራባ ተሓቢሩ። ዝተፈላለያ መርበባት ሓበሬታ ብዘቕርብኦ ዘለዋ ዜና መሰረት፣ ብሚኒስ [...]
ቻይና፣ ኣብ 5 ሃገራት ኣፍሪቃ 377 ወፍሪ ኢንዱስትርያዊ ፓርክታት ኣካይዳ

ቻይና፣ ኣብ 5 ሃገራት ኣፍሪቃ 377 ወፍሪ ኢንዱስትርያዊ ፓርክታት ኣካይዳ

Radio Erena: 01 February 2021 ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ፣ ዋንጊ ዪ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ቻይና ኣብ ሓሙሽተ ሃገራት ኣፍሪቃ ዑደት ኣካይዱ። እቲ ዝሓለፈ ቅንያት፣ ኣብ ናይጀርያ፣ ደሞክራስያዊት ሪ [...]
ኢትዮጵያ ትጓርቶ ዘላ ኣጽዋር፣ ኣብ ሰበስልጣን ሱዳን ሻቕሎት ይፈጥር

ኢትዮጵያ ትጓርቶ ዘላ ኣጽዋር፣ ኣብ ሰበስልጣን ሱዳን ሻቕሎት ይፈጥር

Radio Erena: 31 January 2021 ኢትዮጵያ ካብ ዝሓለፈ ክልተ ሳምንታት ጀሚራ ምስቲ ምስ ሱዳን ዘዳውባ ከባቢታት ሰራዊት ትጓርት ምህላዋ፣ ንሰበስልጣን ሱዳን ሻቕሎት ፈጢሩሎም ከምዘሎ፣ ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ገሊጸን። ስ [...]
ሶማል፣ ካብ ኢጋድ ክትወጽእ ከምእትኽእል ኣፍሊጣ

ሶማል፣ ካብ ኢጋድ ክትወጽእ ከምእትኽእል ኣፍሊጣ

Radio Erena: 29 January 2021 ሶማል፣ ነቲ ምስ ኬንያ ዘስሓሕባ ዘሎ ጉዳይ ኣመልኪቱ፣ ከጻሪ ሓላፍነት ዝተዋህቦ ኢጋድ፣ ጸግዒ ኬንያ ሒዙ ብዝብል ካብቲ ዞባዊ ውድብ ክትስሕብ ከምእትኽእል ኣጠንቂቓ። እቲ ብጂቡ [...]
ሓድሽ ፕረዚደንት ኣመሪካ፣ ናብ ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን ዓረብን ዝቐንዐ መሸጣ ኣጽዋር ኣደስኪሉ

ሓድሽ ፕረዚደንት ኣመሪካ፣ ናብ ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን ዓረብን ዝቐንዐ መሸጣ ኣጽዋር ኣደስኪሉ

Radio Erena: 29 January 2021 ፕረዚደንት ኣመሪካ፣ ጆ ባይደን፣ ናብ ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን ዝቐንዐ መሸጣ ኣጽዋር ንዘይተወሰነ እዋን ደው ከምዘበሎ ተሓቢሩ። ምምሕዳር ባይደን፣ ናብዘን ክልተ ሃገራት [...]
1 218 219 220 221 222 390 2200 / 3894