Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 214 215 216 217 218 390 2160 / 3894
ልዕሊ 5 ሽሕ ሶማላውያን፣ ኣብ ኤርትራ ወትሃደራዊ ስልጠና ከምዝወሰዱ ተገሊጹ

ልዕሊ 5 ሽሕ ሶማላውያን፣ ኣብ ኤርትራ ወትሃደራዊ ስልጠና ከምዝወሰዱ ተገሊጹ

Radio Erena: 01 March 2021 ካብ 19 ታሕሳስ 2019 ኣትሒዙ፣ ክሳብ'ቲ ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ በረራታት ደው ዝበለሉ መጋቢት 2020፣ ወትሃደራት ሶማል ዝጸዓና ነፈርቲ ካብ ሞቛድሾ ተበጊሰን ናብ ኤርትራ ይበ [...]
መ. ኢትዮጵያ ንመግለጺ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ናይ ኣሉታ ምላሽ ሂቡ

መ. ኢትዮጵያ ንመግለጺ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ናይ ኣሉታ ምላሽ ሂቡ

Radio Erena: 28 February 2021 ኣብ ትግራይ ኣብዚ ዝሓለፈ ሰለስተ ኣዋርሕ ዝተፈጸመ ህልቂት ኢሉ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ዘውጸኦ መግለጺ፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ነጺጉዎ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሃቦ ቃል፣ [...]
ሱዳን፣ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘዳውባ፣ ካብ ዝሓዘቶ መሬት ከምዘይትወጻእ ኣፍሊጣ

ሱዳን፣ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘዳውባ፣ ካብ ዝሓዘቶ መሬት ከምዘይትወጻእ ኣፍሊጣ

Radio Erena: 26 February 2021 ሱዳን፣ ካብቲ ብ6 ሕዳር ኣትሒዛ፣ ተቖጻጺራቶ ዘላ መሬት ከምዘይትወጽእ ኣፍሊጣ። 'ብኢትዮጵያ ተጎቢጡ ዝነበረ መሬት ኢና ኣምሊስና፣ ካብ መሬትና ድማ ኣይንወጻእን ኢና' ዝበለ [...]
“ኢትዮጵያ ዘሎ ኩነታት ቅልጡፍ ፍታሕ እንተዘይረኺቡ፣ ኣብ ዓለምና ዝዓበየ ናይ ስደተኛታት ዋሕዚ ክትፈጥር’ዩ” ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኤውሮጳ

“ኢትዮጵያ ዘሎ ኩነታት ቅልጡፍ ፍታሕ እንተዘይረኺቡ፣ ኣብ ዓለምና ዝዓበየ ናይ ስደተኛታት ዋሕዚ ክትፈጥር’ዩ” ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኤውሮጳ

Radio Erena: 25 February 2021 ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ኩነታት ቅልጡፍ ፍታሕ ክረክብ እንተዘይክኢሉ፣ ኣብ ዓለም ሓደ ካብ ዓበይቲ ጠንቂ ዋሕዚ ስደት ክኸውን ከምዝኽእል፣ ኣብታ ሃገር ናይ ገምጋም ዑደት ዘካየደ ሚኒስተር ጉዳ [...]
ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ፣ ንኢትዮጵያ ዝኣተዎ ናይ 2.9 ቢልዮን ዶላር መብጽዓ፣ ዝተረፈ ክፋሉ ንኸረክባ ናይ ፖሊሲ ምትዕርራይ ክትገብር ሓቲቱ

ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ፣ ንኢትዮጵያ ዝኣተዎ ናይ 2.9 ቢልዮን ዶላር መብጽዓ፣ ዝተረፈ ክፋሉ ንኸረክባ ናይ ፖሊሲ ምትዕርራይ ክትገብር ሓቲቱ

Radio Erena: 25 February 2021 ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ፣ ንመንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ካብ 2019 ኣትሒዙ፣ በብእዋኑ ከለቀሖ ካብ ዝወሰነ 2.9 ቢልዮን ዶላር፣ ነቲ ዝተረፈ፣ ከሰጋግረሉ እንተኾይኑ፣ ምስ ዘሎ ኩነታት ዝኸይድ [...]
ጀርመን፣ ኣባል ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ሶርያ ዝነበረ ሓታቲ ዑቕባ፣ ኣብ ሃገሩ ብዝፈጸሞ ገበን ኣንጻር ሰብኣውነት ልዕሊ 4 ዓመታት ክእሰር ተፈሪዱ

ጀርመን፣ ኣባል ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ሶርያ ዝነበረ ሓታቲ ዑቕባ፣ ኣብ ሃገሩ ብዝፈጸሞ ገበን ኣንጻር ሰብኣውነት ልዕሊ 4 ዓመታት ክእሰር ተፈሪዱ

Radio Erena: 25 February 2021 ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ጀርመን፣ ዒያድ ንዝተባህለ፣ ኣባል ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ሶርያ ንዝነበረ ሓታቲ ዑቕባ፣ ኣብ ሃገሩ ብዝፈጸሞ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ንኣርባዕተ ዓመትን መንፈቕን [...]
ቤት ምኽሪ ጉዳያት ወጻኢ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ናብ ትግራይ፣ ሰብኣዊ ሓገዛት ብህጹጽ ክኣቱ ተሰማሚዑ

ቤት ምኽሪ ጉዳያት ወጻኢ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ናብ ትግራይ፣ ሰብኣዊ ሓገዛት ብህጹጽ ክኣቱ ተሰማሚዑ

Radio Erena: 24 February 2021 ቤት ምኽሪ ጉዳያት ወጻኢ ሃገራት ሕብረት ኤውሮጳ፣ ናብ ትግራይ፣ ሰብኣዊ ሓገዝ ብህጹጽ ክኣቱ ከምዘለዎ ኣስሚርሉ። እቲ ቤት ምኽሪ፣ ብ22 ለካቲት፣ ኣብ ቤልጁም፣ ከተማ ብራስለ [...]
ሰራዊት ጂቡቲ፣ ፈረንሳን ኣመሪካን፣ ኣብ ምክልኻል ስርሰራ ሓበሬታ ሓባራዊ ልምምድ ኣካይዶም

ሰራዊት ጂቡቲ፣ ፈረንሳን ኣመሪካን፣ ኣብ ምክልኻል ስርሰራ ሓበሬታ ሓባራዊ ልምምድ ኣካይዶም

Radio Erena: 24 February 2021 ሰራዊት ጂቡቲ፣ ፈረንሳን ኣመሪካን፣ ኣብ ድሕነት፣ ምዕቃብን ምትሕልላፍን ውሑስ ሓበሬታ ዘተኮረ ሓባራዊ ልምምድ ኣካይዶም። እቲ ኣብ ጂቡቲ ዝተኻየደ ናይ ኣርባዕተ መዓልታት ልም [...]
“ኢትዮጵያ፡ ንሱዳን ምንሻዋ ይቕረ ዘይብሃሎ’ዩ” ሚ/ጉ/ወጻኢ ሱዳን

“ኢትዮጵያ፡ ንሱዳን ምንሻዋ ይቕረ ዘይብሃሎ’ዩ” ሚ/ጉ/ወጻኢ ሱዳን

Radio Erena: 23 February 2021 ኢትዮጵያ፡ ምስ ሱዳን ተፈጢሩ ንዘሎ ኩነታት ተጋድድ ከምዘላ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ወቒሱ። እቲ ሚኒስትሪ፡ ኣብዚ ሳልስቲ' ዚ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ሱዳን፣ ንረብሓ ግብ [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተፈጢሩ ብዘሎ ቅልውላው፣ ሓድሽ ፍሉይ ልኡኽ ክትምዝዝ’ያ ተባሂሉ

ኣመሪካ፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተፈጢሩ ብዘሎ ቅልውላው፣ ሓድሽ ፍሉይ ልኡኽ ክትምዝዝ’ያ ተባሂሉ

Radio Erena: 22 February 2021 ምምሕዳር ባይደን፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተፈጢሩ ብዘሎ ቅልውላው፣ ሓድሽ ፍሉይ ልኡኽ ክምዝዝ ምዃኑ ዲፕሎማሰኛታት ገሊጾም። እቲ ፍሉይ ልኡኽ፣ ብፍላይ ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ትግራይ [...]
1 214 215 216 217 218 390 2160 / 3894