Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 141 142 143 144 145 365 1430 / 3650
ሶማል፣ 22 ኣባላት ኣልሸባብ ተቐቲሎም

ሶማል፣ 22 ኣባላት ኣልሸባብ ተቐቲሎም

Radio Erena: 26 December 2021 ኣብ ደቡባዊ ክፋል ሶማል ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስትን ጥሩፍ ጉጅለ ኣልሸባብን ኣብ ዝተኻየደ ውግእ፣ ብውሑዱ 22 ኣባላት ኣልሸባብ ከምዝተቐትሉ፣ መንግስቲ’ታ ሃገር ኣፍሊጡ። ኣብ ማእከላይ [...]
ኡጋንዳ፡ ኣብ ልዕሊ ዕዳኣ ካብ ቻይና ኣጽዋር ሸሚታ

ኡጋንዳ፡ ኣብ ልዕሊ ዕዳኣ ካብ ቻይና ኣጽዋር ሸሚታ

Radio Erena: 24 December 2021 ኣብ ኡጋንዳ ብፍላይ ድማ ከተማ ካምፓላ ድሕሪ ዝተኻየደ ዘይንቡር መጥቃዕትታት ቦምብ፡ መንግስቲ እታ ሃገር ነቲ መጥቃዕቲ ከምዝገበሩ ሓላፍነት ኣብ ልዕሊ ዝወሰዱ ዕጡቓት ሓይልታት መ [...]
ኬንያ፡ መርከብ ህንዲ ኣባሪራ

ኬንያ፡ መርከብ ህንዲ ኣባሪራ

Radio Erena: 24 December 2021 ሰብ መዚ ኬንያ ናብ ዛንዚባር እትጉዓዝ ዝነበረት መርከብ ህንዲ ናብ ሃገራ ክትምለስ ብምስግዳድ ካብ ማያዊ ክሊ ኣፍሪቃ ክትወጽእ ኣዞዞም። እታ መርከብ ዝተበከለ ጉሓፍ ጽዒና ከ [...]
ኣመሪካ፤ ኢትዮጵያ ካብ ቱርኪ ዝገዝኣቶ ወተሃደራዊ ኣጽዋር ከምዘተሓሳሰባ ገሊጻ

ኣመሪካ፤ ኢትዮጵያ ካብ ቱርኪ ዝገዝኣቶ ወተሃደራዊ ኣጽዋር ከምዘተሓሳሰባ ገሊጻ

Radio Erena: 24 December 2021 ሰበስልጣን ኣመሪካ ኣብዚ ዝሓለፈ ሳልስቲ ኣብ ዝሃብዎ መግለጺ፤ መንግስቲ ኢትዮጵያ ካብ ቱርኪ ዝሸመተን ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ (ድሮን) ኣብ ሰላማዊ ህዝቢ ጉድኣት የውርዳ ኣለዋ ብምባል [...]
ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ንሃገራት ኣፍሪቃ ክልተ ሚልዮን ክታበብ ኮቪድ ተወፍይ

ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ንሃገራት ኣፍሪቃ ክልተ ሚልዮን ክታበብ ኮቪድ ተወፍይ

Radio Erena: 23 December 2021 መንግስቲ ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ኣብ ኣህጉር ኣፍሪቃ ዘሎ ዘይምዕሩይ ዝርጋሐ ክታበት ኮቪድ-19 ክትዓራረ ንምሕጋዝ ክልተ ሚልዮን ክታበት ንካልኦት ሃገራት ኣፍሪቃ ክትውፊ ምዃና ገሊጻ። እቲ ኣ [...]
ሶማልያ፡ ጻንሒት ዓቃብ ሰላም ‘ኣሚሶም’ ብ3 ወርሒ ተናዊሑ

ሶማልያ፡ ጻንሒት ዓቃብ ሰላም ‘ኣሚሶም’ ብ3 ወርሒ ተናዊሑ

Radio Erena: 23 December 2021 ኣብ ሶማልያ ዓሪዱ ዘሎ ስርሒት ዓቃብ ሰላም ሕብረት ኣፍሪቃ ‘ኣሚሶም’ (Amisom) ንተወሳኺ ሰለስተ ወርሒ ኣብታ ሃገር ክጸንሕ ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣጽዲቑ። በዚ መሰረት እ [...]
ደቀንስትዮ ዝጽቀጣለን ሃገራት፡ ዝደኸያን ዘይተረጋጋኣን ምኹዋነን ተገሊጹ

ደቀንስትዮ ዝጽቀጣለን ሃገራት፡ ዝደኸያን ዘይተረጋጋኣን ምኹዋነን ተገሊጹ

Radio Erena: 22 December 2021 ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ጸቕጢ ምስ ዝግበር፡ ጓል ኣንስተይቲ ጥራይ ዘይኮነ ወዲ ተባዕታይ’ውን ይጉዳእ እዩ፡ ኣብ ልዕሊኡ ድማ ሕብረተሰብ ድኻ ይኸውን ሃገር ድማ ዘይተረጋግአት ትኸ [...]
ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል፣ ሸውዓተ ኣባላት ‘ሽማግለ ዕርቂ’ ካብ መዝነቶም ኣልዩ

ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል፣ ሸውዓተ ኣባላት ‘ሽማግለ ዕርቂ’ ካብ መዝነቶም ኣልዩ

Radio Erena: 21 December 2021 ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል መሓመድ ሑሴን ሮብለ፣ ሸውዓተ ኣባላት ‘ሽማግለ ዕርቂ’ ካብ መዝነቶም ከምዝኣለየ ካብ ከተማ ሞቓድሾ ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ። ማዕከናት ዜና ሶማል ኣብ ዝህቦኦ ዘ [...]
ኢትዮጵያ፡ ሓይልታት ትግራይ ካብ ሓያሎ ተቖጻጺሮሞ ዝጸንሑ ከባቢታት ይስሕቡ

ኢትዮጵያ፡ ሓይልታት ትግራይ ካብ ሓያሎ ተቖጻጺሮሞ ዝጸንሑ ከባቢታት ይስሕቡ

Radio Erena: 20 December 2021 ሓይልታት ትግራይ፣ ካብ ትግራይ ወጻኢ ተቖጻጺሮሞ ዝጸንሑ ከባቢታት ይስሕቡ ከምዘለዉ ሮይተርስ ካብ ከተማ ናይሮቢ ኣብ ዘመሓላለፎ ዜና ኣመልኪቱ። ላዕለዋይ ኣዛዚ ህወሓት ዶክተር ደብረጽዮ [...]
ሱዳን፣ ንዕልዋ መንግስቲ ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ብሓድሽ ማዕበል ጀሚሩ

ሱዳን፣ ንዕልዋ መንግስቲ ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ብሓድሽ ማዕበል ጀሚሩ

Radio Erena: 20 December 2021 ንናይ ወርሒ ጥቅምቲ ዕልዋ መንግስቲ ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊታት ሱዳን፣ ብሰፊሑ ይቕጽል ከምዘሎ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። ኣብቲ ብቀዳም ጀሚሩ ሰንበት 20 ታሕሳስ [...]
1 141 142 143 144 145 365 1430 / 3650