Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 103 104 105 106 107 387 1050 / 3868
ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ዜጋታት ኬንያ ብዘይ ቪዛ ክኣትዉ ፈቒዳ

ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ዜጋታት ኬንያ ብዘይ ቪዛ ክኣትዉ ፈቒዳ

Radio Erena: 10 November 2022 ዜጋታት ኬንያ ካብ ጥሪ 2023 ኣትሒዞም ናብ ደቡብ ኣፍሪቃ ብዘይ ቪዛ ክኣትዉ ተፈቒዱሎም። በዚ ሓድሽ ውሳኔ፣ ንሓጺር ትምህርቲ፣ ስልጠና፣ ዑደት፣ ንግዲ ይኹን ካልእ፣ ን90 [...]
ካርቱም፣ ተወላዶ ኑባ ኣንጻሮም ዝካየድ ዘሎ ናይ ብሄር መጥቃዕቲ ዝኹንን ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም

ካርቱም፣ ተወላዶ ኑባ ኣንጻሮም ዝካየድ ዘሎ ናይ ብሄር መጥቃዕቲ ዝኹንን ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም

Radio Erena: 10 November 2022 ኣሽሓት ተወላዶ ኑባ ዝኾኑ ሱዳናውያን፣ ኣንጻሮም ዝካየድ ዘሎ ናይ ብሄር መጥቃዕታት ደው ክብል ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ካርቱም ኣካይዶም። እቲ ብ9 ሕዳር ዝተኻየደ ሰለማዊ [...]
ኢትዮጵያ፣ ዕጡቓት ኦሮሞ፣ ኣብ ናይ ሕርሻ ኩባንያ ብዘካየድዎ መጥቅዕቲ ብውሕዱ 9 ሰባት ተቐቲሎም

ኢትዮጵያ፣ ዕጡቓት ኦሮሞ፣ ኣብ ናይ ሕርሻ ኩባንያ ብዘካየድዎ መጥቅዕቲ ብውሕዱ 9 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 10 November 2022 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ከም መቐጸልታ ናይቲ ዕጡቓት ኣብ ዝተፈላለየ ዞባታት ክልል ኦሮሞያ ዘካይድዎ ዘለዉ ወትሃደራዊ ስርሒታት፣ ኣብ ዞባ ኣርሲ፣ ጂጂ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ ኣብ ዝርከብ ናይ [...]
ኡጋንዳ፣ ኣብ ኮንጎ ንዝርከቡ ዕጡቓት ንምድምሳስ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ኣካይዳ

ኡጋንዳ፣ ኣብ ኮንጎ ንዝርከቡ ዕጡቓት ንምድምሳስ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ኣካይዳ

Radio Erena: 09 November 2022 ሓይሊ ኣየር ኡጋንዳ፣ ኣብ ደሞክራስያዊት ሪፖብሊክ ኮንጎ ንዝርከቡ ዕጡቓት ንምድምሳስ ደብዳብ ከምዘካየደ ፕረዚደንት ዩዌሪ ሙሴቬኒ ገሊጹ። እቲ፣ ደጀን ኪዳን ደሞክራስያውያን ሓ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ሱዳን 3 ቢልዮን ዶላር ከተውፍር’ያ

ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ሱዳን 3 ቢልዮን ዶላር ከተውፍር’ያ

Radio Erena: 09 November 2022 ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ሱዳን ናይ 3 ቢልዮን ዶላር ወፍሪ ከተካይድ ምዃና፣ ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን ገሊጹ። እቲ ጀነራል፣ ነዚ ዝገ [...]
ፕረዚደንት ካሜሩን፣ ኣብ ስልጣን ዝጸንሓሉ መበል 40 ዓመት ጸንቢሉ

ፕረዚደንት ካሜሩን፣ ኣብ ስልጣን ዝጸንሓሉ መበል 40 ዓመት ጸንቢሉ

Radio Erena: 08 November 2022 ፕረዚደንት ካሜሩን፣ ፖል ቢያ፣ ኣብ ስልጣን ዝመጽኣሉ መበል 40 ዓመት፣ ብ06 ሕዳር ጸንቢሉ። እቲ ወዲ 89 ዓመት ኮይኑ ዘሎ ፕረዚደንት፣ 40 ዓመታት ንካሜሩን መሪሑዋ ከብቅ [...]
ወትሃደራውያን መራሕቲ ሰራዊት ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን፣ ኣብ ናይሮቢ ዘተ የካይዱ ኣለዉ

ወትሃደራውያን መራሕቲ ሰራዊት ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን፣ ኣብ ናይሮቢ ዘተ የካይዱ ኣለዉ

Radio Erena: 07 November 2022 ላዕለዎት ወትሃደራውያን ኣዘዝቲ ሰራዊት ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን፣ ካብ ሰኑይ 07 ሕዳር ጀሚሮም ኣብ ኬንያ፣ ከተማ ናይሮቢ ዘተ የካይዱ ኣለዉ። ጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊ [...]
ሶማል፣ ኣብ ወትሃደራዊ መሰልጠኒ ማእከል ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 5 ሰባት ተቐቲሎም

ሶማል፣ ኣብ ወትሃደራዊ መሰልጠኒ ማእከል ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 5 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 07 November 2022 ኣልሸባብ ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ሶማል ዘካይዶ ዘሎ ጽዑቕ መጥቃዕታት፣ ኣብ ሓደ ወትሃደራዊ መሰልጠኒ ማእከል ብዝፈጸሞ ስርሒት ብውሕዱ ሓሙሽተ ሰባት ከምዝተቐትሉ ኣገልግሎት ዜና [...]
ሓይልታት ኦሮሞ፣ ኣብ ምዕራብ ወለጋ፣ ከተማ ነቐምተ ብዝፈጸምዎ መጥቃዕቲ፣ 10ታት እሱራት ከምዘፍትሑ ተሓቢሩ

ሓይልታት ኦሮሞ፣ ኣብ ምዕራብ ወለጋ፣ ከተማ ነቐምተ ብዝፈጸምዎ መጥቃዕቲ፣ 10ታት እሱራት ከምዘፍትሑ ተሓቢሩ

Radio Erena: 07 November 2022 ሓይልታት ግንባር ሓርነት ኦሮሞ፣ ኣብ ነቐምተ ኣብ ዘካየድዎ ወትሃደራዊ ስርሒት 10ታት እሱራት ከምዘፍትሑ ይግለጽ ኣሎ። እቶም ሓይልታት፣ ናብ ሰንበት 06 ሕዳር ዘውግሐ ለይቲ [...]
ላዕለዎት ወትሃደራውያን መራሕቲ ሰራዊት ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን ኣብ ኬንያ ክዝትዩ ምዃኖም ተገሊጹ

ላዕለዎት ወትሃደራውያን መራሕቲ ሰራዊት ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን ኣብ ኬንያ ክዝትዩ ምዃኖም ተገሊጹ

Radio Erena: 07 November 2022 ድሕሪ'ቲ ኣብ 2 ሕዳር፣ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝተበጽሐ ስምምዕ ንዘተ ሰላም መንግስቲ ኢትዮጵያን ክልል ትግራይን፣ ኣብ ተኽእሎታት ምፍታሕ ዕጥቂ ብዝምልከት ንምዝርራብ፣ ወትሃደራውያን [...]
1 103 104 105 106 107 387 1050 / 3868