Category: ዜና

1 355 356 357 358 359 383 3570 / 3830
ኤርትራውያን ነበርቲ ሆላንድ፣ ከባቢ ከተማ ካምፐን፣ ብህግደፍ ንዝተወደብ ሰሚናር ዝቃወም ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም

ኤርትራውያን ነበርቲ ሆላንድ፣ ከባቢ ከተማ ካምፐን፣ ብህግደፍ ንዝተወደብ ሰሚናር ዝቃወም ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም

Radio Erena: 27 October 2019 ደለይቲ ፍትሒ ዝኾኑ ኤርትራውያን ነበርቲ ሆላንድ፣ ከባቢ ከተማ ካምፐን፣ ብህግደፍ ንዝተወደበ ሰሚናር ንምቅዋም፣ ሎሚ ሰንበት 27 ጥቅምቲ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። እቶም 10ታት [...]
እስራኤል፣ ዑቕባ ካብ ዝሓተቱ ልዕሊ 16 ሽሕ ኤርትራውያን 13 ጥራይ ተቐባልነት ረኺቦም

እስራኤል፣ ዑቕባ ካብ ዝሓተቱ ልዕሊ 16 ሽሕ ኤርትራውያን 13 ጥራይ ተቐባልነት ረኺቦም

Radio Erena: 27 October 2019 መንግስቲ እስራኤል፣ ክሳብ ሰነ 2019 ኣብ ዝነበረ ግዜ ናይ 16 149 ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ጉዳይ ከምዝተቐበለ ንጸብጻባት መንግስቲ ብምጥቃስ ማዕከን ዜና ሃረጽ ሓቢሩ። ይ [...]
ጂቡቲን ሶማልን፣ መሪሕነት ኢጋዳ ብኬንያን ኢትዮጵያን ተዓብሊሉ ዝብል ተቓውሞ ከምዘለወን ተገሊጹ

ጂቡቲን ሶማልን፣ መሪሕነት ኢጋዳ ብኬንያን ኢትዮጵያን ተዓብሊሉ ዝብል ተቓውሞ ከምዘለወን ተገሊጹ

Radio Erena: 27 October 2019 ጂቡቲን ሶማልን፣ መሪሕነት ዞባዊ ውድብ ብኬንያን ኢትዮጵያን ተዓብሊሉ ዝብል ተቓውሞታት የቕርባ ከምዘለዋ ዲፕሎማስውያን ምንጭታት ገሊጾም። እዘን ሃገራት ተቓውሞ የስምዓ ምህላወን [...]
ዚምባብዌ፣ ናይ ወጻኢ ሸርፊ ንምርካብ 30 ሓራምዝ ናብ ቻይና ሸይጣ

ዚምባብዌ፣ ናይ ወጻኢ ሸርፊ ንምርካብ 30 ሓራምዝ ናብ ቻይና ሸይጣ

Radio Erena: 27 October 2019 ብከቢድ ቁጠባዊ ቅልውላው ትሕመስ ዘላ ዚምባብዌ፣ ናይ ወጻኢ ሸርፊ ንምርካብ 30 ሓራምዝ ናብ ቻይና ሸይጣ። እቶም መንግስቲ ዚምባብዌ ዝሸጦም ሓራምዝ ካብ 2 ክሳብ 6 ዓመት ዘለ [...]
ኒውዮርክ፣ ኣቡነ እንጠንዮስ ካብ ማሕዩር ክፍትሑ ዝጽውዕ ሰልፊ ኤርትራውያን ኣብ ቀጽሪ ቤት ጽሕፈት ሕቡራት ሃገራት ተኻይዱ

ኒውዮርክ፣ ኣቡነ እንጠንዮስ ካብ ማሕዩር ክፍትሑ ዝጽውዕ ሰልፊ ኤርትራውያን ኣብ ቀጽሪ ቤት ጽሕፈት ሕቡራት ሃገራት ተኻይዱ

Radio Erena: 25 October 2019 ኣብ ኒውዮርክን ከባቢኣን ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ብጹእ ወ ቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ ካብ ማሕዪር ክፍትሑ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። እቲ ሰልፊ፣ ኣብ ኣጋጣሚ መበል 74 ዓመት [...]
ግብጺ ብኣመሪካ ንዝቐረበ፣ ኣብ ጉዳይ ናይል ዘተኮረ ዘተ ከምእትሳተፍ ኣፍሊጣ

ግብጺ ብኣመሪካ ንዝቐረበ፣ ኣብ ጉዳይ ናይል ዘተኮረ ዘተ ከምእትሳተፍ ኣፍሊጣ

Radio Erena: 24 October 2019 ግብጺ፣ ኣብ ጉዳይ ናይል ምስ ኢትዮጵያ ተፈጢሩ ንዘሎ ተወሳኺ ምስሕሓብ ብዝምልከት ብኣመሪካ ንዝቐረበ ናይ ዘተ መኣዲ ንምስታፍ ድልውቲ ከምዘላ ገሊጻ። እቲ ዘተ ብሚኒስተራት ጉዳያት ወ [...]
ካምፓላ፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ኣረቂ ከከፋፍሉ ጸኒሖም ዝተባህሉ ሰለስተ ኤርትራውያን ተኣሲሮም

ካምፓላ፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ኣረቂ ከከፋፍሉ ጸኒሖም ዝተባህሉ ሰለስተ ኤርትራውያን ተኣሲሮም

Radio Erena: 24 October 2019 ኣብ ኡጋንዳ፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ኣረቂ ከከካፍሉ ጸኒሖም ዝተባህሉ ሰለስተ ኤርትራውያን ኣብ ቀይዲ ኣትዮም። "ኣብ ካምፓላ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ካብ ኤርትራ ዝመጸ ኣልኮላዊ መስተ ኣብ ባራት [...]
ብሪጣንያ፣ 39 ሰባት ኣብ ናይ ጽዕነት መኪና ሞይቶም ተረኺቦም

ብሪጣንያ፣ 39 ሰባት ኣብ ናይ ጽዕነት መኪና ሞይቶም ተረኺቦም

Radio Erena: 23 October 2019 ካብ ሰሜን ኣየርላንድ ናብ ብሪጣንያን ኣብ ዝሰገረት ናይ ጽዕነት መኪና፣ 39 ሰባት ሞይቶም ከምዝተረኽቡ ማዕከናት ዜና ካብታ ሃገር ሓቢረን። እታ መኪና ካብ ቡልጋርያ ከምዝተበገ [...]
ዋዕላ ሃገራት ኣፍሪቃን ሩስያን ሎሚን ጽባሕን ክካየድ’ዩ

ዋዕላ ሃገራት ኣፍሪቃን ሩስያን ሎሚን ጽባሕን ክካየድ’ዩ

Radio Erena: 23 October 2019 ኣስታት 40 መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ዝሳተፍዎ ዋዕላ ኣፍሪቃን ሩስያን፣ ሎሚን ጽባሕን ኣብ ከተማ ሶቺ ክካየድ'ዩ። ኣብዚ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ፕረዚደንታት ኬንያን ግብጽን [...]
ሱዳን ፣ ናይ መጀመርያ ጓልኣንስተይቲ ፕረዚደንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኮይና

ሱዳን ፣ ናይ መጀመርያ ጓልኣንስተይቲ ፕረዚደንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኮይና

Radio Erena: 23 October 2019 ንዕማት ዓብደላ መሓመድክያር፣ ናይ ፈለማ ናይ መጀመርያ ጓልኣንስተይቲ ፕረዚደንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ሱዳን'ያ። መስራቲት ማእከል ደያኑ ሱዳን ምዃና እትፍለጥ ንዕማት፣ ካብ 19 [...]
1 355 356 357 358 359 383 3570 / 3830