Category: ዜና
‘’ኣብ የመን ልዕሊ 4 ሽሕ ሱዳናውያን ወተሃደራት ተቐቲሎም’’ ኣል ሑቲ
Radio Erena: 03 November 2019
ኲናት የመን ካብ ዝጅምር ልዕሊ 4 ሽሕ ሱዳናውያን ተቐቲሎም ከምዘለዉ፣ ኣል ሑቲ ገሊጹ።
ወሃብ ቃል ኣልሑቲ የሕያ ሳሪያ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ብስዑዲ ዓረብ ዝድገፍ ልፍንቲ ሃገራት ዓ [...]
“ሩስያ፣ ካብ ኣጽዋር ንላዕሊ፣ መግቢ’ያ ናብ ኣፍሪቃ ትልእኽ” ፕረዚደንት ፑቲን
Radio Erena: 31 October 2019
ሩስያ፣ ናብ ኣፍሪቃ ብሰደድ ካብ እትልእኮ ነገራት፣ መግቢ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ከምዝስራዕ ፕረዚደንት እታ ሃገር ቭላድሚር ፑቲን ገሊጹ።
ንሱ ብዝሃቦ መግለጺመሰረት፣ ሩስያ ኣብዚ እዋን' [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ድሕነት ዜጋታት ኣብ ምውሓስ ግቡእ ክገብር መራሕቲ ሃይማኖት ጸዊዖም
Radio Erena: 31 October 2019
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ድሕነት ዜጋታት ኣብ ምውሓስ ግቡኡ ክገብር ሸውዓተ መራሕቲ ሃይማኖት እታ ሃገር ጸዊዖም።
ንሳቶም ነዚ ዝጸውዑ፣ ዝሓለፈ ቅንያት ኣብ ክልል ኦሮሞ ድሕሪ ዝተጎሃሃረ [...]
ሶማል፣ ብሰንኪ ዕልቕልቅ 10 ሰባት ሞይቶም
Radio Erena: 31 October 2019
ኣብ ማእከል ሶማል፣ ከባቢ በለድወይን፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ብዝወረደ ሓያል ዝናብ፣ ዝፈጠሮ ዕልቅልቕ፣ ኣብ ሰብን ንብረትን ጉድኣት ወሪዱ።
16 ሰባት ዝጽዓነት ጃልባ፣ ብሰንኪ እቲ ሃንደ [...]
“ኤርትራ፣ ኣብ 10 ዓመታት 31 ሽሕ ተማሃሮ ብዲግሪን ዲፕሎምን ኣመሪቓ፣” ዶ/ር ሃይለ ምሕጹን
Radio Erena: 30 October 2019
ኤርትራ፣ ኣብዘን ዝሓለፋ 10 ዓመታት፣ 31 ሽሕ ተማሃሮ ብዲግርን ዲፕሎምን ከምዘመረቐት፣ ፈጻሚ ዳይረክተር ላዕለዋይ ትምህርትን ምርምርን ዶ/ር ሃይለ ምሕጹን (ብ/ጀነራል) ገሊጹ።
[...]
ቤልጁም፣ ናብ ብሪጣንያ ክሰግሩ ዝፈተኑ ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ ዝርከብዎም ልዕሊ10 ኤርትራውያን ተቐይዶም
Radio Erena: 30 October 2019
ኣብ ቤልጁም፣ ዞባ እንትወረብ፣ ናብ ብሪጣንያ ክሰግሩ ዝተበገሱ'ዮም ዝተባህሉ 28 ሰባት ኣብ ቀይዲ ከምዝኣተዉ ዘ ብራስለስ ታይምስ ገሊጹ።
እቶም 10 ዜጋታት ኤርትራ ክኾኑ እን [...]
የመን፣ ክልተ ሚኒስተራት ፈተነ ቅትለት ተኻይድሎም
Radio Erena: 30 October 2019
ኣብ የመን፣ ኣብ ልዕሊ ክልተ ሚኒስተራት ፈተነ ቅትለት ምክያዱ ተሓቢሩ።
ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያትን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን ኣሕመድ ኣልማይሳሪ ከምኡ ድማ ሚኒስተር መጓዓዝያ [...]
From Russia with Arms
Radio Erena: 28 October 2019
More than 35 African heads of states and governments attended the Russian-African Economic Forum in the Black Sea [...]
ሩስያ፣ ኤርትራ ንእትርከብን ሃገራት ኣፍሪቃ ናይ 4 ቢልዮን ዶላር ኣጽዋር ንምሻጥ መደብ ከምዘለዋ ተገሊጹ
Radio Erena: 28 October 2019
ሩስያ፣ እዚ ዓመት ቅድሚ ምዝዛሙ፣ ኤርትራ ንእትርከበን ሃገራት ኣፍሪቃ ናይ 4 ቢልዮን ዶላር ኣጽዋር ናይ ምሻጥ መደብ ከምዘለዋ ተገሊጹ።
እዚ ዝግለጽ ዘሎ፣ ድሕሪ'ቲ ኣብ 23ን [...]
ኤርትራውያን ነበርቲ ሆላንድ፣ ከባቢ ከተማ ካምፐን፣ ብህግደፍ ንዝተወደብ ሰሚናር ዝቃወም ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም
Radio Erena: 27 October 2019
ደለይቲ ፍትሒ ዝኾኑ ኤርትራውያን ነበርቲ ሆላንድ፣ ከባቢ ከተማ ካምፐን፣ ብህግደፍ ንዝተወደበ ሰሚናር ንምቅዋም፣ ሎሚ ሰንበት 27 ጥቅምቲ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።
እቶም 10ታት [...]