Category: ዜና
ኣመሪካን ሱዳንን፡ ኣብ ጉዳይ’ቲ ምስ ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ዘሎ ምስሕሓብ ተመያይጠን
Radio Erena: 09 April 2021
ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ኣንቶኒ ብሊንከን፣ ኣብ ጉዳይ'ቲ ምስ ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ዘሎ ዶባዊ ግጭትን መዕለቢ ዘይረኸበ ምስሕሓብ ኣጠቓቕማ ናይልን ብዝምልከት ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ሱ [...]
ኣብ ትግራይ፣ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ዝፈጸሙ ኣካላት ክሕተቱ ልኡኽ ሕብረት ኤውሮጳ ጸዊዑ
Radio Erena: 08 April 2021
ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ከብቅዕን፣ ዝተፈጸመ ገበናት ድማ ምጽራይ ክግበረሉን፣ ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ፔካ ሃቪስቶ ጸዊዑ።
ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ጉዳይ ኢት [...]
ሰራዊት ኤርትራ፣ ንሰራዊት መንግስቲ ኢትዮጵያ ብምድጋፍ፣ ኣብ ክልል ኦሮምያ ከምዝተዋፈረ ኦነግ ወቒሱ
Radio Erena: 08 April 2021
ሰራዊት ኤርትራ፣ ንሰራዊት መንግስቲ ኢትዮጵያ ብምድጋፍ፣ ኣብ ክልል ኦሮምያ ተዋፊሩ ኣሎ ክብል ግንባር ሓርነት ኦሮሞ መግለጺ ኣውጺኡ።
እቲ ዕጡቕ ሓይሊ፣ ብ5 ሚያዝያ ኣብ ዝዘርግሖ መግለ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ጸጸኒሑ ኣብ ዝነቱግ ዘሎ ናይ ብሄር ግጭታት፣ ኣብ መንጎ ተወላዶ ዓፈርን ሶማልን ብዝተኻየደ ጎንጺ 10ታት ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 08 April 2021
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኩሉ ኩርንዓት እታ ሃገር ጸጸኒሑ ዝነቱግ ዘሎ ናይ ብሄር ግጭታት ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ፣ ኣብ መንጎ ተወላዶ ዓፈርን ሶማልን ብዝተኻየደ ጎንጺ 10ታት [...]
ሱዳን፡ ኣብታ ሃገር ተዋፊሮም ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ዓቀብቲ ሰላም ክወጹ ሓቲታ
Radio Erena: 08 April 2021
መንግስቲ ሱዳን፣ ኣብቲ ምስ ደቡብ ሱዳን ዘሰሓሕብ ከባቢታት ተዋፊሮም ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ዓቃብ ሰላም ክወጹ ንሕቡራት ሃገራት ሓቲቱ።
ሕቡራት ሃገራት፣ ነቶም ኢትዮጵያውያን ዓቀብ [...]
ግብጺ፣ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ጸቕጢ ንምፍጣር፣ ምስ ጎረባብቲ ኢትዮጵይ ዝምድንኣ ንምዕባይ ትሰርሕ ከምዘላ ተሓቢሩ
Radio Erena: 05 April 2021
ግብጺ፣ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ጸቕጢ ንምፍጣር፣ ምስ ጎረባብቲ ኢትዮጵያ ዝኾና ሃገራት፣ ኣብ ንግዲ፣ ቁጠባ፣ ጸጥታን ወትሃደራውያን ዘተኮረ ዝምድናታት ንምዕባይ ትሰርሕ ከምዘላ ተንተንቲ ፖ [...]
ሶማል፣ ኣብ ዝተኻየደ ተኸታታሊ መጥቃዕታት ብውሕዱ 15 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 05 April 2021
ኣብ ሶማል፣ ከተማ ሞቛድሾ ኣብ ዝርከብ ወትሃደራዊ መዓስከራት ኣብ ዝተኻየደ፣ ክልተ ተኸታታሊ መጥቃዕታት፣ ብውሕዱ 9 ወትሃደራት መንግስቲ ተቐቲሎም።
ናይቲ ብቀዳም 03 ሚያዝያ ዝተ [...]
ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ጉዳይ ትግራይ ንምዝርራብ ናብ ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራት በጺሑ
Radio Erena: 04 April 2021
ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ኢትዮጵያን ሱዳንን ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ፊንላንድን፣ ፔካ ሃቪስቶ፣ ብዛዕባ ኩነታት ትግራይ ንምዝርራብ፣ ናብ ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን በጺሑ። [...]