Category: ዜና

1 241 242 243 244 245 383 2430 / 3830
عين راصدة: مبعوث امريكي للقرن الافريقي الحاد

عين راصدة: مبعوث امريكي للقرن الافريقي الحاد

فتحي عثمان أعلنت وزارة الخارجية الامريكية في الثالث والعشرين من الشهر الجاري تعيين السفير جيفري فيلتمان مبعوثا خاصا للقرن الافريقي. فيلتمان البالغ [...]
ኢትዮጵያ፣ ናይ ብሄር ግጭታት እናበኣሰን ምርጫ ድማ እናተቓረበን ኣብ ዝመጽኣሉ ዘሎ እዋን፣ ካብ ቻይና ዝተላእከ ልዕሊ 186 ሽሕ ጎዞሞታት ተታሒዙ

ኢትዮጵያ፣ ናይ ብሄር ግጭታት እናበኣሰን ምርጫ ድማ እናተቓረበን ኣብ ዝመጽኣሉ ዘሎ እዋን፣ ካብ ቻይና ዝተላእከ ልዕሊ 186 ሽሕ ጎዞሞታት ተታሒዙ

Radio Erena: 27 April 2021 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ናይ ብሄር ግጭታት እናበኣሰን ምርጫ ድማ እናተቓረበን ኣብ ዝመጽኣሉ ዘሎ እዋን፣ ካብ ቻይና ዝተኣዘዘ ልዕሊ 180 ሽሕ ጎዞሞታት፣ ብክፍሊ ግምሩኽ ከምዝተታሕዘ ኣገልግሎት [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ባህርዳር ኣብ ዝካየድ ግጥማት ሴካፋ ክትሳተፍ ምዃና ተሓቢሩ

ኤርትራ፣ ኣብ ባህርዳር ኣብ ዝካየድ ግጥማት ሴካፋ ክትሳተፍ ምዃና ተሓቢሩ

Radio Erena: 27 April 2021 ኣብ ዝሓለፈ ዓመት፣ ኣብ ታዛንያን ኡጋንዳን ካብ ዝተኻየደ ግጥማት ሴካፋ ዝቦኸረት ኤርትራ፣ ካብ 3 ክሳብ 18 ሓምለ፣ ኣብ ኢትዮጵያ፣ ከተማ ባህርዳር ኣብ ዝካየድ ውድድር ሴካፋ ሲንየር [...]
ሶማል፣ ፕረዚደንት ፋርማጆ ብዘይምርጫ ኣብ ስልጣን ክቕጽል ድሕሪ ምውሳኑ፣ ኣብ ሞቛድሾ መጥቃዕቲ ተኻይዱ

ሶማል፣ ፕረዚደንት ፋርማጆ ብዘይምርጫ ኣብ ስልጣን ክቕጽል ድሕሪ ምውሳኑ፣ ኣብ ሞቛድሾ መጥቃዕቲ ተኻይዱ

Radio Erena: 27 April 2021 ኣብ 8 ለካቲት 2021፣ ስልጣኑ ዘብቕዐ ፕረዚደንት ሶማል፣ መሓመድ ዓብዱላሂ መሓመድ፣ ብዘይ ምርጫ ንክልተ ዓመታት ኣብ ስልጣን ክጸንሕ ድሕሪ ምውሳኑ፣ ኣብ ከተማ ሞቛድሾ መጥቃዕታት ተ [...]
ኤርትራ፡ ተታሒዞም ዝጸንሑ 97 ግብጻውያን ገፈፍቲ ዓሳ ናብ ዓዶም ተፋንዮም

ኤርትራ፡ ተታሒዞም ዝጸንሑ 97 ግብጻውያን ገፈፍቲ ዓሳ ናብ ዓዶም ተፋንዮም

Radio Erena: 26 April 2021 ኣብ ኤርትራ ተታሒዞም ዝጸንሑ 97 ግብጻውያን ገፈፍቲ ዓሳ ናብ ዓዶም ከምዝተፋነዉ ማዕከናት ዜና ግብጺ ሓቢረን። እቶም ንኣስታት ኣርባዕተ ኣዋርሕ፣ ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ቀይዲ ዝጸንሑ [...]
ሕ.መ.ኣ. ኣብ ጉዳያት ምብራቕ ኣፍሪቃ ዝሰርሕ ፍሉይ ልኡኽ መዚዛ

ሕ.መ.ኣ. ኣብ ጉዳያት ምብራቕ ኣፍሪቃ ዝሰርሕ ፍሉይ ልኡኽ መዚዛ

Radio Erena: 25 April 2021 ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ዘሎ ኩነታት ንምክትታል፣ ብሓፈሽኡ ከኣ ኣብ ጉዳያት ምብራቕ ኣፍሪቃ ዝሰርሕ ፍሉይ ልኡኽ መዚዛ። ካብ ቤት ጽሕፈት ጉዳያት ኣመሪካ ዝወጸ መግ [...]
ሕብረት ኣፍሪቃ ንምንዋሕ ዕድመ ስልጣን ፕረዚደንት ሶማል ተቓዊሙ

ሕብረት ኣፍሪቃ ንምንዋሕ ዕድመ ስልጣን ፕረዚደንት ሶማል ተቓዊሙ

Radio Erena: 25 April 2021 ታሕተዋይ ባይቶ ሶማል፣ ዕድመ ስልጣን ፕረዚደንት ንክልተ ዓመት ክናዋሕ ምውሳኑ፣ ከምዘተሓሳሰቦ ሕብረት ኣፍሪቃ ገሊጹ። ሕብረት ኣፍሪቃ ነዚ ብዓይነቱ ፍሉይ ምዃኑ ዝተነግረሉ ናይ ኩነኔ መግለ [...]
ፈረንሳን ሱዳንን፣ ንጸጥታን ሰላምን ጫድ ብሓባር ክሰርሓ ተሰማሚዐን

ፈረንሳን ሱዳንን፣ ንጸጥታን ሰላምን ጫድ ብሓባር ክሰርሓ ተሰማሚዐን

Radio Erena: 25 April 2021 ፈረንሳን ሱዳንን ኣብ ጫድ ተፈጢሩ ዘሎ ናይ ስልጣን ሃጓፍ ክሳብ ሕጋዊ መዕለቢ ዝግበረሉ፣ ንጸጥታን ሰላምን’ታ ሃገር ብሓባር ክሰርሓ ምዃነን ተሰማሚዐን። ፍሉይ ልኡኽ ፈረንሳ ኣብ ሱዳን፣ ዣ [...]
ኤርትራ፣ ስድራቤታት ተወሳኺ ኣሽሓት ናቕፋ ክፍሊት ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ይሕተታ

ኤርትራ፣ ስድራቤታት ተወሳኺ ኣሽሓት ናቕፋ ክፍሊት ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ይሕተታ

Radio Erena: 23 April 2021 ኣብ ኤርትራ፣ ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ኩሉ ንጥፈታት ተዓጽዩ ድሕሪ ምጽናሕ፣ ስድራቤታት ተወሳኺ ኣሽሓት ናቕፋ ውህሉል ክፍሊት ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ይሕተታ ምህላወን ተሓቢሩ። [...]
1 241 242 243 244 245 383 2430 / 3830