Category: ዜና

1 239 240 241 242 243 383 2410 / 3830
ብሰንኪ ሞት ፕረዚደንት ቻድ ንሓደ ሰሙን ዝተደናጎየ ርክብ መራሕቲ ኤርትራን ሱዳንን ኣብ ጉዳይ’ቲ ምስ ኢትይጵያ ተኸሲቱ ዘሎ ምስሕሓብ ተኻይዱ

ብሰንኪ ሞት ፕረዚደንት ቻድ ንሓደ ሰሙን ዝተደናጎየ ርክብ መራሕቲ ኤርትራን ሱዳንን ኣብ ጉዳይ’ቲ ምስ ኢትይጵያ ተኸሲቱ ዘሎ ምስሕሓብ ተኻይዱ

Radio Erena: 04 May 2021 መራሕቲ ኤርትራን ሱዳንን፣ ኣብ ጉዳይ እቲ ምስ ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ዘሎ ምስሕሓብ ብዝምልከት ዘትዮም። እቲ ዘተ ዝተኻየደ፣ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ምስ ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት [...]
ኡጋንዳ፣ ወዱ ንፕረዚደንት ሙሴቬኒ ዝርከቦም ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት፣ ኣብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ክሲ ተመስሪትሎም

ኡጋንዳ፣ ወዱ ንፕረዚደንት ሙሴቬኒ ዝርከቦም ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት፣ ኣብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ክሲ ተመስሪትሎም

ወዱ ንፕረዚደንት ዩዌሩ ሙሴቬኒ፣ ልዩተናንት ጀነራል ሙሆዚ ካይነሩጋባ ዝርከቦም ላዕለዎት ወትሃደራውያን ኣዘዝቲ ኡጋንዳ፣ ኣብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ክሲ ከምዝተመስረተሎም ዘ ጋርድያን ሓቢሩ። ብስድራቤታት ናይቶም፣ ብኣዘዝቲ ሰ [...]
መስራትን ዋና ኣሰናዳኢን ናይ ብሕቲ ጋዜጣ ዝነበረት ሰቲት፣ ጋዜጠኛ ኣሮን ብርሃነ ዓሪፉ

መስራትን ዋና ኣሰናዳኢን ናይ ብሕቲ ጋዜጣ ዝነበረት ሰቲት፣ ጋዜጠኛ ኣሮን ብርሃነ ዓሪፉ

Radio Erena: 03 May 2021 መስራትን ዋና ኣሰናዳኢን ናይ ብሕቲ ጋዜጣ ዝነበረት፣ ጋዜጠኛ ኣሮን ብርሃነ ዓሪፉ። መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ 2001፣ ናይ ብሕቲ ጋዜጣታት ብምዕጻው፣ ኣብ ልዕሊ ኣዳላውተንን ጋዜጠኛታት [...]
ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጻ ፕረስ፣ ሎሚ ሰኑይ 3 ግንቦት ብደረጃ ዓለም ይዝከር ኣሎ

ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጻ ፕረስ፣ ሎሚ ሰኑይ 3 ግንቦት ብደረጃ ዓለም ይዝከር ኣሎ

Radio Erena: 03 May 2021 ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጻ ፕረስ፣ ሎሚ ሰኑይ 3 ግንቦት ብደረጃ ዓለም ይዝከር ኣሎ። እዚ ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት ዝዝከር ዘሎ ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጻ ፕረስ፣ ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሓያሎ [...]
መሰል ሰራሕተኛታት ኣብ ዘይክበረላ ኤርትራ፣ ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት ተዘኪራ

መሰል ሰራሕተኛታት ኣብ ዘይክበረላ ኤርትራ፣ ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት ተዘኪራ

Radio Erena: 03 May 2021 ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት፣ መሰል ሰራሕተኛታት ክሕሎ ብዝውጽዑ ሰለማዊ ሰልፍታትን ካልእ ንጥፈታትን፣ ብቀዳም 01 ግንቦት ብደረጃ ዓለም ተዘኪራ። ኣብ መብዛሕትኡ ሃገራት፣ ምስ ስግ [...]
መራሕቲ ሱዳንን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ኣብ ዞባዊ ጉዳይ ተመያይጦም

መራሕቲ ሱዳንን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ኣብ ዞባዊ ጉዳይ ተመያይጦም

Radio Erena: 03 May 2021 ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን፣ ልዩተናት ጀነራል ዓብዱልፈታሕ ኣል ቡርሃንን ወራሲ ዓራት ኣቡዳቢን ምክትል ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ኣዛዚ ሕቡራት ኢማራት ዓረብን፣ ሸኽ መሓመድ ቢን ዛይ [...]
ኢትዮጵያ፣ ብሰንኪ ምፍራስ ጸጥታ፣ ኣብ መላእ እታ ሃገር ዝተጀመረ ምህናጽ 61 መስመራት ጽርግያ ተሰናኺሉ

ኢትዮጵያ፣ ብሰንኪ ምፍራስ ጸጥታ፣ ኣብ መላእ እታ ሃገር ዝተጀመረ ምህናጽ 61 መስመራት ጽርግያ ተሰናኺሉ

Radio Erena: 03 May 2021 ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ኢትዮጵያ፣ ተኸሲቱ ብዘሎ ግጭታትን ምፍራስ ጸጥታን፣ ድሕነት ዜጋታት ኣብ ሓደጋን ስግኣትን ኣትዩ ከምዘሎ በብእዋኑ ዝግለጽ ዘሎ'ዩ። ኣብ ርእሲ'ዚ፣ እታ ከይትፈርስ [...]
ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት ኢትዮጵያ፣ ንህወሓትን ሸኔን ከም ግብረ ሽበራውያን ጉጅለታት ክምዝገቡ ዝብል እማመ ኣቕሪቡ

ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት ኢትዮጵያ፣ ንህወሓትን ሸኔን ከም ግብረ ሽበራውያን ጉጅለታት ክምዝገቡ ዝብል እማመ ኣቕሪቡ

Radio Erena: 02 May 2021 ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት ኢትዮጵያ፣ ንህወሓትን ሸኔን ከም ግብረ ሽበራውያን ጉጅለታት ክምዝገቡ ዝብል እማመ ኣቕሪቡ። እቲ ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት ብ1 ግንቦት ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ፣ ከም ውሳነ ሓሳብ [...]
ላዕለዎት ሰበስልጣን ኣመሪካ ብጉዳይ ዶባዊ ግጭት ኢትዮጵያን ሱዳንን ንምዝርራብ ናብ ከተማ ካርቱም ዑደት ከካዪዱ’ዮም

ላዕለዎት ሰበስልጣን ኣመሪካ ብጉዳይ ዶባዊ ግጭት ኢትዮጵያን ሱዳንን ንምዝርራብ ናብ ከተማ ካርቱም ዑደት ከካዪዱ’ዮም

Radio Erena: 02 May 2021 ላዕለዎት ሰበስልጣን ኣመሪካ ብጉዳይ ዶባዊ ግጭት ኢትዮጵያን ሱዳንን ንምዝርራብ ናብ ከተማ ካርቱም ዑደት ከካዪዱ እዮም። እቶም ክሪስቶፈር ኩንስን፤ ክሪስ ቫን ሆለንን ዝርከብዎም ሰበስልጣናት ም [...]
ኣብ መንጎ ኢትዮጵያውያን ነጋድያንን ግብጻውያን ካህናት ኦርቶዶክስ ተዋህዶን ግጭት ተላዒሉ

ኣብ መንጎ ኢትዮጵያውያን ነጋድያንን ግብጻውያን ካህናት ኦርቶዶክስ ተዋህዶን ግጭት ተላዒሉ

Radio Erena: 02 May 2021 ኣብ ኢዮርሳሌም፣ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያውያን ነጋድያንን ግብጻውያን ካህናት ኦርቶዶክስ ተዋህዶን ግጭት ተላዒሉ። ‘ኣልመስር ኣልዮም’ ኣብ ናይ 30 ሚያዝያ ሕታሙ ኣብ ዘቕረቦ ዜና፣ ካብ ኢትዮጵያ [...]
1 239 240 241 242 243 383 2410 / 3830