Category: ዜና

1 226 227 228 229 230 383 2280 / 3830
ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ዓሚ ዘይተኻየደ ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ፣ ኣብዚ ሰሙን ክካየድ’ዩ

ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ዓሚ ዘይተኻየደ ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ፣ ኣብዚ ሰሙን ክካየድ’ዩ

Radio Erena: 22 June 2021 ኤርትራውያን ጎባልል ተቀዳደምቲ ብሽክለታ፣ ብባንዴራ ኤርትራ ዝወቐበት ማልያ ለቢስካ ኣብ ኣህጉራዊ ውድድራት ንምስታፍ ኣብ ዝዓለመ፣ ኣብዚ ሰሙን'ዚ ኣብ ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ክጽመዱ [...]
ሩስያ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ምስ ዝርከባ ሃገራት ዘተ ትቕጽል

ሩስያ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ምስ ዝርከባ ሃገራት ዘተ ትቕጽል

Radio Erena: 22 June 2021 ኣብ ሱዳን ክትሃንጾ ዝመደበት መደበር ሓይሊ ባሕሪ መሰናኽል ዘጋጠማ ሩስያ፣ ካልእ ኣማራጺታት ንምንዳይ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ምስ ዝርከባ ሃገራት ትዘራረብ ኣላ። ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ምስ [...]
“ኣብዛ ዓለም፣ ልዕሊ 82 ሚልዮን ህዝቢ ኣባይቱ ሓዲጉ ተሰዲዱ።”  UNHCR

“ኣብዛ ዓለም፣ ልዕሊ 82 ሚልዮን ህዝቢ ኣባይቱ ሓዲጉ ተሰዲዱ።” UNHCR

Radio Erena: 21 June 2021 ኣብ 2020፣ ብሰንኪ ኵናት፣ ምግፋዕን ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላትን፣ ቤት ንበርቱ ራሕሪሑ ናይ ዝተሰደ ህዝቢ ብዝሒ 82.4 ሚልዮን ከምዝበጽሐ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት- [...]
“ኤርትራ፣ ኣብ እዋን ለበዳ ኮረና ቫይረስ’ውን እንተኾነ፣ ክታበት ቆልዑ ብ14% ወሲኹ።” UNICEF

“ኤርትራ፣ ኣብ እዋን ለበዳ ኮረና ቫይረስ’ውን እንተኾነ፣ ክታበት ቆልዑ ብ14% ወሲኹ።” UNICEF

Radio Erena: 21 June 2021 ዓለምና ብለበዳ ኮረና ቫይረስ ብኸቢድ ኣብ ዝተጸልወትሉ ዓመተ 2020፣ ኣብ ኤርትራ፣ ክታበት ቆልዑ ከምዘይተሰንኸለ UNICEF ገሊጹ። ኣብ 2019 ልዕሊ 1.3 ሚልዮን ቆልዑ (1,3 [...]
ሱዳን፣ ዕጡቓት ተቓወምቲ ነበር ዝጽንበርዎ፣ ዝተወሃሃደ ሰራዊት ከተቕውም’ያ

ሱዳን፣ ዕጡቓት ተቓወምቲ ነበር ዝጽንበርዎ፣ ዝተወሃሃደ ሰራዊት ከተቕውም’ያ

Radio Erena: 21 June 2021 ሱዳን፣ ካብ ተወርዋሪ እዚ፣ ፖሊስ፣ ኣባላት ጸጥታን ዕጡቓት ተቓወምትን ዝጽንበርዎ ዝተወሃሃደ ሰራዊት ከተቕውም ምዃና ተገሊጹ። እቲ ብምክትል ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን፣ [...]
20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ወጻኢን ብዝርከቡ ኤርትራውያን ትዝከር

20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ወጻኢን ብዝርከቡ ኤርትራውያን ትዝከር

Radio Erena: 20 June 2021 20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ወጻኢን ብዝርከቡ ኤርትራውያን ትዝከር ኣላ። እዛ ህዝቢ ኤርትራ ምእንቲ ናጽነት ሃገሩ ዝኸፈሎም ውሉዳቱ ዝዝክረላ ዕለት፣ ሕድሮም ንምትግባር እው [...]
መ.ኢትዮጵያ፣ ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ወከልቲ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣእትዩ

መ.ኢትዮጵያ፣ ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ወከልቲ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣእትዩ

Radio Erena: 20 June 2021 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ወከልቲ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዘእተወ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እቶም ምንጭታት ካብ ቤተሰብ ግዳያትን መቕርቦምን ብዝኣከብ [...]
ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ትግራይ ንዝተፈጸመ ገበናት ዘጻርይ ኮሚሽን ምቛሙ፣ መ. ኢትዮጵያ ነጺጉዎ

ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ትግራይ ንዝተፈጸመ ገበናት ዘጻርይ ኮሚሽን ምቛሙ፣ መ. ኢትዮጵያ ነጺጉዎ

Radio Erena: 20 June 2021 ኣብ ትግራይ ንዝተፈጸመ ምግሃስ መሰላትን ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነትን ንኽጻረይ ሕብረት ኣፍሪቃ ፍሉይ ሓይሊ ምቛሙ፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዘለዎ ተቓውሞ ኣስሚዑ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ [...]
ምምሕዳር ትራምፕ ካብ ሶማል ዝሰሓቦ ሰራዊት ኣመሪካ፡ ምምሕዳር ባይደን ክመእልሶ ምዃኑ ተገሊጹ

ምምሕዳር ትራምፕ ካብ ሶማል ዝሰሓቦ ሰራዊት ኣመሪካ፡ ምምሕዳር ባይደን ክመእልሶ ምዃኑ ተገሊጹ

Radio Erena: 18 June 2021 ምምሕዳር ባይደን፡ ወትሃደራት ኣመሪካ ዳግማይ ናብ ሶማል ንምልኣኽ መደባት የጻፍፍ ከምዘሎ ኒውዮርክ ታይምስ ገሊጻ። እቲ ምምሕዳር፡ ናብ ሶማል ሰራዊት ክልእኽ ምዃኑ ዝግለጽ ዘሎ፣ መ [...]
1 226 227 228 229 230 383 2280 / 3830