Category: ዜና

1 224 225 226 227 228 383 2260 / 3830
ኤርትራ፣ ኣብዚ ሰሙን’ዚ ኣብ ኢትዮጵያ ከተማ ባህርዳር ኣብ ዝጅምር ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ሴካፋ ክትሳተፍ’ያ

ኤርትራ፣ ኣብዚ ሰሙን’ዚ ኣብ ኢትዮጵያ ከተማ ባህርዳር ኣብ ዝጅምር ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ሴካፋ ክትሳተፍ’ያ

Radio Erena: 29 June 2021 ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፣ ኣብ 3 ሓምለ፣ ኣብ ኢትዮጵያ፣ ከተማ ባህርዳር ኣብ ዝጅምር፣ መበል 41 ውድድር ዋንጫ ማሕበር ኩዕሶ እግሪ ሃገራት ምብራቕን ማእከላይን ኣፍሪቃ፡ ወይ ሴካፋ ክትሳተፍ' [...]
መንግስቲ ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ፣ ኣባላት ኣልሸባብ’ዮም ዝበሎም 21 ሰባት ረሺኑ

መንግስቲ ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ፣ ኣባላት ኣልሸባብ’ዮም ዝበሎም 21 ሰባት ረሺኑ

Radio Erena: 29 June 2021 መንግስቲ ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ፣ ኣባላት ሽበራዊ ጉጅለ ኣልሸባብ'ዮም ዝበሎም 21 ሰባት ረሺኑ። እቶም ኣብ ርእሰ-ከተማ ናይታ ምምሕዳር፣ ከባቢ ጋልካዮ ብመስርዕ ዝተረሸኑ ሰባት፣ በብ [...]
ባይቶ ጸጥታ ኣብ ጉዳይ  ትግራይ ህጹጽ ኣኼባ ከካይድ ጻውዒት ቀሪቡ

ባይቶ ጸጥታ ኣብ ጉዳይ ትግራይ ህጹጽ ኣኼባ ከካይድ ጻውዒት ቀሪቡ

Radio Erena: 29 June 2021 ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ጉዳይ ትግራይ፣ ህጹጽ ኣኼባ ከካይድ፣ ኣመሪካ፣ ብሪጣንያን ኣየርላንድን ጸዊዐን። እዘን ሃገራት ነዚ ጻውዒት ዘቕርባ ዘለዋ፣ ሓይልታት ትግራይ፣ ንከተ [...]
ሓይልታት ትግራይ፣ ንከተማ መቐለ ተቖጻጺሮም

ሓይልታት ትግራይ፣ ንከተማ መቐለ ተቖጻጺሮም

Radio Erena: 28 June 2021 ሓይልታት ትግራይ፣ ንከተማ መቐለ ከምዝተቖጻጸሩ ዝተላለያ ማዕከናት ዜና ዓለም ኣቃሊሐን። እቶም ሓይልታት፣ ንኣስታት ክልተ ሰሙን ክካየድ ኣብ ዝቐነየ ሓያል ኵናት፣ ንሓያሎ ክፋለተ ሰ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ሓድሽ መዓስከር ስደተኛታት ኤርትራ ከፊቱ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ሓድሽ መዓስከር ስደተኛታት ኤርትራ ከፊቱ

Radio Erena: 28 June 2021 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ካብ መዓስከራት ትግራይ ሽመልባን ሕጻጽን ንዝተመዛበሉ ስደተኛታት ኤርትራ መጽለሊ'ዩ ዝበሎ፣ ሓድሽ መዓስከር ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣቝሙ። ኣብ ትግራይ ብዝተፈጥረ ጸ [...]
ዝሞተ ነባሪ ዓሳ ዝገፈፉ የመናውያን፣ ኣብ ከርሱ 1.5 ሚልዮን ዶላር ዝተገመተ ሃብቲ ረኺቦም

ዝሞተ ነባሪ ዓሳ ዝገፈፉ የመናውያን፣ ኣብ ከርሱ 1.5 ሚልዮን ዶላር ዝተገመተ ሃብቲ ረኺቦም

Radio Erena: 28 June 2021 ዝሞተ ነባሪ ዓሳ ዝገፈፉ የመናውያን፣ ኣብ ከርሱ፣ 127 ኪሎ ግራም ዝምዘን ክቡር ማዕድን ረኺቦም። እቶም ኣስታት 35 ዝኾኑ የመናውያን፣ ቅድሚ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ኣቢሎም፣ ኣስታት 2 [...]
ንኤርትራ ዝገለለ ዋዕላ ተበግሶ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ጂቡቲ ተኻይዱ

ንኤርትራ ዝገለለ ዋዕላ ተበግሶ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ጂቡቲ ተኻይዱ

Radio Erena: 28 June 2021 ሚኒስተራት ፋይናንስ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ቁጠባ፣ ንግዲ፣ ወፍሪን ዲጂታላዊ ዕዳጋን ዘተኮረ ዋዕላ ኣብ ጂቡቲ ኣቃኒዖም። ኣብቲ ብቀዳም 26 ሰነ ዝተኻየደ ዋዕላ ተበግሶ ቀርኒ [...]
ግብጺ፣ ኣብ ደቡብ ሱዳን ንዝህነጽ ዲጋ መጽናዕቲ ከተዳሉ ኣብ ስምምዕ ከምዝተበጽሐ ተገሊጹ

ግብጺ፣ ኣብ ደቡብ ሱዳን ንዝህነጽ ዲጋ መጽናዕቲ ከተዳሉ ኣብ ስምምዕ ከምዝተበጽሐ ተገሊጹ

Radio Erena: 28 June 2021 ግብጺ፣ ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ንዝህነጽ ዲጋ መጽናዕቲ ከተዳሉ ኣብ ስምምዕ ከምዝተበጽሐ ማዕከናት ዜና ካብ ካይሮ ሓቢረን። እቲ ዲጋ፣ ንኣስታት ፍርቂ ሚልዮን ህዝቢ ጽሩይ ዝስተ ማይ ከባ [...]
ሰለስተ ኣባላት ሓካይም ብዘይዶብ ኣብ ትግራይ ተቐቲሎም

ሰለስተ ኣባላት ሓካይም ብዘይዶብ ኣብ ትግራይ ተቐቲሎም

Radio Erena: 27 June 2021 ኣህጉራዊ ትካል ሓካይም ብዘይዶብ፣ ኣብ ትግራይ ዝተቐትሉ ሰለስተ ኣባላቱ፣ ‘ኣዝዩ ዘሰምብድ’ ብምባል ዝተሰመዖ ጓሂ ገሊጹ። እቲ ትካል ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ስጳኛዊት ማሪያ ሀርናንደዝ፣ ኢ [...]
መንግስቲ ሱዳን ተወሳኺ ሓድሽ ምትዕርራይ ባጀት ኣካዪዱ

መንግስቲ ሱዳን ተወሳኺ ሓድሽ ምትዕርራይ ባጀት ኣካዪዱ

Radio Erena: 27 June 2021 መንግስቲ ሱዳን ተወሳኺ ሓድሽ ምትዕርራይ ባጀት ኣካዪዱ። ብመሰረት’ዚ ሓድሽ ተኣታትዩ ዘሎ ምትዕርራይ፣ ኣብ መንግስቲ ዝግበር ዝነበረ ወጻኢታት ጎዲሉ፣ ናብ ማሕበራዊ ዕዳጋታት ዝያዳ ከተኩር [...]
1 224 225 226 227 228 383 2260 / 3830