Category: ዜና

1 222 223 224 225 226 383 2240 / 3830
ኢትዮጵያ፣ ውሽጣዊ ይኹን ግዳማዊ ዶባታ (ክልላታ) ካብ ቅዋም ወጻኢ ብሓይሊ ከይትቕይር ኣመሪካ ጸዊዓ

ኢትዮጵያ፣ ውሽጣዊ ይኹን ግዳማዊ ዶባታ (ክልላታ) ካብ ቅዋም ወጻኢ ብሓይሊ ከይትቕይር ኣመሪካ ጸዊዓ

Radio Erena: 06 July 2021 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኩሎም ወገናት ተጻብኦታት ከወግዱን፣ ቀዋሚ ምቁራጽ ተዅሲ ንምትግባር ኣብ ስምምዕ ክበጽሑን ኣመሪካ ጸዊዓ። እታ ሃገር ነዚ ጻውዒት ዘቕረበት፣ ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመ [...]
ኢትዮጵያ፣ ዲጋ ተሃድሶ ንካልኣይ እዋን ምምላእ ምጅማራ፣ ሕጋዊ ኣይኮነን ክትብል ግብጺ ተቓዊማ

ኢትዮጵያ፣ ዲጋ ተሃድሶ ንካልኣይ እዋን ምምላእ ምጅማራ፣ ሕጋዊ ኣይኮነን ክትብል ግብጺ ተቓዊማ

Radio Erena: 06 July 2021 ኢትዮጵያ፣ ዲጋ ተሃድሶ ንኻልኣይ እዋን ምምላእ ከምዝጀመረት ዝሕበር ደብዳቤ ናብ ግብጺ ከምዝልኣኸት ተፈሊጡ። እቲ መልእኽቲ ናብ ግብጺ ከምዝበጽሐ ዘፍለጠ፣ ሚኒስተር ሃብቲ ማይን ሕር [...]
ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ተዋፊራ ዝቐነየት መርከብ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ልዕሊ 570 ስደተኛታት ኣድሒና

ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ተዋፊራ ዝቐነየት መርከብ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ልዕሊ 570 ስደተኛታት ኣድሒና

Radio Erena:06 July 2021 ኣብ ማእከላይ ባሕሪ፣ ተዋፊራ ዝቐነየት ብ 'ውቅያኖስ ቫይኪንግ' እትፍለጥ መርከብ፣ ናብ ኤውሮጳ ንምስጋር ዝሓለኑ 572 ስደተኛታት ካብ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ከምዘድሓነት፣ ወናኒ እታ መርከብ [...]
“ኣብ ኤርትራ ዝነበሩ ወትሃደራት ሶማል፣ ኣብ ኵናት ትግራይ ከምዝተሳተፉ ኣረጋጊጽና ኢና።” ተሓጋጋዚ ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ፣ ሮበርት ጎደክ

“ኣብ ኤርትራ ዝነበሩ ወትሃደራት ሶማል፣ ኣብ ኵናት ትግራይ ከምዝተሳተፉ ኣረጋጊጽና ኢና።” ተሓጋጋዚ ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ፣ ሮበርት ጎደክ

Radio Erena: 06 July 2021 ኣብ ኤርትራ ኣብ ታዕሊም ዝነበሩ ሶማላውያን ኣብ ትግራይ ኣብ ዝተኻየደ ኵናት ከምዝተሳተፉ ኣመሪካ ከተረጋግጽ ከምዝኽኣለት፣ ተሓጋጋዚ ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ፣ ሮበርት ጎ [...]
ኢትዮጵያ፣ ከተማ ባህርዳር፣ ኣብ 3 ሓምለ ክጅምር ዝነበሮ ግጥማት ሴካፋ፣ ኣብ ውዱእ ሰዓት ብክልተ ሰሙን ተናዊሑ

ኢትዮጵያ፣ ከተማ ባህርዳር፣ ኣብ 3 ሓምለ ክጅምር ዝነበሮ ግጥማት ሴካፋ፣ ኣብ ውዱእ ሰዓት ብክልተ ሰሙን ተናዊሑ

Radio Erena: 06 July 2021 ቀዳም 3 ሓምለ ኣብ ከተማ ባህርዳር ኢትዮጵያ ክኽፈት መደብ ተታሒዝሉ ዝነበረ፡ መበል 41 ውድድር ዋንጫ ማሕበር ኩዕሶ እግሪ ሃገራት ምብራቕን ማእከላይን ኣፍሪቃ፡ ወይ ሴካፋ፡ ናብ 17 [...]
ግብጺ ሓድሽ መደብር ሓይሊ ባሕሪ ሃኒጻ

ግብጺ ሓድሽ መደብር ሓይሊ ባሕሪ ሃኒጻ

Radio Erena: 06 July 2021 ግብጺ፣ ዝሃነጸቶ ሓድሽ መደበር ሓይሊ ባሕሪ ስርሑ ጀሚሩ። እቲ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዝተሃንጸ፣ ናብ ሊብያ ዝቐረበ መደብር ሓይሊ ባሕሪ፣ ፕረዚደንት ግብጺ፣ ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ ብ3 [...]
The Aftermath of the War and the Impossible Future

The Aftermath of the War and the Impossible Future

Radio Erena: 05 July 2021 Wars are the wombs of our impossible tomorrows. The recent war in Tigray was not an exception as it paved the grounds [...]
ሃዲሞም ናብ ኤርትራ ዝኣተዉ 10ታት ነበርቲ ዓዲግራት፣ ናብ ኣዲስ ኣበባ ተፋንዮም

ሃዲሞም ናብ ኤርትራ ዝኣተዉ 10ታት ነበርቲ ዓዲግራት፣ ናብ ኣዲስ ኣበባ ተፋንዮም

Radio Erena: 05 June 2021 ሓይልታት ትግራይ፣ ኣብ ትሕቲ ሰራዊት ኤርትራን ኢትይጵያን ንዝነበረ ከባቢታት ኣብ ዝተቖጻጸርሉ እዋን፣ ናብ ኤርትራ ዝሃደሙ 10ታት ነበርቲ ዓዲ ግራት፣ ካብ ኣስመራ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከም [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ልዕሊ 14 ጋዜጠኛታትን ማሕበረ ሰብ ሜድያን ኣሲሩ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ልዕሊ 14 ጋዜጠኛታትን ማሕበረ ሰብ ሜድያን ኣሲሩ

Radio Erena: 05 June 2021 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ልዕሊ 14 ጋዜጠኛታትን ማሕበረ ሰብ ሜድያን ከምዝኣሰረ ኣብ ኒዮርክ ዝመደበሩ ኮሚተ ምጥባቕ ጋዜጠኛታት ገሊጹ። እቲ ንናጽነት ፕረስ ዝጣበቕ ኣህጉራዊ ትካል፣ ኣብ [...]
ዜጋታት ኤርትራ ዝርከብዎም 127 ስደተኛታት ዝጸዓነት ጃልባ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ጥሒላ

ዜጋታት ኤርትራ ዝርከብዎም 127 ስደተኛታት ዝጸዓነት ጃልባ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ጥሒላ

Radio Erena: 05 June 2021 ናብ ኤውሮጳ ንምእታው ዝሓለኑ 127 ስደተኛታት ዝጸዓነት ጃልባ፣ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ፣ ክሊ ማይ ቱኒዝያ ከምዝጠሓለት ሰበ ስልጣን እታ ሃገር ኣፍሊጦም። እታ ጃልባ፣ ገማግም ደቡባዊ [...]
1 222 223 224 225 226 383 2240 / 3830