Category: ዜና
‘ንህወሓት ብኵናት ምስዓር ዝከኣል ኣይመስለንን።’ ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት
Radio Erena: 22 September 2021
ኣብ ትግራይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ ንህወሓት ብኵናት ምስዓር ዝከኣል ኣይመስለንን'ዩ ክብል ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተረሽ ገሊጹ።
እቲ ዋና ጸሓፊ፣ ብኣጋጣሚ' [...]
“ኣብ ማይዓኒን ዓዲ ሓሩሽን ዝነብሩ ልዕሊ 25 ሽሕ ኤርትራውያን፣ ብዘይ ናይ መግብን ማይን ረዲኤት፣ ልዕሊ ክልተ ኣዋርሕን ሰለስተ ሰሙንን ጌሮም።”
Radio Erena: 21 September 2021
ኣብ መዓስከራት ትግራይ፣ ኣብ ልዕሊ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝወርድ ዘሎ ግፍዕን በደልን ደው ክብል ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ።
እቲ ብሰኑይ 2 [...]
ሱዳን፣ ፈተነ ዕልዋ ተኻይዱ ክብል መሰጋገሪ መንግስቲ ገሊጹ
Radio Erena: 21 September 2021
ኣብ ሱዳን፣ ፈተነ ዕልዋ መንግስቲ ከምዝተኻየደ ቴሌቪዥን እታ ሃገር ሓቢራ።
እቲ ብሰሉስ 21 መስከረም ተኻይዱ ዝተባህለ ፈተነ ዕልዋ፣ ብደገፍቲ ስርዓት በሺር ዝተወሃሃደ ምዃ [...]
ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፣ ኣብ መበል 88 ውድድር ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ዓለም ትሳተፍ ኣላ
Radio Erena: 21 September 2021
ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፣ ኣብቲ ካብ ሰንበት 19 መስከረም ክሳብ ሰንበት 26 መስከረም፣ ኣብ ቤልጁም ዝካየድ ዘሎ መበል 88 ውድድር ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ዓለም ትሳተፍ ኣላ [...]
“ኣብ ማይዓኒን ዓዲ ሓሩሽን ዝነብሩ ልዕሊ 25 ሽሕ ኤርትራውያን፣ ብዘይ ናይ መግብን ማይን ረዲኤት፣ ልዕሊ ክልተ ኣዋርሕን ሰለስተ ሰሙንን ጌሮም።”
Radio Erena: 21 September 2021
ኣብ መዓስከራት ትግራይ፣ ኣብ ልዕሊ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝወርድ ዘሎ ግፍዕን በደልን ደው ክብል ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ።
እቲ ብሰኑይ 20 መስ [...]
ኣብ ፈረንሳ፣ ክሕከም ዝቐነየ ፕረዚደንት ጂቡቲ ናብ ሃገሩ ተመሊሱ
Radio Erena: 21 September 2021
ኣብ ፈረንሳ፣ ከተማ ፓሪስ ኣብ ዝርከብ ሆስፒታል፣ ኣብ ሕክምና ዝቐነየ ፕረዚደንት ጂቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ፣ ብ19 መስከረም ናብ ሃገሩ ተመሊሱ።
እቲ ፕረዚደንት፣ ናብ ሃገ [...]
መንግስቲ ኤርትራ፣ ናይ ፖለቲካ እሱራት ክፈትሕ ኣመሪካ ተማሕጺና
Radio Erena: 20 September 2021
መንግስቲ ኤርትራ፣ ንኩሎም ናይ ፖለቲካ እሱራት ክፈትሕ ቤት ጽሕፈት ተሓጋጋዚ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ኣብ ኣፍሪቃ ተማሕጺኑ።
እቲ ቤት ጽሕፈት፣ ብምኽንያት ዝኽሪ ፍጻሜ ጸሊም [...]
ጂቡቲ ንላዕለዋይ ሓላፊ ስለያ ሶማል ኣሲራ ክብል ፕረዚደንት ሶማል ወቒሱ
Radio Erena: 20 September 2021
መንግስቲ ጂቡቲ፣ ንላዕለዋይ ሓላፊ ስለያ ሶማል ኣሲሩ ኣሎ ክብል ፕረዚደንት ሶማል፣ መሓመድ ፋርማጆ ወቒሱ።
ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ሶማል፣ ብ17 መስከረም ኣብ ዝዘርግሖ መግ [...]
ሑቱ፣ ብስለያን ቅትለት ላዕለዎት ሓለፍቲ ‘ቲ ውድብን ንዝኸሰሶም ትሽዓተ ሰባት ብሞት ቀጺዑ
Radio Erena: 20 September 2021
ሓይልታት ሑቲ ናይ የመን፣ ኣብ ቅትለት ሓደ ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ 'ቲ ውድብ ንምትሕብባር ኣብ ስለያ ተዋፊሮም ንዝበልዎም ትሽዓተ ሰባት ብሞት ቀጺዖም።
እቶም ብቀዳም 18 መ [...]
18 መስከረም 2001 ኣብ መላእ ዓለም ብዝርከቡ ኤርትራውያንን ፈተውቲ ኤርትራን ትዝከር
Radio Erena: 19 September 2021
18 መስከረም ምእሳር ጋዜጠኛታትን ላዕለዎት ሓለፍቲ መንግስትን፣ ብኤትራውያን፣ ፈተውቲ ኤርትራን ዝተፈላለዩ ኣህጉራውያን በርጌሳውያን ማሕበራትን ተዘኪራ።
እዞም ዝኾነ ፍርዲ ይኹን ናብ [...]