Category: ዜና

1 202 203 204 205 206 384 2040 / 3831
ሱዳን፣ ሰራዊት ኢትዮጵያ ንዝፈተኖ መጥቃዕቲ ከምዘምከነት ገሊጻ

ሱዳን፣ ሰራዊት ኢትዮጵያ ንዝፈተኖ መጥቃዕቲ ከምዘምከነት ገሊጻ

Radio Erena: 26 September 2021 ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ንሱዳንን ኢትዮጵያን ኣብ ዘዳውን ከባቢታት ዝፈተኖ መጥቃዕቲ፣ ብሰራዊት ሱዳን ከምዝመኸነ መንግስቲ ሱዳን ኣፍሊጡ። ሰራዊት ሱዳን ሎሚ ሰንበት 26 መስከረም [...]
ብውሑዱ 190 ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ካብ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ድሒኖም

ብውሑዱ 190 ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ካብ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ድሒኖም

Radio Erena: 26 September 2021 ኣብዚ ዝሓለፈ መዓልታት፣ ብውሑዱ 190 ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ካብ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ከምዝደሓኑ፣ ተጣበቕቲ መሰል ስደተኛታት ገሊጾም። ሓያሎ ህጻናትን ጥዕናዊ ጸገም ዘጋጠመን [...]
ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ግዚያዊ መንግስቲ ኣቚሙ ዘሎ ልፍንቲ፣ ምትፍናን ተፈጢሩ

ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ግዚያዊ መንግስቲ ኣቚሙ ዘሎ ልፍንቲ፣ ምትፍናን ተፈጢሩ

Radio Erena: 26 September 2021 ኣብ ሱዳን ብሰንኪ’ቲ ኣብ ዝሓለፈ መዓልታት ዝተኻየደ ፈተነ ዕልዋ፣ ኣብ መንጎ ግዚያዊ መንግስቲ ኣቚሙ ዘሎ ልፍንቲ ሲቪላዊን፣ ወተሃደራዊን ሓይልታት ምትፍናን ተፈጢሩ። ኣቦ ወንበር’ቲ [...]
ኬንያን ኢትዮጵያን፣ ዶባተን ንንግዲ ክፉት ክኸውን ኣብ ስምምዕ በጺሐን

ኬንያን ኢትዮጵያን፣ ዶባተን ንንግዲ ክፉት ክኸውን ኣብ ስምምዕ በጺሐን

Radio Erena: 26 September 2021 ኬንያን ኢትዮጵያን፣ ዶባተን ንንግዲ ክፉት ክኸውን ኣብ ስምምዕ በጺሐን። እቲ ብኢጋድ ከምዝተማእከለ ዝተገልጸ ስምምዕ፣ ኣብ መንጎ’ዘን ክልተ ሃገራት ብፍላይ ከኣ ኣብ ውጽኢት ሕርሻን [...]
ቢንያም ግርማይ፡ ኣብ ናይ ትሕቲ 23 ዓመት ውድድር ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ዓለም፡ 2ይ ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊቱ

ቢንያም ግርማይ፡ ኣብ ናይ ትሕቲ 23 ዓመት ውድድር ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ዓለም፡ 2ይ ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊቱ

Radio Erena: 24 September 2021 ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ቢንያም ግርማይ፡ ብዓርቢ 24 መስከረም ኣብ ፍላንደርስ በልጅዩም ኣብ ዝተሰላሰለ፡ 161 ኪሎ ሜትር ዝርሕቐቱ፡ ናይ ትሕቲ 23 ዓመት ውድድር ሻምፕዮን ቅድድም [...]
ሶማል፣ ድሕሪ 30 ዓመታት ንመጀመርያ እዋን ምርኢት ፊልም ኣብ ሲነማ ተኻይዱ

ሶማል፣ ድሕሪ 30 ዓመታት ንመጀመርያ እዋን ምርኢት ፊልም ኣብ ሲነማ ተኻይዱ

Radio Erena: 24 September 2021 ኣብ ሶማል፣ ከተማ ሞቛድሾ፣ ድሕሪ 30 ዓመታት ንመጀመርያ እዋን፣ ምርኢት ፊልም ኣብ ሲነማ ተኻይዱ። እቲ ብረቡዕ 22 መስከረም፣ ቅድሚ 30 ዓመታት ኣብ ዝዓነወ 'ሃገራዊ ት [...]
ሱዳን፣ ትካላት ናይቲ ንናጽነት ፍልስጤማ ዝቓለ ሓማስ ኣደስኪላ

ሱዳን፣ ትካላት ናይቲ ንናጽነት ፍልስጤማ ዝቓለ ሓማስ ኣደስኪላ

Radio Erena: 24 September 2021 መንግስቲ ሱዳን፣ ንናጽነት ፍልስጤም ከምዝቓለ ብዝገልጽ ምንቅስቓስ ሓማስ ንዝውነን ዝተፈላለየ ትካላት ከምዘደስከለ ተገሊጹ። ሮይተርስ ኣብታ ሃገር ንዘለው ምንጭታቱ ብምጥቃስ [...]
ኣብ ኵናት ትግራይ፣ ስምምዕ ምቑራጽ ቶዅሲ ክትግበር እንተዘይክኢሉ፣ ኣመሪካ ተወሳኺ እገዳ ከተንብር ምዃና ኣጠንቂቓ

ኣብ ኵናት ትግራይ፣ ስምምዕ ምቑራጽ ቶዅሲ ክትግበር እንተዘይክኢሉ፣ ኣመሪካ ተወሳኺ እገዳ ከተንብር ምዃና ኣጠንቂቓ

Radio Erena: 23 September 2021 ኣብ ትግራይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ዝተዋፈሩ ኣካላት፣ ስምምዕ ምቁራጽ ቶዅሲ ከተግብሩን ሰብኣዊ ረዲኤት ድማ ብዘይመሰናኽል ክኣቱ እንተዘይፈቒዶምን፣ ኣመሪካ ተወሳኺ እገዳ ከተንብ [...]
ምብራቕ ሱዳን፣ መሰጋገሪ መንግስቲ ስምምዕ ሰላም ንምትግባር ደንግዩ ብዝብል ኣድማ ተኻይዱ

ምብራቕ ሱዳን፣ መሰጋገሪ መንግስቲ ስምምዕ ሰላም ንምትግባር ደንግዩ ብዝብል ኣድማ ተኻይዱ

Radio Erena: 23 September 2021 ኣብ ምብራቕ ሱዳን ዝርከብ ምንቅስቓስ ህዝቢ ቤጃ፣ መሰጋጋገሪ መንግስቲ ሱዳን፣ ኣብ ጁባ ንዝተኸተመ ስምምዕ ሰላም ኣብ ምትግባር ምድንጓያት ኣርእዩ ብዝብል፣ ኣብቲ ዞባ ንዝርከብ ንጥፈታ [...]
ጣሊባን፣ ኣብ ኒውዮርክ ኣብ ዝጋባእ ዘሎ ስሩዕ ዋዕላ ሕቡራት ሃገራት ክሳተፍ ሓቲቱ

ጣሊባን፣ ኣብ ኒውዮርክ ኣብ ዝጋባእ ዘሎ ስሩዕ ዋዕላ ሕቡራት ሃገራት ክሳተፍ ሓቲቱ

Radio Erena: 23 September 2021 ብኣመሪካ ንዝድገፍ ዝነበረ መንግስቲ ኣፍጋኒስታን ብኵናት ስዒሩ ስልጣን ዝሓዘ ጣሊባን፣ ብ21 መስከረም ኣብ ዝተኸፍተ መበል 76 ስሩዕ ዋዕላ ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕቡራት ሃገራት ክሳተፍ ሓቲቱ [...]
1 202 203 204 205 206 384 2040 / 3831