Category: ዜና
ደ.ሱዳን፣ መሰጋገሪ መንግስቲ ዕድመ ስልጣኑ ክናዋሕ ሕቶ ቀሪቡ
Radio Erena: 31 July 2022
መሰጋገሪ መንግስቲ ደቡብ ሱዳን፣ ብሽዱሽተ ኣዋርሕ ክናዋሕ ዝጠልብ ኣብ መንጎ ፕረዚደንታት ሳልቫ ኪርን፣ ዮወሪ ሙሰቨኒን ዘተ ተኻዪዱ።
ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ብዕለት 29 ሓምለ ናብ ዩጋንዳ ወግ [...]
ተኸታታሊ መጥቃዕታት ኣልሸባብ ሚኒስተር ፍትሒ ነበር ዝርከቦም ሓያሎ ሰባት ቀቲሉ
Radio Erena: 31 July 2022
ኣብ ዞባ ምዕራብ ናይ ሶማል ሚኒስተር ፍትሒ ዝነበረ፣ ኣልሸባብ ብዘጻወዶ ነታጒ ከምዝተቐትሉ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ።
እቲ ሓሰን ኢብራሂም ዝተባህለ ሚኒስተር ፍትሒ፣ ካብ ሞቓድሾ ኣ [...]
ናይ ሎሚ ቀዳም 30 ሓምለ 2022 ፈነወና፦
Radio Erena: 30 July 2022
Radio Erena · ቀዳም 30 ሓምለ 2022
[...]
ኬንያ፣ 9 ነሓሰ ዝካየድ ምርጫ ግጭት ከየጎሃህር ተሰጊኡ
Radio Erena: 29 July 2022
ኣብ ኬንያ፣ ኣብ 9 ነሓሰ ክካየድ ተመዲቡ ዘሎ ሃገራዊ ምርጫ ናዕቢን ዕግርግር ከየለዓዕል ተሰጊኡ ከምዘሎ ኣብ ናይሮቢ ዝመደበረን ዝተፈላለያ ኣህጉራውያን ትካላት የጠንቅቓ።
ንኬንያ [...]
ኣመሪካ፣ ንትግራይ ዝተሸመተቶ 2 ሚልዮን ሊትሮ ነዳዲ፣ ካብ ወደብ ጂቡቲ ናብ ኢትዮጵያ ክኣቱ ምጅማሩ ተገሊጹ
Radio Erena: 29 July 2022
መንግስታዊ ትካል ረዲኤት ኣመሪካ USAID ናብ ትግራይ ክኣቱ ዝሸመቶ ነዳዲ፣ ካብ ወደብ ጂቡት ናብ ኢትዮጵያ ክግዕዝ ከምዝጀመረ ኤምባሲ ኣመሪካ ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢሩ።
እቲ ትካል [...]
ኣርባዕተ ኣትለታትን ሓደ ኣሰልጣንን ሃገራዊት ጋንታ ኣትለቲክስ ኤርትራ ኣብ ኣመሪካ ምስዋሮም ፖሊስ እታ ሃገር ሓቢሩ
Radio Erena: 28 July 2022
ኣብ ኣመሪካ፣ ክፍለ ግዝኣት ኦሪገን፣ ካብ 15 ክሳብ 24 ሓምለ ኣብ ዝተኻየደ መበል 18 ውድድር ሻምፕዮን ኣትሌቲክስ ዓለም ካብ ዝተሳተፉ ኣባላታ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ እቶም ሓሙሽተ [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ደረጃ ሰላም፣ ካብ 163 ሃገራት ኣብ መበል 132 ተሰሪዓ
Radio Erena: 27 July 2022
ኢንስቲትዩት ንቁጠባን ሰላምን ዝተባህለ ኣህጉራዊ ትካል፣ ዓመታዊ ኣብ ዘዳልዎ ደረጃታት ሰላም ሃገራት ዓለም (Global Peace Index)፣ ካብ 49 ሃገራት ኣፍሪቃ ንኤርትራ ኣብ መበ [...]
ኣል ሸባብ፣ ኣብ ዶብ ኢትዮጵያ ንኻልኣይ ግዜ ኣጥቂዑ
Radio Erena: 27 July 2022
ኣልሸባብ፣ ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣትሒዙ፣ ምስ ሶማል ኣብ ዘዳውባ ቁሸታት ኢትዮጵያ ንኻልኣይ ግዜኡ መጥቃዕቲ ምክያዱ ተገሊጹ።
መንግስቲ ክልል ሶማል ናይ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ [...]
ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ንዝተፈጸመ ገበናት ሰብኣዊ መሰላት እትምርምር ጉጅለ ፈላሚ ዑደታ ናብታ ሃገር ጀሚራ
Radio Erena: 26 July 2022
ክኢላታት ናይታ፣ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ኣብ ዝተወልዐ ዅናት፣ ንዝተፈጸመ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት እተጽንዕ ኮሚሽን ሕቡራት ሃገራት ፈላሚ ዑደታ ንምክያድ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትያ።
እቶም [...]
ርዋንዳ፣ ካብ ብሪጣንያ ንዝሰጋገሩ ሓተቲ ዑቕባ ንምቕባል፣ ዝተኸፍለቶ 120 ሚልዮን ፓውንድ ክትመልስ ከምዘይትኽእል ኣንፊታ
Radio Erena: 26 July 2022
መንግስቲ ርዋንዳ፣ ካብ ብሪጣንያ ንዝሰጋገሩ ሓተቲ ዑቕባን ስደተኛታትን ንምቕባል፣ ኣቐዲሙ ዝተኸፍሎ ኣስታት 120 ሚልዮን ፓውንድ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ፕሮጀክታት የውዕሎ ምህላዉ ሓቢሩ።
ኣፈኛ [...]