Category: ዜና

1 110 111 112 113 114 383 1120 / 3830
ሶማል፣ ኣስታት 3 ሽሕ ተዓለምቲ ናብ ኤርትራን ኡጋንዳን ሰዲዳ

ሶማል፣ ኣስታት 3 ሽሕ ተዓለምቲ ናብ ኤርትራን ኡጋንዳን ሰዲዳ

Radio Erena: 02 February 2023 ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል፣ ኣስታት 3 ሽሕ ተዓለምቲ ናብ ኤርትራን ኡጋንዳን ከምዝሰደደት ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣብ ጉዳያት ሃገራዊ ድሕነት፣ ሑሰን ሸኽ ዓሊ ገሊጹ። ንሱ፣ ምስ ድ [...]
ቢንያም ግርማይ፣ ኣብ Volta a la Comunitat Valenciana ቀዳማይ ተዓዊቱ

ቢንያም ግርማይ፣ ኣብ Volta a la Comunitat Valenciana ቀዳማይ ተዓዊቱ

Radio Erena: 01 February 2023 ተቐዳዳማይ በልጅዩማዊት ዎርልድ ቱር ቲም Intermarché - Circus – Wanty፡ ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ፡ ሎሚ ሮቡዕ ባሕቲ ለካቲት፡ 189.4 ኪሎ ሜትር ብዝርሕቐቱ ውድድ [...]
ሶማል፣ ንኤርትራ ዝገለለ ዋዕላ ጎረባብቲ ሃገራት ኣብ ሞቛድሾ ይካየድ

ሶማል፣ ንኤርትራ ዝገለለ ዋዕላ ጎረባብቲ ሃገራት ኣብ ሞቛድሾ ይካየድ

Radio Erena: 01 February 2023 ኣብ ሶማል፣ ኣንጻር ኣልሸባብ ዝጀመረ መጥቃዕታት ብዝልዕለ ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፣ መራሕቲ ጎረባብቲ ሃገራት ኣብቲ ጉዳይ ንምምይያጥ ናብ ሞቛድሾ ኣትዮም። ብዕድመ ፕረዚደንት [...]
ካሜሩን፣ ወዲ ፕረዚደንት፡ 41 ዓመታት ንዝመርሐ ኣቡኡ ብምትካእ ናብ ስልጣን ከይመጽእ ተቓወምቲ ኣጠንቂቖም

ካሜሩን፣ ወዲ ፕረዚደንት፡ 41 ዓመታት ንዝመርሐ ኣቡኡ ብምትካእ ናብ ስልጣን ከይመጽእ ተቓወምቲ ኣጠንቂቖም

Radio Erena: 31 January 2023 ወዲ 89 ዓመት ኮይኑ ንዘሎ ፕረዚደንት ካሜሩን ፖል ቢያ ብምትካእ፣ ወዱ ናብ ስልጣን ከይመጽእ፣ ተቓወምቲ ወገናት እታ ሃገር ኣጠንቂቖም። ወዲ 51 ዓመት ፍራንክ ቢያ፣ ነቲ ንካ [...]
ሰለስተ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ኣመሪካ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪቃ ዑደት የካይዱ

ሰለስተ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ኣመሪካ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪቃ ዑደት የካይዱ

Radio Erena: 31 January 2023 ንዑደት ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ቻይናን ሩስያን ናብ ሓያሎ ሃገራት ኣፍሪቃ ስዒቡ፣ ሰለስተ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ኣመሪካ ናብዛ ኣህጉር ዑደት የካይድ ኣለዉ። ኣሰር ሚኒስተር ጉ [...]
መንግስቲ ኤርትራ፣ 44 ኣመንቲ ጴንጤቆስጣል ክርስትና ኣሲሩ

መንግስቲ ኤርትራ፣ 44 ኣመንቲ ጴንጤቆስጣል ክርስትና ኣሲሩ

Radio Erena: 31 January 2023 መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣስታት 44 ኣመንቲ ጴንጤቆስጣል ክርስትና ከምዝኣሰረ፣ ረሊዝ ኢንተርናሽናል ሓቢሩ። እቲ ኣብ ብሪጣንያ ዝመደበሩ ኣህጉራዊ ተጣበቒ መሰል እምነት ክርስትና፣ ብ [...]
‘ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ጠቕሊሉ ኣይወጸን።’ ኣመሪካ

‘ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ጠቕሊሉ ኣይወጸን።’ ኣመሪካ

Radio Erena: 30 January 2023 ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ጠቕሊሉ ከምዘይወጸ፣ ላዕለወይቲ በዓልቲ ስልጣን ኣመሪካ ወቒሳ። ኣምባሳደር ኣመሪካ ኣብ ሕቡራት ሃገራት፣ ሊንዳ ቶማስ ግሪንፊልድ፣ ነዚ ወቐሳ ዘቕረበ [...]
ወለዲ ናይቶም ኣብ ኤርትራ ዝተዓለሙ ሶማላውያን፣ ምስ ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ  ርክብ ኣካዪዶም

ወለዲ ናይቶም ኣብ ኤርትራ ዝተዓለሙ ሶማላውያን፣ ምስ ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ ርክብ ኣካዪዶም

Radio Erena: 29 January 2023 ወለዲ ናይቶም ኣብ ኤርትራ ወተሃደራዊ ስልጠና ዝወሰዱ ሶማላውያን፣ ምስ ፕረዚደንት እታ ሃገር ርክብ ኣካዪዶም። ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ ንወከልቲ’ቶም ወለዲ ኣብ ዘዛራረበሉ፣ እቶም [...]
ህዝባዊ መጎዓዝያ ምድሪ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ከተማታት ትግራይ ክጅምር’ዩ

ህዝባዊ መጎዓዝያ ምድሪ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ከተማታት ትግራይ ክጅምር’ዩ

Radio Erena: 29 January 2023 ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ህዝባዊ መጎዓዝያ ምድሪ ናብ ከተማታት ትግራይ ክጅምር ምዃኑ ኣፍሊጡ። ሚኒስትሪ መጎዓዝያ’ታ ሃገር ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ መጎዓዝያ ምድሪ ንክጅመር ዘድልዩ ቅ [...]
ሱዳንን ጫድን ንዶባዊ ጸጥታአን ብዝምልከት ይዝትያ

ሱዳንን ጫድን ንዶባዊ ጸጥታአን ብዝምልከት ይዝትያ

Radio Erena: 29 January 2023 ወተሃደራዊ መራሒ ሱዳን ዓብደል ፋታሕ ኣል-ቡርሃንን ምኽትሉ ጀነራል ሓምዳን ዳግሎን በብውልቆም ምስ መራሒ ጫድ ርክብ ከካዪዱ ምዃኖም ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። ኣብቲ ንጸጥታ [...]
1 110 111 112 113 114 383 1120 / 3830