Category: ዜና ወጻኢ
ኣብ ትግራይ፣ ኩሎም ሓይልታት ገበናት ኵናት ፈጺሞም ክብል ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ
Radio Erena: 04 November 2021
ኣብ ትግራይ ኵናት ዝተሳተፉ ኩሎም ሓይልታት፣ ገበናት ኵናት ፈጺሞም ዝብል እምነት ከምዘለዎ፣ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት፣ ብኮሚሽነር ሚቸል ባቸለት ተመሪሑ ብ3 ሕዳር ኣብ ዘቕረ [...]
አመሪካ፣ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ተወሳኺ ናይ ቁጠባ እገዳ ኣንቢራ
Radio Erena: 04 November 2021
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣመሪካ ምስ ኵናት ትግራይ ብዝተሓሓዝ ንዘቕረበቶ ቅድመ ኩነታት ክቕበል ፍቓደኛ ብዘይምዃኑ፣ ምምሕዳር ባይደን ኣብ ልዕሊ እታ ሃገር ተወሳኺ ናይ ቁጠባ እገዳ ኣንቢሩ። [...]
ሱዳን፣ ዝተበተነ ናይ ሲቪል መሰጋገሪ መንግስቲ ንምምላስ ዝካየድ ዘሎ ዘተ ክዕወት ዝልዓለ ተኽእሎ ከምዘሎ ተገሊጹ
Radio Erena: 04 November 2021
ኣብ ሱዳን፣ ንሲቪላዊ መሰጋገሪ መንግስቲ ብምብታን፣ ወትሃደራዊ ዕልዋ ዘካየደ ጀነራል ኣልቡርሃን ዝመርሖ ጉጅለን ካብ ስልጣኑ ዝተኣልየ ቀዳማይ ሚኒስተር ዓብደላ ሓምዶክን፣ መሰጋገሪ [...]
ኣዲስ ኣበባ፣ ተዛረብቲ ትግርኛ ብኣልማማ ይእሰሩ፣ መዓርፎ ነፈርቲ ቦሌ ካብታ ሃገር ክወጹ ብዝድለዩ ወጻእተኛታት ኣዕለቕሊቑ
Radio Erena: 02 November 2021
ሓይልታት ትግራይ፣ መጥቃዕታቶም ብምሕያል ናብ ዝተፈላለየ መኣዝን ኣብ ዝግስግስሉ ዘለዉ እዋን፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ተወላዶ ትግራይ ይኹኑ ኤርትራውያን ተዛረብቲ ትግርኛ ብኣልማ [...]
ፖርት ሱዳን፣ ንሽዱሽተ ሰሙን ዝቐጸለ ወደብን ኣውራ መንገድታትን ናይ ምዕጻው ኣድማ ደው ኢሉ
Radio Erena: 02 November 2021
ኣብ ፖርት ሱዳን፣ ንወርሕን ክልተ ቅነን ዝቐጸለ፣ ወደብን ኣውራ መንገድታትን ናይ ምዕጻው ኣድማ ደው ከምዝብል ዋና ጸሓፊ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ቤጃ ናዚሪስ፣ ዓብደላ ኣቡሻር ኣፍሊጡ [...]
ሚኒስተር ዜና ሊባኖስ፣ ንምትእትታው ስዑዲ ዓረብ ኣብ የመን ብምንቃፉ፣ ኣርባዕተ ሃገራት ወሽመጥ ምስ ሊባኖስ ዝነበረን ዝምድና ኣዛሕቲለን
Radio Erena: 02 November 2021
ስዑዲ ዓረብ፣ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኩዌትን ባሕሬይንን ኣብ ሊባኖስ ዝነበሩ ኣምባሳደራተን ብምስሓብ ዝጸንሐን ዲፕሎማስያዊ ከምዘዛሕተላ ገሊጸን።
እዘን ሃገራት ናብዚ ስጉምቲ [...]
ርዋንዳ፣ ኣብ ሊብያ ዝርከቡ ስደተኛታት ብግዝያውነት ንምቕባል ምስ ሕብረት ኣፍሪቃን UNHCRን ተወሳኺ ስምምዕ ከቲማ
Radio Erena: 02 November 2021
ኣብ ሊብያ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዘለዉ፣ ኣማኢት ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን፣ ብግዝያውነት ናብ ርዋንዳ ንምግዓዞም ተወሳኺ ስምምዕ ተኸቲሙ።
እቲ ኣብ መንጎ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ መዝገብ ‘ብኵናት ዝሕመሳ ዘለዋ ሃገራት’ ሰፊራ
Radio Erena: 02 November 2021
ኢትዮጵያ፣ ብኵናት ካብ ዝሕመሳ ዘለዋ ሃገራት ዓለም ምስተን ቀዳሞት ካብ እትስራዕ ኣህጉራዊ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ገሊጹ።
እታ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ እትርከብ ሃገር ማዕረ ዒራቕ፣ [...]
ሓይልታት ትግራይ ንከተማ ደሴ ከምዝተቖጻጸሩዋ ኣብ ዝሕብሩሉ ዘለዉ እዋን፣ ፈደራላዊ መንግስቲ’ታ ሃገር ‘ሓቅነት የብሉን’ ይብል
Radio Erena: 31 October 2021
ሓይልታት ትግራይ ንከተማ ደሴ ከምዝተቖጻጸሩዋ ኣብ ዝሕብሩሉ ዘለዉ እዋን፣ ፈደራላዊ መንግስቲ’ታ ሃገር ‘ሓቅነት የብሉን’ ክብል ገሊጹ።
ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ንኣጃንስ ፍራንስ ፕረስ ኣብ [...]
ብወተሃደራዊ ዕልዋ ስልጣን ሒዙ ዘሎ ኣል-ቡርሃን፣ ንዘቑሞ ሓድሽ መንግስቲ ክመርሓሉ ንዓብደላ ሓምዶክ ጻውዒት ኣቕሪቡ
Radio Erena: 31 October 2021
ኣብ ሱዳን ብወተሃደራዊ ዕልዋ ስልጣን ሒዙ ዘሎ ዓብደል ፋታሕ ኣል-ቡርሃን፣ ንዘቑሞ ሓድሽ መንግስቲ ክመርሓሉ ንዓብደላ ሓምዶክ ጻውዒት ከምዘቕረበሉ ኣፍሊጡ።
ኣል-ቡርሃን ምስ ደገፍቱ ኣብ ዘ [...]