Category: ሃገራዊ ዜና
ሓላፊ ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ነበር ዝምርሖ ጉጅለ ሶማል ናብ ኤርትራ በጺሑ
Radio Erena: 25 April 2022
ብሓላፊ ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ነበር፣ ፋሃድ ያሲን ዝተመርሐ ጉጅለ ሶማል ናብ ኤርትራ ከምዝበጽሐ ምንጭታት ራድዮ ኤረና ኣረጋጊጾም።
እቲ ጉጅለ፣ ዝሓለፈ ሰሙን፣ ሰሉስ 19 ሚያዝ [...]
ማእከላይ ባሕሪ፣ ልዕሊ 120 ሓተቲ ዑቕባ ዝጸዓና ብውሕዱ ኣርባዕተ ጀላቡ ብምጥሓለን ሓያሎ ሞይቶም
Radio Erena: 25 April 2022
ካብ ገማግም ባሕሪ ቱኒዝያ ተበጊሶም ናብ ኢጣልያ ንምስጋር ዝሓለኑ ልዕሊ 120 ስደተኛታት ዝጸዓና ብውሕዱ ኣርባዕተ ጀላቡ ከምዝጠሓላ ሰበ ስልጣን ህይወት ኣድሕን እታ ሃገር ኣፍሊጦም።
[...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት
Radio Erena: 24 April 2022
Radio Erena · ሰንበት 24 ሚያዝያ 2022
[...]
ናይ ኤርትራ ፓስፖርት ዝውንኑ ኤርትራውያን፤ ብናይ ወጻኢ ሃገራት ቪዛ ካብታ ሃገር ኣብ ዝወጹሉ እዋን፤ መንግስቲ ጽኑዕ ምቁጽጻር ይገብር
Radio Erena: 24 April 2022
ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ናይ ወጻኢ ሃገራት ቪዛ ዝሓዙ ኤርትራውያን ካብታ ሃገር ክወጹ ኣብ ዝሽገሩሉ ዘለዉ እዋን፤ መንግስቲ'ታ ሃገር ጸጥታ ናይ ምቁጽጻር ሓላፍነት ከምዘለዎ ኣፍሊጡ።
ማዕከ [...]
ናይ ሎሚ ቀዳም 23 ሚያዝያ ፈነወ ራድዮ ኤረና
Radio Erena: 23 April 2023
Radio Erena · ቀዳም 23 ሚያዝያ 2022
[...]
ኣብ ትግራይ፣ ኣብ 11 ኣዋርሕ፣ ልዕሊ1900 ቆልዑ ብዓጸቦ ከምዝሞቱ ተሓቢሩ
Radio Erena: 21 April 2022
ኣብ ትግራይ ጸኑዑ ዘሎ ከበባን ዕጽዋን ብሰንኪ ዘስዓቦ ዓጸቦ፣ ትሕቲ ሓሙሽተ ዓመት ዝዕድሚኦም፣ ልዕሊ 1900 ቆልዑ ከምዝሞቱ፣ ብሰብ ሞያ ሕክምና ናይቲ ክልል ንዝተዳለወ ጸብጻብ ብምጥ [...]
መንግስቲ ኤርትራ፣ ንሩስያ ዘለዎ ደገፍ ደጊሙ ንምግላጽ፣ ወኪሉ ናብ ሞስኮ ክልእኽ’ዩ
Radio Erena: 21 April 2022
ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬይን ወራር ድሕሪ ምፍጻማ፣ ኣንጻራ ብኣህጉራዊ ማሕበረሰብ ንዝተወስደ ስጉምታት ብወግዒ ዝተቓመ መንግስቲ ኤርትራ፣ ደገፉ ደጊሙ ንምርግጋጽ ወኪሉ ናብ ሞስኮ ክልእኽ' [...]
ዴንማርክ፣ ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን ናብ ርዋንዳ ንምግዓዝ ትዝቲ ኣላ
Radio Erena: 20 April 2022
መንግስቲ ዴንማርክ፣ ኣሰር እስራኤልን ብሪጣንያን ስዒቡ፣ ሓተቲ ዑቕባን ስደተኛታትን ናብ ርዋንዳ ንምግዓዝ ይዝቲ ከምዘሎ ሮይተርስ ሓቢሩ።
'ምስ ርዋንዳ ነካይዶ ዘሎ ዘተ፣ ኣተገባብ [...]
ሩዋንዳ፣ ካብ ብሪጣንያ ንዝስጎጉ ሓተቲ ዑቕባ ንምቕባል ትዳሎ ምህላዋ ተሓቢሩ
Radio Erena: 20 April 2022
ሩዋንዳ፣ ካብ ብሪጣንያ ንዝምለሱ ሓተቲ ዑቕባ ንምቕባል ምድላዋት ትገብር ከምዘላ ተሓቢሩ።
መርበብ ሓበሬታ ሞኒተር ካብ ካምፓላ ንሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሩዋንዳ፣ ቪንሰንት ቢሩታ፣ ብምጥቃ [...]
ማሕበር ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ተማሃሮ ዩኒቨርሲቲ ጆርጅ ዋሽንግተን፣ ኣብ ካይሮ ንእትርከብ ናይ መባእታ ቤት ትምህርቲ ንስደተኛታት ኤርትራ፣ ኣስታት 4 ሽሕ ዶላር ሓጊዞም
Radio Erena: 18 April 2022
ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፣ ዋሺንግተን ዲሲ ዝቖመት፣ ማሕበር ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ተማሃሮ ዩኒቨርሲቲ ጆርጅ ዋሽንግተን(EESA)፣ ኣብ ግብጺ፣ ከተማ ካይሮ ንእትርከብ፣ ስ [...]