Category: ሃገራዊ ዜና

1 94 95 96 97 98 214 960 / 2136
ሰሜን ኮርያ፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ምስፍሕፍሑ ብሰንኪ ዘይሓላፍነታውያን ሰበ ስልጣን ‘ዮም ክብል መራሒኣ ገሊጹ

ሰሜን ኮርያ፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ምስፍሕፍሑ ብሰንኪ ዘይሓላፍነታውያን ሰበ ስልጣን ‘ዮም ክብል መራሒኣ ገሊጹ

Radio Erena: 17 May 2022 ምስ ኤርትራ ክታበት ጸረ ኮረና ቫይረስ እትሕሰም ዘላን፣ ነቲ ለበዳ ብምስጢር ሒዛቶ ዝጸንሐትን ሰሜን ኮርያ፣ ኣጋጢሙዋ ዘሎ ምስፍሕፋሕ ብሰንኪ ዘይሓላፍነታውያን ሰበ ስልጣን ምዃኑ፣ መራሒኣ [...]
ፕረዚደንት ጆ ባይደን፣ ኣብ እዋን ትራምፕ ካብ ሶማል ዝተሳሕቡ ሰራዊት ኣመሪካ ናብታ ሃገር ክምለሱ ኣዚዙ

ፕረዚደንት ጆ ባይደን፣ ኣብ እዋን ትራምፕ ካብ ሶማል ዝተሳሕቡ ሰራዊት ኣመሪካ ናብታ ሃገር ክምለሱ ኣዚዙ

Radio Erena: 17 May 2022 ፕረዚደንት ጆ ባይደን፣ ሰራዊት ኣመሪካ ናብ ሶማል ክዋፈር ትእዛዝ ከምዘመሓላለፈ ማዕከናት ዜና ኣመሪካ ሓቢረን። ጆ ባይደን፣ ሰራዊት ኣመሪካ ናብ ሶማል ክምለስ ከምዝኣዘዘ ዝግለጽ ዘሎ [...]
ሶማል፣ ሓድሽ ፕረዚደንት ተመሪጹ

ሶማል፣ ሓድሽ ፕረዚደንት ተመሪጹ

Radio Erena: 15 May 2022 328 ኣባላት ፓርላማ ሶማል፣ ሎሚ ሰንበት 15 ግንቦት ኣብ ዘካየድዎ ሰለስተ ዙር ዘካተተ ምርጫ፣ ሓድሽ ፕረዚደንት መሪጾም። ቅድሚ ሓሙሽተ ዓመታት ፕረዚደንት ዝነበረ፣ ሓሰን ሸኽ ማሕ [...]
ብሪጣንያ ስደተኛታትን ሓተትቲ ዑቕባን ናብ ሩዋንዳ ክትሰድድ ንዝገበረቶ ስምምዕ ዝቃወም ወግዓዊ ክሲ ተመስሪቱ

ብሪጣንያ ስደተኛታትን ሓተትቲ ዑቕባን ናብ ሩዋንዳ ክትሰድድ ንዝገበረቶ ስምምዕ ዝቃወም ወግዓዊ ክሲ ተመስሪቱ

Radio Erena: 15 May 2022 ብሪጣንያ ስደተኛታትን ሓተትቲ ዑቕባን ናብ ሩዋንዳ ክትሰድድ ንዝገበረቶ ስምምዕ ዝቃወም ወግዓዊ ክሲ ተመስሪቱ። እቲ ብ10 ግንቦት ዝቐረበ ክሲ፣ ቤት ጽሕፈት ጉዳያት ብሪጣንያ ወይ ሆም ኦፊስ፣ ንኣ [...]
ናይ ቀዳም 14 ግንቦት 2022 ፈነወ ራድዮ ኤረና

ናይ ቀዳም 14 ግንቦት 2022 ፈነወ ራድዮ ኤረና

Radio Erena: 14 May 2022 Radio Erena · ቀዳም 14 ግንቦት 2022   [...]
ቋንቋ ትግርኛ ኣብ ጉግል ክትርጎምን ክትርጉምን ጀሚሩ

ቋንቋ ትግርኛ ኣብ ጉግል ክትርጎምን ክትርጉምን ጀሚሩ

Radio Erena: 12 May 2022 ቋንቋ ትግርኛ ኣብ ጉግል ክትርጎምን ክትርጉምን ከምዝጀመረ ማሕበረሰብ ምትርጓም ጉግል (Google translate) ሓቢሩ። ቋንቋ ትግርኛ ምስ 24 ካልኦት ቋንቋታት ኣብ ምትርጓም ጉግ [...]
ኤርትር ዝመበቆላ ፕሮፌሰር ኣስመረት፣ ዳይረክተር ቤት ጽሕፈት ስነ-ፍልጠት ኣመሪካ ኮይና

ኤርትር ዝመበቆላ ፕሮፌሰር ኣስመረት፣ ዳይረክተር ቤት ጽሕፈት ስነ-ፍልጠት ኣመሪካ ኮይና

Radio Erena: 12 May 2022 ባይቶ(ሰኔት) ሕ.መ.ኣመሪካ፣ ኤርትራ ንዝመበቆላ፣ ፕሮፌሰር ኣስመረት ኣሰፋው በርሀ ዳይረክተር ቤት ጽሕፈት ስነ-ፍልጠት(ሳይንስ) ኣብ ፈደረላዊ ክፍሊ ጸዓት ክትከውን ኣጽዲቑ:: ፕሮፌ [...]
ኤርትራ፣ ብናጽነት ፕረስ፣ ሎሚ ዓመት’ውን ንሰሜን ኮርያ ጥራይ በሊጻ ኣብ መወዳእታ ተሰሪዓ

ኤርትራ፣ ብናጽነት ፕረስ፣ ሎሚ ዓመት’ውን ንሰሜን ኮርያ ጥራይ በሊጻ ኣብ መወዳእታ ተሰሪዓ

Radio Erena: 10 May 2022 ኤርትራ፣ ብናጽነት ፕረስ፣ ካብ 180 ሃገራት ዓለም፣ ንሰሜን ኮርያ ጥራይ በሊጻ ኣብ መወዳእታ ተሰሪዓ። ጋዜጠኛታት ብዘይዶብ፣ ብምኽንያት 3 ግንቦት ተዘኪሩ ኣብ ዝወዓለ መዓልቲ ናጻፕ [...]
ቢንያም ግርማይ መን’ዩ?

ቢንያም ግርማይ መን’ዩ?

Radio Erena: 10 May 2022 https://www.youtube.com/watch?v=tyKcnkqZfGc [...]
ኣብ መንጎ ሰራዊት ኤርትራን ሓይልታት ትግራይን ውግእ ተኻይዱ

ኣብ መንጎ ሰራዊት ኤርትራን ሓይልታት ትግራይን ውግእ ተኻይዱ

Radio Erena: 09 May 2022 ኣብ መንጎ ሰራዊት ኤርትራን ሓይልታት ትግራይን ውግእ ተኻይዱ። እቲ ናብ 8 ግንቦት ኣብ ዘውግሐ ለይቲ፣ ኣብ ከባቢታት ባድመን ራማን፣ ብደብዳብ ከቢድ ብረት ዝተወልዐ ውግእ፣ ንኣስታት [...]
1 94 95 96 97 98 214 960 / 2136