Category: ሃገራዊ ዜና

“ኤርትራ፣ ተነዲፉ ብሰንኪ ኵናት ኣብ ግብሪ ዘይወዓለ ቅዋም፣ ከተተግብሮ’ያ ትደሊ” ሚ/ጉ/ወጻኢ ዑስማን ሳልሕ
Radio Erena: 21 October 2019
ኤርትራ፣ ነቲ ተነዲፉ፣ ብሰንኪ ኵናት ንሓያሎ ዓመታት ትግባሪኡ ተደናግዩ ዝጸንሐ ቅዋም ኣብ ግብሪ ከተውዕሎ ከምዝእትደሊ ሚኒስተር ጉዳያት ወጽኢ ኤርትራ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ገሊጹ።
[...]

ኣብ ኤርትራ ዝነጥፍ ዘሎ ኩባንያ ዕደና ኣውስትራልያ ይንቀፍ
Radio Erena: 20 October 2019
ኩባንያ ዕደና ፖታሽ ደንካሊ ነቲ ኣብ ኤርትራ ከባቢ ካሉሊ ደንካልያ ( ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ ) ዘካይዶ ዘሎ ዕደናን መኽሰቡን ንኤርትራውያን ዘለዎ ጉድኣት ከም ዝዛይድን ደው ክብልን፣ [...]

ዩኒሴፍ፣ “ህይወት ዘድሕን” ተባሂሉ ዝግለጽ ህጹጽ ክታበት ናብ ኤርትራ ልኢኹ
Radio Erena: 17 October 2019
ኣህጉራዊ ማዕከን ቆልዑ (UNICEF)፣ ህወይት ዘድሕን እናተባህለ ዝግለጽ ክታበት ናብ ኤርትራ ከምዝልኣኸ ኣፍሊጡ።
እቲ ከም ስትራቴጅያዊ ህጹጽ መድሃኒታት ዝግለጽ ክታበት፣ ዝሓ [...]

ኣስመራ፣ ዝተበላሸወ ሃለኽቲ ነገራት ናብ ዕዳጋ ይቐረብ ብምህላዉ ኣብ ህዝቢ መረረ ይፈጥር
Radio Erena: 16 October 2019
መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ሃለኽቲ ነገራት ድሕሪ ዝገበሮ ደረት ዋጋታት፣ ዕዳጋታት ኮሚደርን ሽጉርትን፣ ምምዝባዕ ፈጢሩ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም።
ድሕሪ'ቲ [...]

ንኣባላት ሰራዊት ኣእማን ብምስንዳው ኣጥቂዕኩም ተባሂሎም ንሰለስተ ዓመታት ዝተኣስሩ መንእሰያት ኣባሻውል ተፈቲሖም
Radio Erena: 15 October 2019
ንኣባላት ሰራዊት ኣእማን ብምስንዳው ኣጥቒዕኩም ብዝብል ክሲ: ካብ ወርሒ ሚያዝያ 2016 ኣትሒዞም: ኣብ ኣብያተ ማእሰርቲ ዓላ: ዓዲ ኣቤቶን ማይ ስርዋን ተኣሲሮም ዝጸንሑ: ልዕሊ 2 [...]

ትካል ግብረ ሰናይ ፊንላንድ፣ ልዕሊ 1400 ኤርትራውያን ብስርዓተ ምምሃርን ምስትምሃርን ኣሰልጢኑ
Radio Erena: 14 October 2019
ሓገዝ ቤተ ክርስትያን ፊን ወይ ድማ Finn Church Aid፣ ዝተባህለ ኣብ ኤርትራ ዝነጥፍ ዘሎ እንኮ ዘይመንግስታዊ ትካል ፊንላንድ፣ ልዕሊ 1400 መማህራን ብስርዓተ ምምሃርን ም [...]

ኢስታምቡል፣ ናብ ሰሜን ኤውሮጳ ንምስጋር ዝሕልኑ ኤርትራውያን ከርተት ይብሉ ምህላዉም ተሓቢሩ
Radio Erena: 14 October 2019
ካብ ሱዳን፣ ኢትዮጵያ፣ ዱባይን ካልኦት ሃገራትን ብዝተፈላለየ መስርሕ ናብ ቱርኪ ዝኣትዉ ዘለዉ ኣማኢት ኤርትራውያን ኣብ ሕማቕ ኩነታት ይወድቑ ከምዘለዉ ካብ ከተማ ኢስታንቡል ዝበጽሓ [...]

ኖርወይ፣ ኣብ ጽምብል መበል 25 ዓመት ምምስራት ሳዋ ፣ ኣብ ኣኼባ ህግደፍ ብምስታፉ፣ ናብ ኤርትራ ዝሰጎጎቶ ሰብ የለን
Radio Erena: 10 October 2019
ኣብ ኖርወይ፣ ኣብ ጽምብል መበል 25 ዓመት ምምስራት ሳዋ ፣ ኣብ ከተማ ኦስሎ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ካብ ህግደፍ ዝተሳተፉ፣ ናብ ኤርትራ ዝተሰጎገ ሰብ ከምዘየለ ነቲ ጉዳይ ዝከታተሉ [...]

ዳግም ዝትንስእ ዘሎ መንገዲ ኣየር ኡጋንዳ፣ ካምፓላ-ኣስመራ ቀጥታዊ በረራ ክጅምር’ዩ
Radio Erena: 09 October 2019
ድሕሪ ነዊሕ ዓመታት ዳግም ዝትንሳእ ዘሎ መንገዲ ኣየር ኡጋንዳ፣ ካብን ናብን ካምፓላ-ኣስመራ ቀጥታዊ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ክጅምር ምዃኑ ኣፍሊጡ።
ዝጅምረሉ ዕለት ግና ብንጹር [...]

ሩስያ፣ ብማህደረ ትምህርቲ ክትቅበሎም ዝጸንሐት ብዝሒ ኤርትራውያን ተማሃሮ ከተዛይድ’ያ
Radio Erena: 07 October 2019
ሩስያ፣ ብማህደረ ትምህርቲ ክትቅበሎም ዝጸንሐት ብዝሒ ኤርትራውያን ተማሃሮ ከተዛይዶ ምዃና ተገሊጹ።
እዚ ዝተገልጸ፣ ካብ 23 ክሳብ 24 ጥቅምቲ፣ ኣብ ከተማ ሶቺ፣ ዋዕላ ሩስያን [...]