Category: ሃገራዊ ዜና

1 198 199 200 201 202 214 2000 / 2136
ፈረንሳ ንሊብያ ክትህቦ ዝመደበት ጀላቡ ሓለዋ ገምጋም ባሕሪ ሰሪዛ

ፈረንሳ ንሊብያ ክትህቦ ዝመደበት ጀላቡ ሓለዋ ገምጋም ባሕሪ ሰሪዛ

Radio Erena: 08 December 2019 ፈረንሳ ንሰበስልጣን ሊብያ ክትህቦ መዲባ ዝነበረት ንሓለዋ ባሕሪ ዘገልግላ ጀላቡ፣ ከምዝሰረዘቶ ኣፍሊጣ። ሸሞንተ ኣህጉራውያን ተጣበቕቲ መሰላት ብሓባር ኣብ ልዕሊ ፈረንሳ ክሲ [...]
ኢትዮጵያ ምስ ኤርትራ ዝነበራ ግጥም ሴካፋ ሰሪዛ

ኢትዮጵያ ምስ ኤርትራ ዝነበራ ግጥም ሴካፋ ሰሪዛ

Radio Erena: 04 December 2019 ኢትዮጵያ ምስ ኤርትራ ተሰሪዑላ ዝነበረ ግጥም ሴካፋ ሰሪዛቶ። ኢትዮጵያ፣ ካብቲ 7 ክሳብ 9 ታሕሳስ ኣብ ኡጋንዳ ክካየድ ዝተመደብ ግጥማት ማእከላይን ምብራቅን ኣፍሪቃ ከምዝሰሓ [...]
እስራኤል፣ ኤርትራውያን ኣብ ዝመላለሱለን ኣብያተ ክርስትያን ብዝተጓሃሃረ  ባእሲ ሓይሎ ሰባት ቆሲሎም

እስራኤል፣ ኤርትራውያን ኣብ ዝመላለሱለን ኣብያተ ክርስትያን ብዝተጓሃሃረ ባእሲ ሓይሎ ሰባት ቆሲሎም

Radio Erena: 03 December 2019 እስራኤል፣ ኤርትራውያን ኣብ ዝመላለሱለን ኣብ ኣብያተ ክርስትያን ብሰንኪ ዝርአ ዘሎ ምክፍፋልን ባእስን፣ ኣብ ህይወት ሰባት ጉድኣት ይበጽሕ ኣሎ። ካብ ትማሊ 2 ታሕሳስ ኣትሒዙ [...]
ኢትዮጵያ እተቑሞ ሓይሊ ባሕሪ፣ ኣብ ጅቡቲ ትድኩኖ ከምዘላ ተገሊጹ

ኢትዮጵያ እተቑሞ ሓይሊ ባሕሪ፣ ኣብ ጅቡቲ ትድኩኖ ከምዘላ ተገሊጹ

Radio Erena: 03 December 2019 ኢትዮጵያ፣ ብሓገዝ ፈረንሳ እተቝሞ ዘላ ሓይሊ ባሕሪ ኣብ ጅቡቲ ክድኮን ምዃኑ ዘ ካፒታል ዝተባህለት ጋዜጣ እታ ሃገር ሓቢራ። ብመሰረት እታ ጋዜጣ ዘቕረበቶ ሓበሬታ፣ ሓይሊ ባሕ [...]
ኣብዚ እዋን፣ ኣብ ዓለምና፣ 37.9 ሚልዮን ሰባት ምስ  ኤችኣይቪ-ኤይድስ ይነብሩ

ኣብዚ እዋን፣ ኣብ ዓለምና፣ 37.9 ሚልዮን ሰባት ምስ ኤችኣይቪ-ኤይድስ ይነብሩ

Radio Erena: 02 December 2019 ኣብ 2018፣ ብደረጃ ዓለም1.7 ሚልዮን ሰባት ብሕማም ኤችኣይቪ-ኤይድስ ከምዝተለኽፉ ውድን ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ። ኣብታ ዓመት እቲ ድማ ልዕሊ 700 ሽሕ ሰባት ብሰንኪ እዚ ሕ [...]
ስዑዲ ዓረብን ቀጠርን ፣ ዝጸንሐን ምስሕሓብ ንምፍታሕ ብምስጢር ርክባት ምክያደን ተገሊጹ

ስዑዲ ዓረብን ቀጠርን ፣ ዝጸንሐን ምስሕሓብ ንምፍታሕ ብምስጢር ርክባት ምክያደን ተገሊጹ

Radio Erena: 02 December 2019 ስዑዲ ዓረብን ቀጠርን ዝጸንሐን ምስሕሓብ ንምፍታሕ፣ ብምስጢር ርካባት ምክያደን ተገሊጹ። ሮይተርስ ንምንጭታቱ ብምጥቃስ ኣብ ዝቕረቦ ሓበሬታ፣ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ቀጠር፣ ሸ [...]
ቀ/ሚ ሱዳን፣ ኣቦ መንበር ኢጋድ ኮይኑ

ቀ/ሚ ሱዳን፣ ኣቦ መንበር ኢጋድ ኮይኑ

Radio Erena: 02 December 2019 ሽዱሽተ መራሕቲ ሃገራት በይነ-መንግስታዊ በዓል ስልጣን ንምዕባለ (ኢጋድ)፣ ብ29 ሕዳር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሱዳን ኣብ ዝተረኽብሉ ዋዕላ፣ ሱዳን ኣቦ መንበርነት ኢጋድ ተረኪባ። [...]
ቐጠር ብመንግስቲ ኤርትራ ንዝቐረበላ ክሲ ነጺጋቶ

ቐጠር ብመንግስቲ ኤርትራ ንዝቐረበላ ክሲ ነጺጋቶ

Radio Erena: 01 December 2019 ቐጠር ብመንግስቲ ኤርትራ ንዝቐረበላ ክሲ ምሉእ ብምሉእ ነጺጋቶ። መንግስቲ ኤርትራ ብመንገዲ ኣፈኝኡ ሚኒስትሪ ዜና ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ቐጠር ምስ ዝተፈላለዩ ጉጅለታት ብምትሕብባር [...]
ሽዱሽተ መራሕቲ ሃገራት ኢጋድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጋቢኦም

ሽዱሽተ መራሕቲ ሃገራት ኢጋድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጋቢኦም

Radio Erena: 29 November 2019 ሽዱሽተ መራሕቲ ሃገራት በይነ-መንግስታዊ በዓል ስልጣን ንምዕባለ (ኢጋድ)፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጋቢኦም። ኣብቲ ብዓርቢ 29 ሕዳር፣ ዝተጋብአ መበል 13 ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት [...]
መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ 3 ዓመታት፣ ኣስታት 50 ሽሕ መንበሪ ኣባይቲ ክሃንጽ ምዃኑ ይጉስጉስ

መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ 3 ዓመታት፣ ኣስታት 50 ሽሕ መንበሪ ኣባይቲ ክሃንጽ ምዃኑ ይጉስጉስ

Radio Erena: 28 November 2019 መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ውሽጢ 3 ዓመታት ኣስታት 50 ሽሕ መንበሪ ኣባይቲ ክሃንጽ ምዃኑ ይገልጽ ኣሎ። እቲ መንግስቲ ብመንገዲ ኤምባሲታት፣ ካድራትን ካልኦት ልኡኻትን ኣብ ውሽ [...]
1 198 199 200 201 202 214 2000 / 2136