Category: ሃገራዊ ዜና

1 192 193 194 195 196 214 1940 / 2136
ፈረንሳ፣ ኣብ ጎደናታት ክነብሩ ዝጸንሑ ኣማኢት ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት 1400 ስደተኛታት፣ ናብ ግዝያዊ መዕቆቢ ተወሲዶም

ፈረንሳ፣ ኣብ ጎደናታት ክነብሩ ዝጸንሑ ኣማኢት ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት 1400 ስደተኛታት፣ ናብ ግዝያዊ መዕቆቢ ተወሲዶም

Radio Erena: 30 January 2020 ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ፈረንሳ፣ ኦበርቪልየ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ፣ ቴንዳታት ብምዝርጋሕ ኣብ ጎደናታት ክነብሩ ዝጸንሑ፣ ኣማኢት ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት 1400 ስደተኛታት ናብ ውሑ [...]
ከሰላ፣ ምስ ኤርትራ ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ኣብ ሓለዋ ዝተዋፈሩ ወትሃደራት፣ ሓደ ሰበ ቀቲሎም

ከሰላ፣ ምስ ኤርትራ ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ኣብ ሓለዋ ዝተዋፈሩ ወትሃደራት፣ ሓደ ሰበ ቀቲሎም

Radio Erena: 29 January 2020 ወትሃደራት ሱዳን ኣብ ከባቢ ወደ 'ል ሒሉ ብዝኸፈትዎ ቶኽሲ ሓደ ሰበ ከምዝቐተሉ ምንጭታት ካብቲ ከባቢ ሓቢሮም። እቶም ወትሃደራት፣ ኣብ ከባቢ ገዳርፍ ኣብ እትከብ ወደ'ል ሒሉ [...]
መዓልታዊ ፈነወ ኤረና

መዓልታዊ ፈነወ ኤረና

https://www.youtube.com/watch?v=7vaSZTutNFw&list=PLyAPiiyVNTY31Bpak3yzMOJkY32LjD86s&index=1 [...]
Forto the March Upward

Forto the March Upward

Radio Erena: 27 January 2020 From a hill high up in the Eritrean capital of Asmara, a stale colored building towers over the city from the sout [...]
2°C ኣብ ዝዓቐኑ መዝሓሊ ተሓቢኦም ናብ ብሪጣንያ ክኣትዉ ዝፈተኑ 23 ኤርትራውያን ድሒኖም

2°C ኣብ ዝዓቐኑ መዝሓሊ ተሓቢኦም ናብ ብሪጣንያ ክኣትዉ ዝፈተኑ 23 ኤርትራውያን ድሒኖም

Radio Erena: 27 January 2020 2°C ኣብ ዝዓቐኑ መዝሓሊ (ፍሪጅ) ኣብ ዘለዋ ናይ ጽዕነት መኪና ተሓቢኦም ናብ ብሪጣንያ ክኣትዉ ዝፈተኑ ኣስታት 20 ኤርትራውያን ከምዝደሓኑ ፖሊስ ቤልጁም ኣፍሊጡ። ሰለስተ ካ [...]
ሕብረት ኤውሮጳ ንመንግስቲ ኤርትራ ናይ ባጀት ደገፍ ምግባሩ ዝነቅፍ ሓድሽ ጸብጻብ ቀሪቡ

ሕብረት ኤውሮጳ ንመንግስቲ ኤርትራ ናይ ባጀት ደገፍ ምግባሩ ዝነቅፍ ሓድሽ ጸብጻብ ቀሪቡ

Radio Erena: 26 January 2020 ሕብረት ኤውሮጳ ንመንግስቲ ኤርትራ ናይ ባጀት ደገፍ ምግባሩ ዝነቅፍ ሓድሽ ጸብጻብ ቀሪቡ። ፓርላማ ኤውሮጳዊ ሕብረት ብዕለት 23 ጥሪ ኣብ ዝወዓሎ ኣኼባ፣ ሓያሎ ካብ ኣባላቱ፣ ነቲ መንግስ [...]
ስዊዘርላንድ ንመንግስቲ ኤርትራ እትልግሶ ፋይናንስያዊ ሓገዝ ክትቅጽል እያ

ስዊዘርላንድ ንመንግስቲ ኤርትራ እትልግሶ ፋይናንስያዊ ሓገዝ ክትቅጽል እያ

Radio Erena: 26 January 2020 ስዊዘርላንድ ንመንግስቲ ኤርትራ እትልግሶ ፋይናንስያዊ ሓገዝ ክትቅጽሎ ምዃና ተገሊጹ። ፈደራላዊ ጉዳያት ወጻኢ ስዊዘርላንድ፣ ኣብ ኤርትራ ንሞያዊ ስልጠና ዝውዕል ናይ ሰለስተ ዓመታት ፕሮጀ [...]
“ኣብ 2019፣ ልዕሊ 72 ሽሕ ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ ዑቕባ ሓቲቶም” UN

“ኣብ 2019፣ ልዕሊ 72 ሽሕ ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ ዑቕባ ሓቲቶም” UN

Radio Erena: 25 January 2020 ዝሓለፈ ወርሒ ኣብ ዝተዛዘመት፣ ዓመተ 2019፣ ልዕሊ 72 ሽሕ ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ ዑቕባ ከምዝሓተቱ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ካብ [...]
ዶብ ሱዳንን ሊብያን፣ ዝበዝሑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 107 ስደተኛታት ተታሒዞም

ዶብ ሱዳንን ሊብያን፣ ዝበዝሑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 107 ስደተኛታት ተታሒዞም

Radio Erena: 23 January 2020 ሓይልታት ጸጥታ ሱዳንን ሊብያን ዚጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያ ምዃኖም ዝጠቕስዎም 107 ስደተኛታት ኣብ ዶብ ክልቲኤን ሃገራት ከምዝሓዙ ገሊጾም። ኣዛዚ ናይቲ ብልፍንቲ ዝቖመ ሓለዋ [...]
ኤርትራ፣ ንቅድድም ብሽክለታ ላ ትሮፒካል ኣሚሳ ቦንጎ ዓብሊላቶ

ኤርትራ፣ ንቅድድም ብሽክለታ ላ ትሮፒካል ኣሚሳ ቦንጎ ዓብሊላቶ

Radio Erena: 22 January 2020 ኣብ ጋቦን፣ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 15 ቅድድም ብሽክለታ ላ ትሮፒካል ኣሚሳ ቦንጎ፣ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ነቲ ውድድር ዓብሊላ ከምዘላ ማዕከናት ዜና ስፖርት ካብ ካብታ ሃገር ሓቢ [...]
1 192 193 194 195 196 214 1940 / 2136