Category: ሃገራዊ ዜና

1 191 192 193 194 195 214 1930 / 2136
ጂቡቲ፣ ወኪል ኤርትራ ዘይተሳተፎ ኣኼባ ኢጋድ ተኻይዱ

ጂቡቲ፣ ወኪል ኤርትራ ዘይተሳተፎ ኣኼባ ኢጋድ ተኻይዱ

Radio Erena: 04 February ኣብ ጂቡቲ፣ ወኪል ኤርትራ ዘይተሳተፎ ኣኼባ ኣባላት ሃገራት ኢጋድ ተኻይዱ። ኣብቲ ብሓድሽ ኣቦ መንበር ኢጋድ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን ዓብደላ ሓምዶክ ተመሪሑ፣ ብ3 ለካቲት ዝተኻየደ [...]
A Summit in a Glass House

A Summit in a Glass House

Radio Erena: 04 February 2020 Three African leaders met while the capital of one of the leaders’ countries was racked by explosions. The other [...]
ቀ/ሚ እስራኤል፣ ብዛዕባ ምስጓግ ኤርትራውያን ንምዝርራብ ናብ ኡጋንዳ ኣትዩ

ቀ/ሚ እስራኤል፣ ብዛዕባ ምስጓግ ኤርትራውያን ንምዝርራብ ናብ ኡጋንዳ ኣትዩ

Radio Erena: 03 February 2020 ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል በንያሚን ናታንያሁ፣ ብዛዕባ ምስጓግ ኣብ ሃገሩ ዝርከቡ ኤርትራውያንን ዜጋታት ካልኦት ሃገራት ኣፍሪቃን ብምዝልከት ንምዝርራብ ናብ ኡጋንዳ ኣምሪሑ። [...]
ኣብ ኤርትራ፣ ኣስታት 320 ሽሕ ሰባት ጥራይ ናይ ሞባይል ሲም ካርድ ይውንኑ

ኣብ ኤርትራ፣ ኣስታት 320 ሽሕ ሰባት ጥራይ ናይ ሞባይል ሲም ካርድ ይውንኑ

Radio Erena: 03 February 2020 ኣብ መላእ ኤርትራ፣ ሲም ካርድ ናይ ቴሌፎን ክውንኑ ዝኸኣሉ ሰባት ካብ 320 ሽሕ ከምዘይበዝሑ፣ ኣባል ኤሪቴል ዝነበረ መንእሰያት ንሬድዮ ኤረና ሓቢሩ። ብገምጋም መንግስቲ፣ ኣ [...]
ብወራር ዕስለ ኣንበጣ ዝተጠቕዓ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ንምሕጋዝ 70 ሚልዮን ዶላር ካብ ለገስቲ ተሓቲቱ

ብወራር ዕስለ ኣንበጣ ዝተጠቕዓ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ንምሕጋዝ 70 ሚልዮን ዶላር ካብ ለገስቲ ተሓቲቱ

Radio Erena: 03 February 2020 ኤርትራ እትርከበን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ካብ ዝሓለፈ ክልተ ኣዋርሕ እትሒዘን ኣብ መኸተ ወራር ዕስለ ኣንበጣ'የን ዝርከባ። ነቲ ድሮ'ውን እኹል ምህርቲ ክሓፍስ ዘይጸንሐ ዞባ [...]
ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ኤርትራ ዘንበረቶ ናይ ኢሚግሬሽን ቪዛ ማዕቀብ፣ መንግስቲ ኤርትራ ነጺጉዎ

ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ኤርትራ ዘንበረቶ ናይ ኢሚግሬሽን ቪዛ ማዕቀብ፣ መንግስቲ ኤርትራ ነጺጉዎ

Radio Erena: 02 February 2020 ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ኤርትራ ዘንበረቶ ናይ ኢሚግሬሽን ቪዛ ማዕቀብ፣ መንግስቲ ኤርትራ ነጺጉዎ። እቲ ብመልክዕ እማመ ቀሪቡ ዝጸንሐ ናይ ቪዛ ማዕቀብ፣ ንኤርት [...]
ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ይኣክል ደለይቲ ፍትሒ፣ ብደረጃ ኣህጉር ክጥርነፍ ጻውዒት ቀሪቡ

ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ይኣክል ደለይቲ ፍትሒ፣ ብደረጃ ኣህጉር ክጥርነፍ ጻውዒት ቀሪቡ

Radio Erena: 02 February 2020 በብሃገራትን ከተማታትን ክጥርነፍ ዝጸንሐ ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ይኣክል ደለይቲ ፍትሒ፣ ብደረጃ ኣህጉር ክጥርነፍ ጻውዒት ቀሪቡ። እቲ ድሮ በብሃገሩ ቆይሙ ዘሎ ባይቶታትን ጽላላትን ይኣ [...]
ሰሙናዊ ፍጻሜታት

ሰሙናዊ ፍጻሜታት

Radio Erena: 01 February 2020 https://www.youtube.com/watch?v=WMcTspH0BYA [...]
ኢትዮጵያ፣ “ንኤርትራውያን ዑቕባ ምሃብ ደው ኢሉ” እናተባህለ ዝጋዋሕ ዘሎ ሓበሬታ ሓቕነት ከምዘይብሉ ኤረና ኣረጋጊጻ

ኢትዮጵያ፣ “ንኤርትራውያን ዑቕባ ምሃብ ደው ኢሉ” እናተባህለ ዝጋዋሕ ዘሎ ሓበሬታ ሓቕነት ከምዘይብሉ ኤረና ኣረጋጊጻ

Radio Erena; 31 January 2020 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ፍሉይ ፖለቲካዊ ጉዳይ ዘለዎም እንተዘይኮይኑ፣ ንኤርትራውያን ዑቕባ ምሃብ ደው ኣቢሉ እናተባህለ ብማሕበራዊ ሜዳያታት ክዘውር ዝጸንሐ ሓበሬታ ሓቕነት ከምዘይብሉ ሬ [...]
ኤርትራ፣ ኣገልግሎታት ኢንተርነት ዝከታተል ሓድሽ ኣሃዱ ስለያ ተዋፊሩ

ኤርትራ፣ ኣገልግሎታት ኢንተርነት ዝከታተል ሓድሽ ኣሃዱ ስለያ ተዋፊሩ

Radio Erena: 30 January 2020 ኣብ ኤርትራ፣ ንኣገልግሎታት ኢንተርነት ዝከታተል ሓድሽ ኣሃዱ ስለያ ከምዝተዋፈረ ምንጭታት ኤረና ሓቢሮም። እቶም ብሓገዝ መንግስቲ ቻይና፣ ኣብ ኣስመራን ከተማታት ቻይናን ዝሰልጠኑ ኣባ [...]
1 191 192 193 194 195 214 1930 / 2136