Category: ሃገራዊ ዜና

1 190 191 192 193 194 214 1920 / 2136
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ካብ የመን ንዝተሰሓበ ሰራዊታ ወትሃደራዊ ኣቀባበላ ጌራ

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ካብ የመን ንዝተሰሓበ ሰራዊታ ወትሃደራዊ ኣቀባበላ ጌራ

Radio Erena: 11 February 2020 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ካብ 2015 ኣትሕዙ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ተሰሊፉ ናብ የመን ዝወፈረ ሰራዊታ፣ በብቁሪብ ምስሓብ ካብ እትጅምር ኣስታት ሓደ ዓመት ኣቑጺሩ ኣሎ። ሕቡራት ኢማ [...]
ስዑዲ፣ ኢቓማ ዘይብሎም ዜጋታት ኤርትራ ካብታ ሃገር እንተወጺኦም ዝኾነ መቕጻዕቲ ከምዘይትብይነሎም ኣፍሊጣ

ስዑዲ፣ ኢቓማ ዘይብሎም ዜጋታት ኤርትራ ካብታ ሃገር እንተወጺኦም ዝኾነ መቕጻዕቲ ከምዘይትብይነሎም ኣፍሊጣ

Radio Erena: 10 February 2020 ስዑዲ ዓረብ፣ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ (ኢቓማ) ዘይብሎም ይኹኑ፣ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓዶም ካብ ዝወድቕ ነዊሕ ዓመታት ዝገበረ ኤርትራውያን፣ ኣብዘን ሰለስተ ኣዋርሕ፣ ናብ ሃገሮም ክምለሱ [...]
ሱዳን፣ ምስ ኤርትራ ኣብ ዘዳውብ ዞባ ምብራቕ ሱዳን ዓቃብ ሰላም ሕ/ሃ ክዋፈር ጠለብ ኣቕሪባ

ሱዳን፣ ምስ ኤርትራ ኣብ ዘዳውብ ዞባ ምብራቕ ሱዳን ዓቃብ ሰላም ሕ/ሃ ክዋፈር ጠለብ ኣቕሪባ

Radio Erena: 10 February 2020 መንግስቲ ሱዳን፣ ምስ ኤርትራ ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ምብራቕ ሱዳን ዝርከቦ ሓያሎ ዞባታት፣ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ክዋፈር ወግዓዊ ጠለብ ከምዘቅረበ መግለጺ ቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተ [...]
መንደፈራ፣ ካብ ግፋ ክሃድም ዝፈተነ መንእሰያት ብጥይት ተቐቲሉ

መንደፈራ፣ ካብ ግፋ ክሃድም ዝፈተነ መንእሰያት ብጥይት ተቐቲሉ

Radio Erena: 09 February 2020 ኣብ መንደፈራ፣ ዝሓለፈ ሰሙን፣ ብ4 ለካቲት፣ ካብ ግፋ ክሃድም ዝፈተነ ወዲ 26 ዓመት መንእሰያት ብዝተተኮሰሉ ብጥይት ተቐቲሉ። እቲ ወዲ ስዉእ ተጋዳላይ ምዃኑ ዝተገልጸ መንእ [...]
ሰሙናዊ ፍጻሜታት: ቀዳም 08 ለካቲት 2020

ሰሙናዊ ፍጻሜታት: ቀዳም 08 ለካቲት 2020

Radio Erena: 09 February 2020 https://www.youtube.com/watch?v=qEYTsZA3QZs [...]
ጉዳይ ኣብ መሓዩር ዝርከቡ ኤርትራውያን ጋዜጠኛታት ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃ ቀሪቡ

ጉዳይ ኣብ መሓዩር ዝርከቡ ኤርትራውያን ጋዜጠኛታት ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃ ቀሪቡ

Radio Erena: 09 February 2020 ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪቃ በብመድረኹ ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ እዋን፣ ንጉዳይ ኤርትራዊ ሽወደናዊ ዳዊት ይስሃቕን ኣብ ቀይዲ ዝርከቡ ኤርትራውያን ጋዜጠኛታትን ዝምልከት ቀሪቡ። ኣብ ኮሚሽን ሰብ [...]
ፈረንሳ፣ ብቕትለት ሓደ ሱዳናዊ ዝተኸሰሱ ክልተ ኤርትራውያን ን12 ዓመታት ክእሰሩ ተፈሪዶም

ፈረንሳ፣ ብቕትለት ሓደ ሱዳናዊ ዝተኸሰሱ ክልተ ኤርትራውያን ን12 ዓመታት ክእሰሩ ተፈሪዶም

Radio Erena: 06 February 2020 ኣብ ሰሜናዊ ፈረንሳ፣ ስደተኛታት ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ኣብ ዝተኣኻኸብሉ ጫካታት ካሌ፣ ኣብ መንጎ ስደተኛታት ኣብ 2016 ኣብ ዝተጎሃሃረ ባእስን እምባጋሮን፣ ብቅትለት ሓደ ሱዳና [...]
ኤርትራ ኣብ እትርከበን 27 ሃገራት፣ ክሽቦ ደቂንስትዮ ብዝልዓለ ቁጽሪ ይቕጽል ኣሎ

ኤርትራ ኣብ እትርከበን 27 ሃገራት፣ ክሽቦ ደቂንስትዮ ብዝልዓለ ቁጽሪ ይቕጽል ኣሎ

Radio Erena: 06 February 2020 ኤርትራ ኣብ እትርከበን 27 ሃገራት፣ ክሽቦ ደቂንስትዮ ብዝልዓለ ቁጽሪ ይቕጽሎ ከምዘሎ ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊጹ። ብደረጃ ዓለም፣ ብሰንኪ ክሽቦ ደቂንስትዮ ንዝስዕብ ዘሎ ጥዕና [...]
ኣምባሳደራት  ሕ/ኤ፣ በቲ ሕብረት መዊሉ ዝህጸን ዘሎ ንወደብ ባጽዕ ምስ ኢትዮጵያ ዘራኽብ ጽርግያ ዑደት ኣካይዶም

ኣምባሳደራት ሕ/ኤ፣ በቲ ሕብረት መዊሉ ዝህጸን ዘሎ ንወደብ ባጽዕ ምስ ኢትዮጵያ ዘራኽብ ጽርግያ ዑደት ኣካይዶም

Radio Erena: 06 February 2020 ኣምባሳደራት ሃገራት ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ኤርትራ፣ ብሕብረት ኤውሮጳ ተመዊሉ ንዝህንጸ ዘሎ፣ ንወደብ ባጽዕ ምስ ኢትዮጵያ ዘራኽብ ናይ ቅጥራን ጽርግያ ዑደት ኣካይዶም። ወኪል ሕ [...]
ልዕሊ 35 መራሕቲ ዝሳተፍዎ መበል 33 ኣኼባ ሕብረት ኣፍሪቃ ክካየድ’ዩ

ልዕሊ 35 መራሕቲ ዝሳተፍዎ መበል 33 ኣኼባ ሕብረት ኣፍሪቃ ክካየድ’ዩ

Radio Erena: 06 February 2020 መበል 33 ኣኼባ መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪቃ 9ን10ን ለካቲት ክካየድ'ዩ። ኣብቲ፣ "ምዝሓል ጠበናጁ" ብዝብል ኣርእስቲ ዝካየድ ኣኼባ፣ ብውሕዱ 35 መራሕቲ ኣባላት ሃገራት ሕብረ [...]
1 190 191 192 193 194 214 1920 / 2136